Browsing Category
ስፓርት
ማርቲን ኦዴጋርድ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጋንታ ሪያል ማድሪድ ናይ ምስላፍ ዕድል ተኸሊኡ ኣብ ኣርሰናል መን ምዃኑ ኩሉ ክርኢ ብምግባር ወሳኒ ተፃዋቲ ክኸውን ዝኸኣለ ኮኸብ ኢዩ ማርቲን ኦዴጋርድ፡፡
ኣብ ሃገሩ ኖርዌይ 4ይ ብርኪ ውድድር ኣብ ትፃወት ጋንታ ህይወት ኩዕሾ…
ኣርሰናል ምስ ኣስቶን ቪላ … ሃንቀውታ ዝግበረሉ ፀወታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 19 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሽዱሽተ ፀወታታት ክግበሩ ኢዮም፡፡
ኣስቶንቪላ ኣብ ኩሎም ዝሓለፉ 11 ፀወታታት ክትዕወት ምኽኣላ ስዒቡ ንመሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ከባድ ተጋጣሚት ከምትኸውን ትፅቢት ይግበር፡፡
ክልቲአን…
ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣርባዕተ ናይ መወዳእታ ምድብ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡
ኣብ ምድብ ሓደ ኣሰናዳኢት ሃገር ሞሮኮ ምስ ከዛምቢያ ከምኡ እውን ኮሞሮስ ምስ ማሊ ምሸት ሰዓት 4 ፀወታአን ክገብራ…
ሴኔጋልን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ኣብ ምድብ-4 ዝርከባ ሴኔጋልን ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተገበረ ካልኣይ ፀወታ ምድብ፤ ሳዲዮ ማኔ ንሴኔጋል ከምኡ እውን ሴድሪክ…
ኣርሰናል ንብራይተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንብራይተን 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡
ኣርሰናል ዝተዓወተትለን ሸቶታት ማርቲን ኦዴጋርድን ሩተር (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶን) ኣመዝጊቦምወን፡፡
ንብራይተን ካብ…
ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ ንደቡብ ኣፍሪካ ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ግብፂ ንደቡብ ኣፍሪካ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ግብፂ መሓመድ ሳላህ ብፍፂም ቅላዕ ብዘመዝገባ ሸቶ ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ክትወፅእ ክኢላ።…
ኣንጎላን ዚምባቡዌን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 35 ፅዋዕ ኣፍሪካ ካልኣይ ፀወታ ምድብ ሎሚ መዓልቲ ዝተኻየደ እንኸውን፤ ቀትሪ ሰዓት 9 ዝተራኸባ ኣንጎላን ዚምባቡዌን 1 ን 1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅት ተፈላሊየን።
ጄልሰን ዳላ ንኣጎላ ከምኡ እውን ኖሌጅ…
ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 18 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኒውካስል ዩናይትድ ክራኸባ ኢየን፡፡
ዝሓለፉ ክልተ ተኸታተልቲ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ክትዕወታ ዘይከኣላ ክልቲአን ጋንታታት ናብ ዓወት ንምምላስ ሎሚ ምሸት…
ፌስቲቫል ስፖርት ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅማ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፌስቲቫል ስፖርት ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩንቨርስቲ ጅማ ክካየድ ኢዩ።
እቲ ፌስቲቫል፥ “ስፖርት ብዙህነትን ኣፍልጦን ንምርምር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክካየድ።
ኣብቲ ፌስቲቫል ብክልቲኦም ፆታታት ብ15ዓይነታት ስፖርት ውድድራት…
ቡርኪና ፋሶ ንኢኳቶሪያል ጊኒ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ሞሮኮ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ 2025 ቡርኪና ፋሶ ንኢኳቶሪያል ጊኒ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ቀትሪ ሰዓት 9:30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ቡርኪና ፋሶ ኣብ ተወሳኺ ደቓይቕ ኤድመንድን ታፕሶባን…