Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ሕፁያት ዝበለፁ ኣሰልጠንቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ዓመት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕፁያት ዝበለፁ ኣሰልጠንቲ ዓመተ ውድድር 2025/26 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዕላዊ ኮይኖም፡፡ በዚ ድማ ኣሰልጣኒ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ሚኬል ኣርቴታ፣ ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ሲቲ ፔፕ ጓርዲዮላን ኣሰልጣኒ ጋንታ ማቼስተር ዩናይትድ ማይክል ካሪክን…

ሕፁያት ዝበለፁ ተፃወትቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ዓመት ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓመተ ውድድር 2025/26 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሕፁያት ዝበለፁ ተፃወትቲ ዕላዊ ኮይኖም፡፡ በዚ ድማ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ሰለስተ ተፃወትቲ ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ብምምራፅ ቀዳመይቲ እንትትከውን÷ ሓላዊ ልዳት ዴቪድ ራያ፣ ጋብሬል ማጋሌሽን…

ንኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድራት ጎዳና ሽማ ክተፅውዕ ዝፀንሐት ኣትሌት የብርጓል መለስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያዊት ናይ ነዊሕ ርሕቐት ጉያ ኣትሌት የብርጓል መለስ ንኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድራት ጎዳና ሽማ ክተፅውዕ ፀኒሓ፡፡ አትሌት የብርጓል ካብ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ኣትሒዙ ብዙሓት ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ውድድራት…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፍሉ መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ውድድር ሻምፒዮና

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፍሉ መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ሎሚ ውድድር ሻምፒዮና ክጅምር እዩ። መበል 24 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትማሊ ምሸት ብዓብዩ ስነ ስርዓት ብዕሊ ምኽፋቱ ይዝከር። ኣብ ፈላመይቲ ዕለት…

ኣብ ማራቶን ሞሮኮ ራባት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ራባት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ብዓብላልነት ተዓዊቶም፡፡ ኣብ ምድብ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ቦኪ ዲሪባ 2 ሰዓት 7 ደቒቕን 52 ሰኮንድን ብምእታው ውድድሩ ብዓወት ዛዚሙ፡፡ ኣትሌት ቶልቻ…

አርሰናል ንወስትሃም ብምስዓር ናብ ፅዋዕ ትገብሮ ጉዕዞ ኣለምሊማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሰናል ንዌስትሃም ዩናይትድ 1 ን 0 ብዝኾነ ፀቢብ ውፅኢት ብምዝዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ፡፡ ምሸት ሰዓት 12፡30 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ ኣርሰናል ዝተዓወተትላ ብሕታዊትሰቶ ሊያንድሮ ትሮሳርድ…

ወላይታ ድቻ ንኣርባምንጭ ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 31 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወላይታ ድቻ ንርባምንጭ ከተማ 3 ን 2 ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ወላይታ ድቻ መሳይ ሰለሞን (ክልተ) ን ሙሉቀን ኣዲሱን ብዘመዝገቡወን ሸቶታት…

በርንሌይን ኣስቶንቪላን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ በርንሌይን ኣስቶንቪላን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ናይ በርንሌይ ሸቶታት ኣንቶኒን ፍሌሚንግን እንተመዝግቡ፤ ብወገን ኣስቶንቪላ ድማ…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣክራ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 24 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፍ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ጋና ኣክራ ኣቲዩ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብቲ ውድድር ካብ 100 ክሳብ 10 ሺኽ ሜትሮ ኣብ ዘለዉ ናይ ርሕቐት ውድድራትን ናይ ሜዳ ተግባራት ከምኡ እውን 20 ኪሎ ሜትሮ ውድድር…

ዌስትሃም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ንዘይምውራድን ፅዋዕ ንምዕታርን …

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ መሪሕ እቲ ሊግ ኣርሰናል ካብ ሜዳኣ ወፃእ ብምጉዓዝ ምሸት ሰዓት 12፡30 ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ፀወታኣ ክትገብር ኢያ። ኣርሰናል 76 ነጥቢ ብምእካብ ነቲ ሊግ እናመርሐት እንትትከውን፥…