Browsing Category
ስፓርት
ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ኣብ ዝተኻየደ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝተሳተፈ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።
እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ፤ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ፣ ፕሬዚዳንት…
ድሕሪ 34 ዓመታት ብዘይ ወርቂ ዝተመለሰ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ቶኪዮ እናተኻየደ ዝቐነየ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ፡፡
ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና ክልተ ብሩርን ክልተ ነሓስን ብድምሩ ኣርባዕተ ሜዳልያታት ብምርካብ ውድድራ ዛዚማ።
ኢትዮጵያ ብመሰረት ዝረኸበቶ በዝሒ…
ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ – ትፅቢት ዝግበረሉ ንሕንሕ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት 12:30 ኣርሰናል ንማንቼስተር ሲቲ ኣብ ኤምሬትስ ተተኣናግደሉ መርሃ ግብሪ ትፅቢት ይግበረሉ።
ኣብ ኩሎም ውድድራት ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ፀወታታት ብማንቼስተር ሲቲ ምንም ስዕረት ዘየተኣናገደት…
ኬንያ ኣብ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ወርቅን ብሩርን ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጃፓን ከተማ ቶክዮ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 20 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ኬንያ ኣብ ውድድር 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ወርቅን ብሩርን መዳልያታት ተዓዊታ።
ኢትዮጵያ በቲ ውድድር ብኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ፣ መዲና ዒሳን ፋንታየ በላይነህን…
ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ ትፅቢት ይግበር
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 5ይ ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሞንጎ ማንቼስተር ዩናይትድን ቼልሲን ከምኡ እውን ደርቢ መርሲሳይድን ኣብ መንጎ ሊቨርፑልን ኤቨርተንን ብሃንቀውታ ትፀቢት ይግበር።
ፀወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ ምሸት ሰዓት 1፡30 ኣብ…
ወላይታ ድቻን ኣል ኢትሃድን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ፀወታ ፅዋዕ ካፍ ኮንፌደሬሽን ወላይታ ድቻ ምስ ኣል ኢትሃድ ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊያ።
ኣብቲ ውድድር ንኢትዮጵያ ትውክል ጋንታ ወላይታ ድቻ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ምስ ሊቢያዊት ጋንታ ኣል ኢትሃድ ዝገበረቶ ፀወታ…
ፅባሕ ቀዳም ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታታት ሓምሻይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ።
ኣብ ናይ ፅባሕ መርሃ ግብሪ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ቼልሲ ዝገብርዎ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ።
ብኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ዝምራሕ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሓዱሽ…
ሰለስተ ኢትዮጵያውያን 5 ሽሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ናብ ፍፃመ ሓሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 20 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናብ ፍፃመ ሓሊፈን።
በቲ ርሕቀት ዝተወከሉ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ጉዳፍ ፀጋይ፣ መዲና ዒሳን ፋንታየ በላይነን ናብ ፍፃመ ዝበፅሓ እንትኾና፤ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ድማ…
ኢትዮጵያ ብ3ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳልያ ነሓስ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብ3ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ደቂ ኣንስትዮ ብሲምቦ ኣለማየሁ ኣቢላ ሜዳልያ ነሓስ ረኺባ፡፡
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦
Website www.fanamc.com/tigrigna…
ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ታሪኻ ልዑል ኣታዊ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ዝተዛዘመ ዓመተ ውድድር 666 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፓውንድ ኣታዊ ምርካባ ዕላዊ ገይራ፡፡
ኣብ ቅልውላው ውፅኢት ትርከብ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ታሪኻ ልዑል ኣታዊ ከምዝረኸበት ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡
ንሓሽተ ዓመታት ካብ…