Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ፊፋ ኣብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ፕላስቲክ ናውቲ ናብ ስታዲየም ከይኣትዉ ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ (ፊፋ) ኣብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ተዓዘብቲ እቲ ውድድር ናይ ፕላስቲክ ናውታት ናብ ስታዲየም ሒዝካ ምእታው ከምዘይክኣል ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓድሽ ደንቢ ተዓዘብቲ ዳግማይ ኣብ ረብሓ ክውዕሉ ዝኽእሉ ናይ…

ኣንዶኒ ኢራኦላ ኣሰልጣኒ ሊቨርፑል ብምዃን ተሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ኣንዶኒ ኢራኦላ ንኣርነ ስሎት ብምትካእ ኣሰልጣኒ ጋንታ ሊቨርፑል ብምዃን ተሾይሙ፡፡ ኣብ ጋንታ ቦርንማውዝ ዘደንቕ ጋንታ ክሃንፅ ዝኸኣለ ኢራኦላ፤ ኣብ ኣንፊልድ ክሳብ 2028 ዓ.ም.ፈ ዘፅንሖ ኩንትራት ከምዝፈረመ ተገሊፁ፡፡…

ቶማስ ፓርቴ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣብ ትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ተኻቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ኣርሰናል ቶማስ ፓርቲ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣብ ትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ክካተት ክኢሉ፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2020 ክሳብ 2022 ብኣርባዕተ ደቂ ኣንስትዮ ገበን ፆታዊ መጥቃዕቲ ክሲ ዝቐረቡሉ እቲ ተፃዋታይ…

ሪያል ማድሪድ ንሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ብሓላፍነት ሾይማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ዋና ኣሰልጣኒ ስፔናዊት ጋንታ ሪያል ማድሪድ ብምዃን ብዕሊ ተሸይሞም፡፡ ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪኒሆ ኣብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ክሳብ 2029 ዓ.ም ዘፅነሖም ውዕሊ ተፈራሪሞም፡፡ እቶም ኣሰልጣኒ ቅድሚ ሕዚ ከም…

ሪያል ማድሪድ ካብ ጋንታታት ዓለም ክባር ጋንታ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ስፔናዊ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ኣብ ዓለምና ክባር ጋንታ ምዃና ፎርብስ ዕላዊ ገይሩ። ፎርብስ መፅሔት ሎሚ ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፤ ሪያል ማድሪድ ብ9 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ዋጋ ክባር ጋንታ ክትከውን ክኢላ ኢሉ፡፡ ሪያል ማድሪድ ኣብዚ ዓመተ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ 4 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ 4 ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ፈላማይ ፀወታ እዚ ዕለት ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ኢትዮ ኤሌክትሪክ ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ…

ሚኬል ኣርቴታ ዝበለፀ ኣሰልጣኒ እዚ ዓመት ሽልማት ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ሚኬል ኣርቴታ ኣብ ዓመተ ውድድር 2025/26 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝለፀ ኣሰልጣኒ ሽልማት ተዓዊቱ፡፡ ሚኬል ኣርቴታ ኣብቲ ውድድር ዓመት ምስ ጋንታ ኣርሰናል ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ ዝዓተረ እንትኸው ኣብ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ…

ሻምፒዮን ኣርሰናል ፅዋዕ እትረኽበሉ ዕለት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ድሕሪ 22 ዓመታት ሻምፕዮን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ዝኾነት ኣርሰናል ሎሚ ፅዋዕ ክትቅበል እያ። ኣብዚ ሊግ ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ካልኣይ ደረጃ ዝሓዘት ኣርሰናል ሎሚ ዓመት ሓንቲ ፀወታ ተሪፍዋ ሻምፕዮን ምዃና ኣረጋጊፃ።…

ማንቼስተር ሲቲ ምስ ፔፕ ጋርዲዮላ ከምትፈላለ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ምስ ኣሰልጣኒ ፔፕ ጋርዲዮላ ከምትፈላለ ዕላዊ ገይራ፡፡ ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ፔፕ ጋርዲዮላ ኣብ ኢትሃድ ዓሰርተ ዓመታት ፃንሒት ዝነበሮ እንትኸውን 20 ፅዋዓት ተዓዊቱ፡፡ ኣሰልጣኒ ፔፕ…

ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃዋሳ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንሃዋሳ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ቅዱስ ጊዮርጊስን ብሩክ ኣለማየሁ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ቅድም…