Browsing Category
ስፓርት
ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ካራባኦ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ኒውካስል ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ክራኸባ ኢየን፡፡
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሻምፒዮን እቲ ውድድር ዝነበረት ኒውካስል ዩናይትድ ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ንፉልሃም ከምኡ እውን ማንቼስተር…
ባህር ዳር ከተማ ንመቻል ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ግብር ባህርዳር ከተማ ንመቻል 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡
ቀትሪ ሰዓት 7 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ባህርዳር ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፍቅረሚካኤል ኣለሙን…
ነገሌ ኣርሲ ንምድረ ገነት ሽረ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ነገሌ ኣርሲ ንምድረ ገነት ሽረ 1 ን 0 ስዒራ።
ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ነገሌ ኣርሲ ዝተዓወተትላ ሸቶ ከቤ ብዙነህ ኣመዝጊቡዋ።
ፀወታ እቲ ሊግ…
ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ኣርሰናልን ሊቨርፑልን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 21 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናልን ሊቨርፑል ዘካይደኦ ፀወታ ልዑል ሃንቀውታ ፈጢሩ ይርከብ።
ነቲ ሊግ ብ48 ነጥቢ እናመርሑ ዝርከቡ መድፈዐኛታት ሎሚ ምሸት ሰዓት 5:00 ኣብ ሜዳኦም ኤምሬትስ ንሊቨርፑል ዘተኣናግዱሉ…
ኣሰልጣኒ ኣይኾነልክን ዝበላ ማንቼስተር ዩናይትድ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ 13 ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግን ክልተ ፅዋዓት ሻምፒየንስ ሊግን ሓዊሱ ንኦልድትራፎርድ ብፅዋዕ ዘዕለቕለቑ ሰር ኣሌክስ ፈርጉሰን ብኽብሪ ምሰፋነወት ኣሰልጣኒ ክወፅአላ ኣይከኣለን፡፡
ኣብ ዩናይትድ 26 ዕዉታት ዓመታትን ዘሕለፉ…
ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ኣሰልጣኒ ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ኣሰልጣኒ ሃራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋልያታት) ኮይኖም፡፡
ኣሰልጣኒ ዮሃንስ ሳህሌ ንክልተ ዓመት ብዝፀንሕ ውዕሊ ኣስልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተሾይሞም።
እቶም ኣሰልጣኒ ቅድሚ ሕዚ ንትሕቲ…
ማንቼስተር ዩናይትድ ንሩበን ኣሞሪም ኣሰናቢታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ ንኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ኣሰናቢታ፡፡
እታ ጋንታ ን14 ኣዋርሕ እናመርሑ ንዝነበሩ ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ምስንባታ ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ፡፡
ማንቼስተር ዩናይትድ ብሩበን ኣሞሪም እናተመርሐት ኣብዚ ዓመተ ውድድር ፕሪሚየር ሊግ…
ማንቼስተር ዩናይትድን ሊድስ ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ መበል 20 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድን ሊድስ ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊዮም።
ማቲያስ ኩንሃ ንማንቼሰተር ዩናይትድ፣ ኣሮንሰን ድማ ንሊድስ ዩናይትድ ሸቶታት ኣቑፂሮም።
ሰዓት 12 ኒውካስል ዩናይትድ…
ኣስቶንቪላ ንኖቲንግሃም ፎረስት ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣስቶንቪላ ንኖቲንግሃም ፎረስት 3 ን 1 ስዒራ፡፡
ቀት ሰዓት 9፡30 ኣብ ዘተኻየደ ፀወታ ኦሌ ዋትኪንስን ጆን ማክ ጊን (ክልተ)ንኣስቶንቪላ ሸቶታት እንተመዝግቡ፤ ሞርጋን ጊብስ ዋይት ብሕታዊ…
ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ማንቼስተር ሲቲ ምስ ሰንደርላንድ ምሸት ሰዓት 5፡00 ክጋጠሙ ኢዮም።
ኣብቲ ሊግ መበል ካልኣይ ደረጃ ዘሎ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል ዘለዎ…