Browsing Category
ስፓርት
ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ካብ ናይ ቁልዕነት ክለቡ ከምዝፈላለ ኣረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትሬንት ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት ስፖርት ካብ ናይ ቁልዕነት ክለብ ሊቨርፑል ክወፅእ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ።
ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ከምዝጠቕዖ÷ ባዕሉ ኣብ ሓዱሽ ክለብን ኣብ ካልእ ቦታን ክፍትን ብምድላዩ…
ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ቻይና ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቶም ።
ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ቀዳማይ ወፂኡ።
እቲ ኣትሌት ብ12 ደቒቓን 50 ሰከንድን 45 ማይክሮ…
ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ብ800 ሜትሮ ብዝተገበረ ውድድር ጒያ ዝበለፀ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ።
ኣትሌት ፅጌ ነቲ ርሕቐት 1 ደቒቓን 56 ሰከንድን 64 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ኢያ ተዓዊታ።
መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ እውን ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 35 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ እውን ክካየድ ኢዩ።
ኣብቲ ናይሎሚ መዓልቲ ዝካየድ ፀወታ፥ ኣርሰናል ምስ በርንማውዝ ምሸት ሰዓት 1፡30 ዘካይድኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ይግበረሉ።
ሰዓት 8፡30 ኣስቶንቪላ ምስ…
ባህርዳር ከተማ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 27 ሰሙን ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማ ንኢትዮ ኤሌክትሪክ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ።
ጋንታ ባህርዳር ዝተዓወተትለን ሸቶታት ግርማ ዲሳሳን ቸርነት ጉግሳን ኣመዝጊቦምወን፡፡
ፀወታ እቲ ፕሪሚየር ሊግ እንትቕፅል ኣብዚ…
ከተማ ኣዳማን ዩኒቨርስቲ ወልዋሎ ዓዲግራትን ማዕረ ተፈላልየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 27 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝተራኸባ ከተማ ኣዳማን ዩኒቨርሲቲ ወልዋሎ ዓዲግራትን ሓደ ማዕረ ተፈላልየን፡፡
ኣብ ስታድየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም፤ ዩኒቨርሲቲ ወልዋሎ ዓዲግራት ዳዋ ሁጤሳ ንከተማ ኣዳማ…
ኣብ ውድድር ስፖርት ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብውርወራ ጦር ስዒሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ኣብ ውድድር ስፖርት ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ፖሊስ ኢትዮጵያ ብደቂ ኣንስትዮ ውርወራ ጦር 1ይ ን 2ይን ብምውፃእ ተዓዋቲ ኮይኑ።
ኣብቲ ውድድር ፖሊስ ኬኒያ 3ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ።
ብውርወራ ጦር ደቂ ተባዕትዮ…
ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሓምሻይ ውድድር ፖሊስ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ኣፍሪካ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቀዳማይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ እቲ ውድድር ውድድር ብደቂ ተባዕቲዮ…
ኣብ ጃፓን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኣትሌት ዳዊት ወልዴ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጃፓን ከተማ ጊፉ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ ተዓዊቱ፡፡
ነቲ ውድድር 1፡00፡06 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳማይ ብምውፃእ ዝዛዘመ ኣትሌት ዳዊት ወልዴ፤ ኣብቲ ውድድር እንትሳተፍ ንፈለማ እዋን…
ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 45 ውድድር ጉያ ማራቶን ለንደን ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡
ኣትሌት ትግስት ነቲ ርሕቐት ንምዝዛም 2 ሰዓት 15 ደቒቕን 50 ሰከንድን ወዲኡላ፡፡
ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ውድድር ኬንያዊት…