Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ክሪስታል ፓላስ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኮሙዩኒቲ ሽልድ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሪስታል ፓላስ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ንቨርፑል ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ኮሙዩኒቲ ሽልድ ኮይና። ልዒል ንሕንሕ ኣብ ዝተርኣየሉ ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፍፃመ ክሪስታል ፓላስ ንሊቨርፑል ብመፍለዪ ቅላዕ ብምስዓር ኢያ ፅዋዕ…

ፀወታ ፍፃመ ኮሙዩኒቲ ሺልድ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒዮን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝኾነት ጋንታ ሊቨርፑል ኣብ ፀወታ ፍፃመ ኮሙዩኒቲ ሺልድ ምስ ተዓዋቲት ፅዋዕ ኤፍኤ ካፕ ጋንታ ክሪስታል ፓላስ ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ። ብኣርነ ስሎት ትምራሕ ሊቨርፑል ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ምስ ክሪስታል…

ቲሞቲ ዊሃ ናብ ማርሴ ተፀንቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ኮኾብ ተፃዋቲ ኩዕሶ እግሪ ወዲ ጆርጅ ዊሃ ቲሞቲ ዊሃ ብክለብ ፈረንሳይ ኦሎምፒክ ደ ማርሴ ብዕሊ ተፀንቢሩ። ብሄራዊ ጉጅለ ኣሜሪካ ተፃዋቲ መስመር ቲሞቲ ዊሃ ካብ ጣሊያን ክለብ ጁቬንቱስ ናብ ኦሎምፒክ ደ ማርሴ ኣምርሑ። እዚ ወዲ 25…

ኤቨርተን ንዴውስቡሪ ሃል ካብ ቼልሲ ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ መርሲሳይድ ኤቨርተን ንኬርናን ዴውስቡሪ ሃል ካብ ቼልሲ ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ ኤቨርተን ንወዲ 26 ዓመት ተፃዋቲ 25 ሚሊየን ፓውንድን እናተርኣየ ዝውስኽ 4 ሚሊየን ፓውንድ ነቲ ተፃዋቲ ናብ ጋንታኣ ፀምቢራ፡፡ እንግሊዛዊ ተፃዋቲ…

ሩበን ዲያዝ ብማንቼስተር ሲቲ ውዕሉ ንምንዋሕ ተሰማሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፖርቱጋላዊ ተኸላኻላይ ሩበን ዲያዝ ኣብ ማንቸስተር ሲቲ ንነዊሕ ዓመታት ዝፀንሐ ውዕሊ ንምንዋሕ ተስማዕሚዑ፡፡ ሩበን ዲያዝ ኣብ ማንቼስተር ሲቲ ክሳብ 2027 ዘፅንሕ ኮንትራንት ንተወሳኺ ዓመታት ንምንዋሕ ምስምዕምዑ ክብል ዘ ኣትሌቲክስ ፀብፂቡ።…

ፌዴሬሽናት ካራቴ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌዴሬሽናት ካራቴ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ከቲሞም። ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽናት ካራቴ ኢትዮጵያ ሙሉነህ ጎሳዬ፥ እቲ ስምምዕነት ሞያተኛታት ስፖርት ካራቴ ኢትዮጵያዊያን ናይ ሙያ ምዕባለ ነክረኽቡ ልዑል ኣስተዋፅኦ…

ባየር ሙኒክ ንሉዊስ ዲያዝ ምፍራማ ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ባየር ሙኒክ ንኮሎምብያዊ ኣጥቃዓይ ሉዊስ ዲያዝ ምፍራማ ዕላዊ ገይራ። ሓያል ክለብ ጀርመን ባየር ሙኒክ ነዚ ወዲ 28 ዓመት ጥቃዓይ ተፃዋቲ ሊቨርፑል ብ65 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፓውንድ ኣፈሪማቶ። እቲ ኮሎምብያዊ ተፃዋቲ ምስ ሙኒክ ን4 ዓመት…

ሰንደርላንድ ንግራኒት ዣካ ንንምፍራም ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደርላንድ ንነበር ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሰናል ግራኒት ዣካ ካብ ባየርሊቨርኩሰን ንምፍራም ኣብ ስምምዕ በፂሓ፡፡ ናብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝዓበየት ጋንታ ሰንደርላንድ ንግራኒት ዣካ ዝውውር 20 ሚሊየን ዩሮ ወፃኢ ገይራ፡፡ ወዲ 32 ዓመት…

ቪክተር ጎከሬሽ ዝውውር ኣርሰናል ንምዝዛም ናብ ለንደን ክኸይድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣርሰናል ቪክተር ጎከሬሽ ምስ ስፖርቲንግ ንምፍራም ኣብ ስምምዕ ምብፅሑ ስዒቡ ተፃዋቲ ነቲ ዝውውር ንምዝዛም ፅባሕ ናብ ለንደን ከምዝኸይድ ተገሊፁ። ኣርሰናል ንወዲ 27 ዓመት ስዊድናዊ ኣጥቃዓይ 55 ነጥቢ 1 ሚሊየን ፓውንድን ብቕዓትን እናተረኣየ…

ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይጄሪያ ከተማ ኣቡኩታ ኣብ ዝተኻየደ ትሕቲ 20ን 18ን ዓመት ሻምፒዮና ኣፍሪካ ተሳተፍቲ ንዝነበሩ ኣትሌታትን ኣባላት ጉጅለን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተወጊኑ፡፡ ኣብቲ ውድድር ንዝተሳተፉን ሜዳሊያ ዘምፅኡን ኣትሌታት፣ ንኣሰልጠንቲ፣…