Browsing Category
ስፓርት
ዶኩ ዳግም ናብ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ቤልጂየም ክፅምበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ መጀመርታ ውላዱ እንትውለድ ንምርኣይ ሃገራዊት ጋንታኡ ብምሕዳግ ናብ ለንደን ዘምረሀ ጄሬሚ ዶኩ ዳግም ናብ ሃገራዊት ጋንታኡ ክምለስ ኢዩ፡፡
ሃገራዊት ጋንትኡ ሓዲጉ ምውወፅኡ ስዒቡ ብዙሓት ወቐሳታት ዘተኣናገደ ዶኩ፤ ፕሬይዝ ዝተብሃለ ተባዕታይ…
ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣርጀንቲና ምስ ኦስትርያ ከምኡ እውን ኖርዌይ ምስ ሴኔጋል ክራኸባ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)12 መዓልቲ ዝበፅሐ መበል 23 ውድድር ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ መሸት ኣርጀንቲና ምስ ኦስትሪያ ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሎም፡፡
ኣብ ስታዲየም ዳላስ ምሸት ሰዓት 2 ኣብ ዝግበር ፀወታ ኣርጀንቲና እንተተዓዊታ ናብ ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ምእታዋ…
ቱኒዚያ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ድሕሪ ስዕረት ሓደ ፀወታ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ መዚዛ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም 2026 እትሳተፍ ዘላ ቱኒዚያ ድሕሪ ስዕረት ሓደ ፀወታ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ መዚዛ።
እታ ሃገር ኣብ ፈላማይ ፀወታ ዘጋጠማ 5 ን 1 ስዕረት ስዒቡ ኣሰልጣኒ ሳብሪ ላሞቺን ካብ ሓላፍነት ኣሰናቢታ።
ኣብ ክንደኦም ድማ ወዲ…
ኣብ ፅዋዕ ዓለም ንፈላማ እዋን እትሳተፍ ኬፕ ቨርዴ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ምድብ ፈላሞት ፀወታታት ኣሜሪካ፣ ሜክሲኮን ካናዳን ዘሰናደአኡ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሎሚ እውን ክካየድ ኢዩ።
ኣብ ምድብ 8 ብምምዳብ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ንፈላማ እዋን እትሳተፍ ኬፕ ቨርዴ ምስ ስፔን ሎሚ ሰዓት 1፡00 ክትጋጠም ኢያ።…
ፀወታታት ምድብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ዘሰናድእኡ ፀወታታት ምድብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሎሚ እውን ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ካናዳን ኣሜሪካ ፈላማይ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን።
ኣብ ምድብ ክልተ እትርከብ ካናዳ ምሸት ሰዓት 4፡00 ምስ…
ዳግማይ ኣብ መኽፈቲ ፅዋዕ ዓለም ዝራኸባ ብሄራዊ ጋንታታት – ሜክሲኮን ደቡብ ኣፍሪካን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ብሓባር ዘሰናእዎ ፅዋዕ ዓለም 2026 ሎሚ ምሸት ብዕሊ ምክያድ ክጅምር እዩ።
እዚ ብሃንቀውታ ዝተፀበናዮ ዋንጫ ዓለም ኣብ ታሪኽ ንፈለማ እዋን ሰለስተ ሃገራት ነዚ ውድድር ከተኣናግዳ እየን።
መርሃ ግብሪ…
ኢትዮጵያ ምስ ማላዊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ካልኣይ ዙር ምሕዝነታዊ ፀወታኣ ምስ ማላዊ መዘንኣ ክትገብር እያ።
ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት ኣብ ስታድየም ድሬዳዋ ምሸት ሰዓት 12:00 ክካየድ እዩ።
ኣብ ተመሳሳሊ ስታድየም ኣብ…
ኣብ ፅዋዕ ዓለም ዝተፈላለያ ሃገራት ዝውክሉ ኣቦን ወድን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዝካየድ ፅዋዕ ዓለም 2026 ወዲ ሉካ ዚዳን ንኣልጀርያ ወኪሉ ክሳተፍ እዩ።
ኣቡኡ ዚነዲን ዚዳን ቅድሚ ሕዚ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ወርቃዊ ዘመን የስተማቕር ነይሩ።
ዚዳን ዝብል ስም ኣብ ኩዕሶ…
638 ኣትሌታት ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ዝሳተፍሉ ውድድር…
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 19 ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ።
ኣብ ኣደባባይ መስቀል ዝጅምርን ዝዛዘምን እዚ ውድድር 638 ኣትሌታት፣ 455 ደቂ ተባዕትዮን 183 ደቂ ኣንስትዮን ክሳተፉ እዮም።
እዚ ውድድር ኣብ…
ሕፁያት ብሉፅ ተፃዋታይ ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ውድድር ዓመት ስፖርት 2025/26 ሕፁያት ብሉፅ ተፃዋታይ ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃወትቲ ኩዕሶ እግሪ ዕላዊ ኮይኑ።
ኣርሰናል ብሰለስተ ተፃወትቲ ተሓፅዮም ኣብ ቅድሚት ትርከብ እንትትኾን፤ ጋብሬል ማጋሌሽ፣ ዴቪድ ራያን ዴክላን ራይስን…