Browsing Category
ስፓርት
ባርሴሎና ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ባርሴሎና ምስ ፒኤስጂ ዝገብረኦ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ሓያላት ጋንታታት ዓለም እዚ እዋን ባርሴሎናን ፒኤስጂን ኣብ ኤስታዲ ኦሊምፒክ ዝገብረኦ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ስፔናዊ…
ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ውዕሉ ኣናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረንሳዊ ተኸላኻሊ ዊሊያም ሳሊባ ኣብ ኣርሰናል ንተወሰኽቲ ሓሽተ ዓመታት ዘፅነሖ ውዕሊ ፈሪሙ፡፡
ሪያል ማድሪድ ንወዲ 24 ዓመት ተፃዋቲ ንምፍራም ጥቢቕ ድሌት ከምዘለዋ እናገለፀት ፀኒሓ ኢያ፡፡
ይኹን እምበር እቲ ተፃዋቲ ንተሰኽቲ ሓሙሽተ…
ጆዜ ሞሪንሆ ምስ ነበር ጋንታኦም ቼልሲ ዘራኽብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣውሮፓ ክካየዱ ኢዮም፡፡
ሎሚምሸት ሰዓት 4 ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪንሆ ንቤኔፊካ እናመርሑ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንነበር ጋንተኦም ቼልሲ ዝገጥሙሉ ፀወታ ትፅቢት…
ኣብ ሻምፕዮና ብሽክለታ ዓለም ዝተሳተፈ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻምፕዮና ብሽክለታ ዓለም ብምስታፍ ዝነኣድ ብቕዓት ዘመዝገበ ዝተሳተፈ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ።
ካብ 11 ክሳብ 18 መስከረም ኣብ ሩዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ እቲ ውድድረ፥ ኢትዮጵያ ብድምሩ ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ዛዚማ።…
ኣሰናል ንኒውካስልን ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ወሲዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 6ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣሰናል ንኒውካስል ኒውካስል ዩናይትድ 2 ን 1 ስዒራታ።
ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ተቐይሩ ዝኣተወ ሚኬል ሜሪኖን ጋብሬል ማጋሌሽን ኣመዝጊቦምወን።
ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ…
ኢትዮጵያዊት ፅጌ ካሕሳይ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያዊት ፅጌ ካሕሳይ ኣብ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ዓውዲ መናእሰይ ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይቲ ብምዃን ዛዚማ፡፡
እቲ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ብኣሰናዳእነት ሩዋንዳ እናተካየደ ይርከብ፡፡
ኢትዮጵያዊት ፅጌ…
ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ኣብ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሰሙን እቲ ሊግ ክፃወታ እየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕጫ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ 2018 ሎሚ ተሳሊጡ።
በዚ ድማ ኢትዮጵያ ቡናን ቅዱስ ጊዮርጊስን ኣብ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሰሙን ክካየድ እዩ።
ብካሊእ ወገን ድማ ናይ ዓሚ ሰዓራይ ኢትዮጵያ መድን ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ምስ…
ኦሊምፒክ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ጥቅምቲ ካልኣይ ኦሊምፒክ ሰገናት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፤ እቲ ውድድር…
ማዱኬ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃቲ ክፍሊ መስመር ጋንታ ኣርሰናል ኖኒ ማዱኬ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኽንያት ንክልተ ኣዋርሕ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ተሓቢሩ፡፡
እቲ ተፃዋቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ሲቲ ሓደ ማዕረ ኣብ ዝተፈላለያሉ 5ይ ሰሙን ፀወታ እቲ ሊግ ናይ…
ብውፃእ ውረድ ዝተረኸበ ልዑል ክብሪ – ኦስማን ዴምቤሌ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦስማን ዴምቤሌ ድሕሪ ብዙሕ ውፃእ ውረድ ዳግም ክብ ኣብ ዝበለሉ ፓሪስ ተዓዋቲ ሽልማት ባሎንዶር 2025 ብምዃን ወርቂ ኩዕሾ ናይ ውልቁ ገይሩ።
ዴምቤሌ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1997 ኣብ ሰሜን ምዕራብ ፈረንሳይ ግዝኣት ኖርማንዲ ከተማ ኢቭሪው…