Browsing Category
ስፓርት
ማንቼስተር ዩናይትድ ንኮቢ ማይኑ ሓዱሽ ውዕል ንምቕራብ ድልዊ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ ንኮቢ ማይኑ ንብዙሕ ዓማውቲ ኣብቲ ጋንታ ንምፅናሕ ዘኽእል ሓዱሽ ውዕል ንምቕራብ ድልዊ ከምዝኾነ ገሊፁ።
ወዲ 20 ዓመት እንግሊዛዊ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ካብ ኣካዳሚ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ዓብዪ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ…
ሲዳማ ቡናን መቻልን ዓወት ቀኒዑወን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መሪሕ እቲ ሊግ ሲዳማ ቡና ንኢትዮጵያ ቡና 3 ን 0 ስዒራ፡፡
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ሲዳማ ቡና ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብለስ ናጎ፣ ዮሴፍ…
ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ሸገር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲን ሸገር ከተማን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን።
ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ናይ ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ሸቶ ኮንኮኒ ሃፊዝ…
ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ 9 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ እውን ቀፂሉ እንትካየድ ትሽዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ሰዓት 5 ኢሎምፒክ ማርሴ ምስ ሊቨርፑል፣ ስላቪያ ፕራግ ምስ ባርሴሎና፣ ባየር ሙኒክ ምስ ሮያል ዩኒየን ከምኡ እውን ቼልሲ ምስ ፓፎስ ክፃወታ ኢየን።
ብተመሳሳሊ…
ኢንተር ሚላን ምስ ኣርሰናል – ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 7ይ ዙር ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ትሽዓተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ እዚ ውድድር ዓመት ብብሕትነት ኩሎም ፀወታታት ክትስዕር ዝኸኣለት ኣርሰናል፤ ናብ ጣሊያን ብምምራሕ ምሸት ሰዓት 5 ምስ ኢንተር…
ካፍ ንኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ካብ ስራሕ ኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ)ካፍ ንኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ፔፔ ቲያው ካብ ስራሕ ኣጊዱ፡፡
ካፍ ኣብ ፍፃመ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሴኔጋልን ሞሮኮ ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ ዝተርኣዩ ጉድለታት ስነ ምግባር እናመርመረ ምፅንሑ ኣፍሊጡ፡፡…
ሞሮኮን ሴኔጋልን ፅዋዕ ኣፍሪካ ንምልዓል ክጋጠማ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣሰናዳኢት ሃገረ ሞሮኮን ሴኔጋልን ዋንጫ ንምልዓል ናብ ሜዳ ክኣትዋ ኢየን።
እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4፡00 ኣብ ዋና ከተማ ሞሮኮ ዝኾነት ራባት ስታዲየም ፕሪንስ ሙላይ ኣብደላ ክካየድ ኢዩ።
ኣብ ቅድሚ ደገፍቱ…
ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ማንቼስተር ሲቲ ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ማንቼስተር ሲቲ 2 ን 0 ዓወት ኣመዝጊባ።
ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ደርቢ ማንቹሪያን፤ ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ብሪያን ሙቤሞን ፓትሪክ…
ፀወታ ደርቢ ማንቹሪያን …
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ሰዓት 9፡30 ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎልድ ኣብ ዝሳለጥ መበል 22 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ክራኽባ ኢየን።
ምስ ኣርሰናል ብ6 ነጥቢ ትሕት ኢሉ ዝርከብ ማንቼስተር ሲቲ ኣብቲ ፕሪሚየር ሊግ ዝገበሮም…
ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ለንደን ደርቢ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፍርቂ ፍፃመ ፀወሃ ካራባኦ ካፕ ሎሚ ምሸት ቼልሲ ምስ ኣርሰናል ዝገብረኦ ፀወታ ለንደን ደርቢ ትፅቢት ይግበረሉ።
ናይ ከተማ ተናሓናሕቲ ዝኾና ኣርሰናልን ቼልሲ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ካራባኦ ካፕ ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ምሸት 5፡00…