Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ደርቢ ማንቹሪያን ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ከተማ ማንቼስተር ዝኾና ማንቼስተር ሲቲን ማንቼስተር ዩናይትድን ዘካይደኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓትን 1፡30 ኣብ ስታዲየም ኢቲሃድ ዝካየድ እንትኸውን÷…

ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ኣብ ዝሳለጥ መበል 16 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 5 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ኣርሰናል ምስ ኤቨርተን፣  ሊቨርፑል ምስ ፉልሃም ሰዓት 12፡00 ምሸት ዘካይድኦ ፀወታ ቀልቢ ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ዘንጠልጠለ ኮይኑ ኣሎ።…

ናይ መወዳእታ ሓሙሽተ ሕፁያት ብሉፃት ተፃወትቲ ኣፍሪካ 2024 ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ መወዳእታ ዝርዝር ሓሙሽተ ሕፁያት ብሉፃት ተፃወትቲ ኣፍሪካ 2024 ዕላዊ ተገይሩ፡፡ ተፃዋታይ ጋንታ ብራይተን ሆቭ ኣልቢዮን ኮትዲቯራዊ ሲሞን ኣዲንግራ ካብ ሞንጎ እቶም ሕፁያት ሓደ ኢዩ፡፡ እቲ ተፃዋቲ ሃገሩ ኮትዲቯር ኣብ ዝሓለፈ ዓመት…

ስዑዲ ዓረብ ንፅዋዕ ዋንጫ ዓለም 2034 ዓ.ም.ፈ 5 ትሪሊየን ዶላር ሰሊዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስዑዲ ዓረብ ኣብ 2034 ዓ.ም.ፈ ንእተሰናድኦ ፅዋዕ ዋንጫ ዓለም 5 ትሪሊየን ዶላር ባጀት ከምዝሰለዐት ገሊፃ። ነቲ ውድድር 10 ዓመታት ናይ ምድላው እዋን ዘለዋ እታ ሃገር ካብ ብሐዚኣ ብዙሓት ተግባራት ትዓይይ ከምዘላ ኣፍሊጣ። ካብ መንጎ…

ስዑድ ዓረብ ፅዋዕ ዓለም 2034 ንኽተሰናድእ ተሓሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስዑድ ዓረብ ፅዋዕ ዓለም 2034 ንኽተሰናድእ ከምዝተሓረየት ላዕለዋይ ሓላዊ ዓለም ለኸ ማሐበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ኣፍሊጡ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ፅዋዕ ዓለም 2030 ሰሜን ኣፍሪካዊት ሞሮኮ፣ ስፔንን ፖርቹጋልን ብሓባር ከምዘሰናድአኦ ተገሊፁ፡፡…

ጋንታታት መቻልን ኢትዮጵያ መድንን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻልን ኢትዮጵያ መድን ባዶ ንባዶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ 10 ሰዓት ኣብ ዝተኻደ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ሸቶ ብዘይምምዝጋበን ፀወተአን ብዘይ ምንም ሸቶ ብማዕረ ውፅኢት ዛዚመን፡፡

ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ጁቬንቱስ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻድሻይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ  ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ፤ ጁቬንቱስ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ከምኡ እውን ቦሩሺያ ዶርቱመንድ ምስ ባርሴሎና ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሎም፡፡ ምሸት ሰዓት 2፡45 ጋንታ ኣትሌቲኮ ማድሪድ…

ኣርሰናልን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 15 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፉልሃም ኣብ ሜዳኣ ንኣርሰናል ኣተኣናጊዳ ሓደ ማዕረ ተፈላልየን፡፡ ናይ ፉልሃም ሸቶ ራኡል ሂምኔዝ ከምኡ እውን ናይ ኣርሰናል ድማ ዊሊያም ሳሊባ ኣመዝጊቦምወን፡፡ ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተኻየዱ…

ኣብ ናይ ሎሚ ፀወታታት ኤቨርተን ምስ ሌቨርፑል ዝገብርኡ ግጥም ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ኮይኑ ኣሎ

ኣዲስ አበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየዱ መበል 15 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኤቨርተን ምስ ሊቨርፑል ዝገብርኡ ግጥም ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ኮይኑ ኣሎ። ክልቲአን ጋንታታት ሰዓት 9፡30 ደሕሪ ቀትሪ ኢየን ፀወተአን ከካይዳ። ሌቨርፑል ክሳብ ሐዚ ብመሰረት ዝገበሮ…

ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እንትቕፅሉ ምሸት ሰዓት 5፡15 ኣርሰናል ኣብ ኤምሬትስ ስታዲየም ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ኣብ ሞንጎ እተን ጋንታታት ብፍላይ ከም ኣቆፃፅራ…