Browsing Category
ስፓርት
ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ፤ ኣብቲ ውድድር ሜዳሊያ ወርቂ ንዘመዝገቡ ኣትሌታት 40 ሺሕ፣ ንሜዳሊያ ብሩር 25 ሺሕን…
ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ገብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ ስነ ስርዓት ሽልማት ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ስለሺ ስህን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ቦርንማውዝ ምስ ማንቼስተር ሲቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 37 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ፣ ማንቼስተር ሲቲ ካብ ሜድኣ ወፃኢ ተጓዒዛ ምሸት ሰዓት 3፡30 ምስ ቦርንማውዝ ክትገጥም ኢያ።
ብኣሰልጣኒ ፔፕ ጋርዲዮላ እትምራሕ ማንቼስተር ሲቲ ኣብ ውድድር ፅዋዕ እቲ ሊግ…
ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪንሆ ንምሻም ተስማዕሚዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ ግንቦት 10፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንነበር ኣሰልጣኒኣ ጆዜ ሞሪንሆ ዳግም ንምሻም ከምዝተስማዕመዐት ተሓቢሩ፡፡
እቲ ዓመተ ውድድር ምስ ጋንታ ሃገሮም ቤኒፊካ ዘሕለፉ ፖርቹጋላዊ ኣሰልጣኒ ጆዜ ሞሪንሆ፤ ናብ ነበር ገዝኦም ሳንቲያጎ ቤርናባው ንምምላስ ተስማዕሚዖም፡፡…
ኣርሰናል ምስ በርንሌይ – ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ እዚ ዕለት
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 37 መርሃ ግብሪ እንግሊዝ ፕሪሚየር ኣርሰናል ሻምፒዮን እቲ ሊግ ንምዃን ወሳኒ ዝኾነ ፀወታ ሎሚ ምሰት ክትገብር ኢያ፡፡
ጋንታ ሰሜን ለንደን ናብ ሻምፒዮንሺፕ ምውራዳ ንዘረጋገፀት በርንሌይ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ኤሚሬትስ ክተተኣናግድ…
ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ 15 ሜዳሊያታት ኣኪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ጋና እናተኻየደ ኣብ ዝቐነየ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 15 ሜዳሊያታት ብምእካብ ውድድራ ዛዚማ።
ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ኣጃይባ ኣልዩ፣ ምስጋና ሃይሉ፣ ገመቹ ጎዳና፣ ምስጋናው ዋቁማን ውብኣለም…
ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሻንጋይ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 2026 ብደቂ ኣንስትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ተዓዊታ፡፡
ኣትሌት ብርቄ ነቲ ርሕቐት 3 ደቒቕ 55 ሰከንድን 56 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብዓወት ዛዚማ፡፡
እታ…
ማንቼስተር ሲቲ ሻምፒዮን ፅዋዕ ኤፍ ኤ ካፕ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ሲቲ ንቼልሲ ብምስዓር ሻምፒዮን ፅዋዕ ኤፍ ኤ ካፕ ዓመተ ውድድር 2025/26 ኮይና፡፡
ሰዓት 11 ኣብ ስታዲየም ዌምብሌይ ዝተኻደ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ፍፃመ ብሕታዊት ሸቶ ማንቼስተር ሲቲ ኣንቷን ሴሜንዮ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ድሕሪ 2023…
ተዓዋቲት ወርቂ ዋንጫ ፕሪምየር ሊግ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣርሰናል ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 38 ፀወታታት ሓንቲ ፀወታ ከይተሳዕረት ተዓዋቲት ወርቂ ዋንጫ ምኳን ዝኽኣለት እንኮ ክለብ እያ።
ሰሜናዊት ክለብ ለንደን"ዘ ኢንቪንስብል" (ዘይስኮኑ) ብዝብል ዝፍለጥ ብድሙቕ ታሪክ ዝፀሓፈ ቅድሚ 22…
ምድረ ገነት ሽረ ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምድረ ገነት ሽረ ንኢትዮጵያ ቡና 1 ን 0 ስዒራ፡፡
ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብሕታዊት ሸቶ ምድረ ገነት ሽረ…