Browsing Category
ስፓርት
ኣዳም ላላና ንባዕሉ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንግሊዛዊ ነበር ተፃዋታይ ጋንታታ ሊቨርፑልን ሳውዝሃምፕተንን ኣዳም ላላና ርእሱ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ።
ናይ ማእኸል ተፃዋታይ ኣዳም ላላና ኣብ 37 ዓመቱ ጫማ ከምዝሰቐለ ሎሚ መዓልቲ ኣረጋጊፁ፡፡
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዘነበሮ…
መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ንምፅናሕ ትገብሮ ናይ 90 ደቒቕ ንሕንሕ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ንጋንታ ኢትዮጵያ መድን ሻምፒዮን ብምግባር ካብቲ ሊግ ካብ ሞንጎ ዝሰናበታ ኣርባዕተ ጋንታታት እተን ሰለስተ ኣቐዲሙ ናብ ላዕለዋይ ሊግ ብምፍናው ናይዚ ዓመት ውድድር ንምዝዛም ሰለስተ ፀወታን ክልተ መዓልቲን ጥራሕ ተሪፉዎ ኣሎ፡፡…
ኢትዮጵያ ቡናን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡናን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን 2 ን 2 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ንኢትዮጵያ ቡና እስራኤል ሸጎሌን ዮሃንስ ኪዳነን ሸቶታት እንተመዝግቡ፥ ወልደአኣማኑኤል ጌቱን ኪቲካ ጅማን ድማ ንኢትዮጵያ ንግድ ባንክ…
ናይ መወዳእታ ሕፁያት ኮኸብ ተፃወትቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ውድድር ዓመት ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃትቲ ኩዕሾ እግሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ኮኸብ ተፃወትቲ እዚ ውድድር ዓመት ዕላዊ ኮይኖም፡፡
ኣብቲ ሊግ 15 ደረጃ ብመሓዝ ዝኸፍአ ዓመተ ውድድር ናይ ዘሕለፈት ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ተጣዋታይ ዝኾነ…
ባርሴሎና ንምሁኣን ጋርሺያ ካብ ኢስፓኞል ኣፈሪማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካታላላናዊት ጋንታ ባርሴሎና ንሓላወዊ ልዳት ጋንታ ኢስፓኞል ሁኣን ጋርሺያ ኣፈሪማቶ።
ባርሴሎና ወዲ 24 ዓመት ሓላዊ ልዳት ብ25 ሚሊየን ዩሮ ክሳብ 2031 ዘፅነሖ ውዕሊ ኮንትራት ከምዘፈረሜ ኣፍሊጣ፡፡
ኣብ ላሊጋ ካብ ዘለዉ ዝበለፁ ሓለውቲ…
ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ኣብ ፈላማይ ሰሙን ክራኸባ እየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2025/26 ውድድር ዓመት ፀወታ ሎሚ ዕላዊ ኮይኑ።
በዙይ መሰረት መርሃ ግብሪ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ኣብ ፈላማይ ሰሙን ዘራኽብ ካብ ብሕዚኡ ትፅቢት ይግበር፡፡
ሻምፒዮን ሊቨርፑል ኣብ መርሃ…
ውድድር መልላእ ፀወታታት ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻድሻይ ውድድር መልላእ ፀወታታት ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ዩንቨርስቲ ጅማ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ውድድር ን10 መዓልታት ዝፀነሕ ኢዩ ተባሂሉ።
ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ስፖርተኛታት ከምዝሳተፉ እውን ተሓቢሩ።…
ሲዳማ ቡናን ኣርባ ምንጭ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡናን ኣርባ ምንጭ ከተማን ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን።
ረፋድ 3፡30 ኣብ ኩለመዳይ ስታዲየም ወንጂ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኢዩ ክልቲአን ጋንታታት ነጥቢ ተኻፊለን ክወፅኣ ዝኸኣላ።
መርሃ…
መቐለ 70 እንደርታ እንትትዕወት ፋሲል ከነማን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ተኻይዶም፡፡
ኣብቲ ሊክ ንዘይምውራድ ኣብ ዝግበር ንሕንሕ ዝርከባ ጋንታታት ዝተፃወታሎም ሰለስተ ፀወታታት ብተመሳሳሊ ግዘ ሰዓት 9፡00 ተኻይዶም፡፡
ብመሰረት እዚ…
ሪያል ማድሪድ ውዕል ራውል ኣሴንሲዮን ኣናዊሓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ስፔናዊ ተኸላኻላይ ራውል ኣሴንሲዮን ምስ ክለቡ ዝነበሮ ውዕሊ ክሳብ 2031 ኣናዊሓ።
ወዲ 22 ዓመት ተፃዋቲ ተኸላኻላይ ራውል ኣሴንሲዮን ኣብ ሪያል ማድሪድ ክሳብ 2029 ዝፀንሕ ኮንትራት ንተወሳኺ ክልተ ዓመታት ዘፅንሕ…