Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣብ ማራቶን ቶሮንቶ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቶሮንቶ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣትሌት ዋጋነሽ መካሻ ብደቂ ኣንስትዮ ማራቶን 2 ሰዓት 20 ደቒቕን 44 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡ ብተመሳሳሊ ብደቂ…

ኣብ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ውድድር ሻኦሊን ኢትዮጵያውያን 3 ሜዳሊያታት ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ሃገራት ኣብ ዝተሳተፋሉን ኣብ ቻይና ዝተኻየደን መበል 13 ዓለም ለኸ ውድድር ዤንግዡ ሻኦሊን ኢትዮጵያን ብምውካል ኣብ ስፖርት ውሹ ዝተሳተፉ ማስተራት ሰለስተ ሜዳሊያታት ረኺቦም፡፡ ብመሰረት እዚ ማስተር ሰሚር ናስር ብኣርት ታይቺ ሜዳሊያ…

ማቼስተር ሲቲ ንዎልቭስ 2 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 8ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ ስታዲየም ሞሊኒክስ ብምምራሕ ምስ ዎልቭስ ዝተፃወተት ማንቼስተር ሲቲ 2 ን 1 ተዓዊታ፡፡ ዎልብስ ኣብ መበል 7ይ ደቒቕ ላርሰን ብዘመዝገባ ሸቶ ክትመርሕ ክኢላ ዝነበረት ትኹን እምበር፤ ግባርድዮል ኣብ…

ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋላው ኣብቲ ውድድር ክብረወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ፡፡ ብተመሳሳሊ ብደቂ ተባዕትዮ ውድድር ማራቶን ኣምስተርዳም ፀጋዬ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሊቨርፑልን ቸልሲን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምናይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እዚ ማንቸስተር ሲቲ ናብ ሞሊኒዮ ስታዲየም ስታዲየም ብምምራሕ ምስ ዎልቭስ ሰዓት 10 ክትገጥም ኢያ፡፡ ብኻሊእ መዳይ ሊቨርፑል ኣብ ሜዳኣ…

ቶማስ ቱሀል ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንምዃን ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናዊ ኣሰልጣኒ ቶማስ ቱሀል ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንምስልጣን ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ፡፡ ነበር ኣሰልጣኒ ጋንታታት ባየርን ሙኒክን ቼልሲ ቱሀል÷ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ብምዃን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2026…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ፀወትኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ምፅራይ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ፀወትኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ኣቢጃን ከምዝካየድ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣቐዲሞም ናብ…

ካብ 4ይ ክሳብ መበል 13 ሰሙን ዘለዉ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምትዕርራይ ተገይሩሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 4ይ ክሳብ መበል 13 ሰሙን ኣብ ዘለዉ መርሃ ግብሪ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምትዕርራይ ከምዝተገበረ ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ሰሙን መርሃግብሪ ፀወታታት ኣብ…

ኤርሊንግ ሃላንድ ልዑል መቑፀሪ ሸቶ ሃገራዊት ጋንታ ኖርዌይ ኮይኑ

ኣዲስ አበባ፣ ጥቅምት 1፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ኖርዌያዊ ኤርሊንግ ሃላንድ ኣብ 36 ዓለም ለኸ ፀወታታት ብዘመዝገበን ሸቶታት ናይ ሃገሩ ልዑል መቑፀሪ ሸቶ ክኸውን ክኢሉ። ወዲ 24 ዓመት ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ትማሊ ምሸት ኣብ ፀወታ ኔሽንስ ሊግ ኣውሮፓ ሃገሩ…

ኣብ ሞሮኮ እትርከብ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ መቐለ 70 እንደርታ ሎሚ ፈላማይ ፀወትኣ ክተካይድ እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 45 ሻምፕዮንስ ሊግ ጋንታታት ኩዕሶ ኢድ ኣፍሪካ 2024 ንምስታፍ ኣብ ሞሮኮ ትርከብ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ መቐለ 70 እንደርታ ሎሚ መዓንቲ ፈላማይ ፀወትኣ ክተካይድ እያ። 16 ጋንታታት ኩዕሶ ኢድ ኣብ ዝሳተፋሉ ኣህጉራዊ ውድድር ኣብ ምድብ…