Browsing Category
ስፓርት
ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ክሪስታል ፓላስ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ክሪስታል ፓላስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ።
ምዕሩይ ዝኾነ ዓቕሚ ምህናፅ ዝተስኣኖ ማንቼስተር ዩናይትድ ሎሚ ሰዓት 9፡00 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኢዩ…
ማንቼስተር ሲቲ ንሊድስ ዩናይትድ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንሊድስ ዩናይትድ 3 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡
ማንቼስተር ሲቲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፊል ፎደን (2) ሸቶታትን ግቫርዲዮልን እንተመዝግቡ፤ ናይ ሊድስ ዩናይትድ ድማ ካልቨርት…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ በእንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ 5 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓቲ 5 ፀወታታት ካካየዱ ኢዮም፡፡
በዚ ድማ ምሸት ሰዓት 12 ብሬንትፎርድ ምስ በርንሌይ፣ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሊድስ ዩናይትድ ከምኡ እውን ሰንደርላንድ ምስ በርንማውዝ ፀወተአን ከካይዳ…
ስርሑ ዝዛረበሉ ኮከብ ኢንጎሎ ካንቴ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሱ ብዛዕባ ስርሑ ምንም ምዝራብ እንተየድለዮ ስርሑ ዝምስክረሉ ኮኸብ ኢዩ ፈረንሳዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ማእኸል ኢንጎሎ ካንቴ፡፡
ናብ ፈረንሳይ ካብ ዝተሰደዱ ማላዊያን ወለዱ ኣብ ፓሪስ ዝተወለደ ኢንጎሎ ካንቴ፤ ብባህሪኡ ሓፋር ይኹን እምበር ኣብ ሜዳ…
ኢትዮጵያ ንኬንያ ብምስዓር ንምድባ ብፀብለልታ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መፃረዪ ውድድር ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንኬንያ መዘናኣ 1 ን 0 ርዒራ፡፡
በዚ ድማ ህም 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንምድባ ብፀብለልታ ብምዝዛም ናብ ፍርቂ ፍፃመ ክትሓልፍ…
ሲዳማ ቡና ንመቻል ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሲዳማ ቡና ንመቻል 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ።
ቀተወሪ ሰዓት 7፡00 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ሲዳማ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ያሬድ ባየህ ብፍፁም ቅፅዓትን ብፀወታን…
ቼልሲ ምስ ባርሴሎና ዝገብርዎ ትፅቢት ዝገበረሉ ፀወታ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓምሻይ ዙር መርሃ ግብሪ ሊግ ሻምፒየንስ ኣውሮፓ ቼልሲ ምስ ባርሴሎና ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ።
እቲ ፀወታ ሎሚ ሰዓት 5፡00 ምሸት ዝጅምር እንትኸውን፥ ክልቲኦም ጋንታታት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ሊጋታቶም ዝገበርዎ ፀወታታት ብምስዓር…
ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን …
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኤቨርተን ሎሚ ምሸት ክራኸባ ኢየን።
ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ሕድሕድ ካብ ዝገበረኦ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት፤ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣርባዕተ ግዘ…
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሲፒ (ዶ/ር) ዘቲዮም።
እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ምስ ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሲፒ (ዶ/ር) ኣብ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካን…
ዓብዪ ጒያ ኣብ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ጒያ ኣብ ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም 10 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ጒያ ኣብ ጎደና ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያውያን ሓዊሱ ኣትሌታት ኬንያን ዩጋንዳን ተሳቲፎም።
ካብ 25 ሃገራት ዝተውፃፅኡ ልዕሊ 250 ተሳተፍቲ ሓዊሱ 55…