Browsing Category
ስፓርት
ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ኣሰልጣኒ ፉልሃም ኮይኑ ተሸይሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እንግሊዛዊ ክለብ ፉልሃም ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ኣሰልጣኒ ናይቲ ክለቡ ኮይኑ ከም ዝተሾመ ዕላዊ ገይሩ።
በዙይ መሰረት ኣልቫሮ ኣርቤሎኣ ንኣሰልጣኒ ማርኮ ሲልቫ ብምትካእ ኣብ ክራቨን ኮቴጅ ክለብ ፉልሃም ን3 ዓመታት ዝፀንሕ ኮንትራት ተፈራሪሙ።
እቲ…
ኣርጀንቲና 2 ን 0 ካብ ምምራሕ ተበጊሳ ንግብፂ ብምስዓር ናብ ርብዒ ፍፀመ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ 16 ሃገራት ፅዋዕ ዓለም ኣርጀንቲና ብ2 ኣፈላላይ ሸቶ እናተመርሐት ፀኒሓ ንግብፂ 3 ን 2 ብምስዓር ናብ ርብዒ ፍፀመ ክትፅምበር ክኢላ፡፡
ናይ ኣርጀንቲና ሸቶታት ሊዮኔል ሜሲ፣ ክረስቲያን ሮሜሮን ኢንዞ ፈርናንዴዝን…
ኔይማር ጁንየር ካብ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ምውፅኡ ኣፍሊጡ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብራዚል ትማሊ ምሸት ኣብ ዙር 16 ፅዋዕ ዓለም 2026 ብኖርዌይ ዘሰንብድ ስዕረት ብምትእንጋዳ ካብቲ ውድድር ተኣልያ ኣላ፡፡
ኣብ መበል 67 ደቂቃ ንጋብሬል ማርቲኔሊ ተኪኡ ናብ ሜዳ ዝኣተወ ኔይማር ዳ ሲልቫ ሳንቶስ ጁንየር ፍፁም ቅላዕ ብምምዝጋብ…
ፀወታ የፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ ሎሚ መዓልቲ ፍፃመኡ ረኺቡ።
ሻምፒዮን እቲ ሊፍ ሲዳማ ቡና ምስ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ዘራኸበ ናይ መወዳእታ መርሃ ግብሪ እቲ ሊግ፤ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተኻይዱ።
ኣብቲ ፀወታ…
ሪያድ ማህሬዝ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ኣልጄሪያ ንባዕሉ ኣግሊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣልጄሪያዊ ተፃዋታይ ክፍሊ መስመር ምጥቃዕ ሪያድ ማህሬዝ ንባዕሊ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ምግላሉ ዕላዊ ገይሩ፡፡
ኣልጄሪያ ኣብ ፅዋዕ ዓለም 32 ሃገራት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሎሚ ወጋሕታ ብስዊዘርላንድ ተሳዒራ ካብቲ ውድድር ምስተሰናበተት…
ፖርቹጋል ምስ ክሮሺያ ፤ ስፔን ምስ ኦስትሪያ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ብሓባር ኣብ ዘዳለውኡ መበል 23 ፅዋዕ ዓለም ናይ 32 ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት ሎሚ እወን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ናይ ሓደ ጊዘ ናይቲ መድረኽ ሻምፒዮን ዝኾነት ስፔን ምሸት ሰዓት 4፡00 ምስ ኦሰቲሪያ…
እንግሊዝ ንዲሞክራቲክ ኮንጎ ብምስዓር ናብ 16 ሃገራት ተፀምቢራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ፅዋዕ ዓለም ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ እንግሊዝ ንዲሞክራቲክ ኮንጎ 2 ን 1 ብምስዓር ናብ 16 ሃገራት ተፀምቢራ።
ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ስታዲየም ኣትላንታ ዝተኻየደ ፀወታ እንግሊዝ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሃሪ ኬን ኣምዘጊቡወን፡፡…
ፈረንሳይ ምስ ስዊድን – ኮትዲቯር ምስ ኖርዌይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ 32 ሎሚ እውን ክቕፅሉ ኢዮም፡፡
ንምድባ ብፀብለልታ እናመርሐት ናብ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ዝተፀምበረት ፈረንሳይ ሎሚ ፍርቂ ለይቲ ሰዓት 6 ምስ ስዊድን…
ኣብ ፅዋዕ ዓለም ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ ምድብ መወዳእታ ፀወታታት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ እውን ትፅቢት ዝግበረሎም ናይ መወዳእታ ምድብ ፀወታታት ክቕፅሉ ኢዮም፡፡
ኣብ ምድብ ትሽዓተ ዝርከባን ዝሓለፉ ክልተ ፀወታታት ብምዕዋት ኣቐዲመን ናብ 32…
ፅዋዕ ዓለም ምድብ 3ይ ሎሚ እውን ቀፂሎም ከካይዱ እዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ዝካየድ ዘሎ ፀወታታት ምድብ 3ይ መርሃ ግብሪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ እውን ክቕፅል እዩ።
ምሸት ሰዓት 5 ኣቐዲማ መሕላፋ ዝፈለጠት ጀርመን ምስ ኢኳዶር ግጥምኣ ከተካይድ ኢያ።
ኣብ ክልቲኡ ናይ ምድብ…