Browsing Category
ስፓርት
ፊፋ 32 ጋንታታት ዝሳተፋሉ ዓለም ለኸ ውድድር ፅዋዕ ምድላዉ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ(ፊፋ) 32 ጋንታታት ዝሳተፋሉ ዓለም ለኸ ውድድር ፅዋዕ ምድላዉ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝተፈላለዩ ዙራት ቻምፒዮንስ ሊግ ዝተሳተፋ ጋንታታት ዝካተታሉ እቲ ውድድር፥ ካብ 15 ሰነ ክሳብ 13 ሓምለ 2025 ዓ.ም.ፈ ከምዝካየድ…
ጆርጂዮ ችሊኒ ኣብ መበል 39 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ጣልያናዊ ተኸላኻሊ ኩዕሶ እግሪ ጆርጂዮ ችሊኒ ኣብ መበል 39 ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ።
ካብ 23 ዕድሚኡ ጀሚሩ ምስ ብሄረራዊ ጋንታ ጣልያን ምጭዋት ዝጀመረ ችሊኒ፥ 117 ፀወታታት ንሃገሩ ገይሩ ኢዩ።
ብብርኪ ክለብ ድማ ዝበዝሐ ፃንሒቱ ኣብ…
ዝላታን ኢብራሂሞቪች ኣባል ቦርድ ኤሲ ሚላን ንምዃን ተስማዕሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድናዊ ኣጥቃዒ ዝላታን ኢብራሂሞቪች ኣባል ቦርድ ኤሲ ሚላን ንምዃን ተስማዕሚዑ።
ክሳብ 41 ዕድምኡ ኣብ ኢንተርናሽናል ኩዕሶ እግሪ ዝፀንሐ ዝላታን ኢብራሂሞቪች፥ ኣብ ዝሓለፈ ክራማት ንገዛእ ርእሱ ካብ ኩዕሶ እግሪ ምግላሉ ይዝከር።
ድሕሪ እዚ…
ኢትዮጵያ ኣብ ታሪካ ንፈለማ እዋን ብውድድር ምሕምባስ ማይ ክልተ ሜዳሊያ ወርቂ ዓቲራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ታሪካ ንፈለማ እዋን ብውድድር ምሕምባስ ማይ ክልተ ሜዳሊያ ወርቂ ዓቲራ።
ብሄራዊ ጋንታ ስፖርት ምሕባስ ማይ ኢትዮጵያ ኣብ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣብ ዝተሳለጠ መበል ሻምናይ ሻምፒዮና ምሕባስ ማይ ዞን ሰለስተ ኣፍሪካ ኢዩ እቲ መዳሊያ…
ሊቨርፑልን ቼልሲ ንመጋጥምተን ስዒረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 14 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሜደአን ዝተፃወታ ጋንታታት ሊቨርፑልን ቼልሲን ዓወት ቀኒዑወን።
ንጋንታ ብራይተን ዝኣንገደት ቼልሲ 3 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ክትወፅእ ክኢላ።
ብተመሳሳሊ ኣብ ሜዳኣ…
ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም።
ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ሲሳይ ለማ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 1 ደቒቕን 48 ሰከንድን ብዝኾነ ግዘ ብምእታው ውድድሩ ዛዚሙ፡፡
ኬንያዊ ኣትሌት ኣሌክሳንደር ሙቲሶ ካልኣይ ከምኡ እውን…
ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ከምዝሳተፍ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 3 ታሕሳስ ኣብ ቫሌንሺያ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ከምዝሳተፍ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣትሌት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘመሓላፎ ፅሑፍ÷ ድሕሪ ናይ ብዙሕ ግዘ ጉድኣት ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ጀንዝሳተፍ…
ተቋሪፁ ዝፀንሐ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ዝነበራ ዓለም ለኸ ፀወታታት ተቋሪፁ ዝፀንሐ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ከምዝጅመር ተገሊፁ።
እቲ ፕሪሚየር ሊጉ ካብ 6ይ ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ምክያድ እንትቕፅል÷ ቀጥታ ፈነወ…
ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ልዕሊ 220 ሚሊየን ብር በጀት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ እናተኻየደ ዝነበረ መበል 27 ስሩዕ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ን2016 ዓ.ም ዝውዕል ልዕሊ 220 ሚሊየን ብር በጀት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ።
እቲ በጀት በጀት÷ ብስልጠና ከምኡ እውን ንስፖርታዊ ውድድራት ዝውዕ ምዃኑ ተገሊፁ።…
ኣብ ማራቶን ሻንጋይ ኣትሌት ስራነሽ ይርጋ ዳኜ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ሻንጋይ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ስራነሽ ይርጋ ዳኜ ተዓዊታ።
ኣትሌት 2:21:28 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ነቲ ውድድር ብዓወት ዛዚማቶ።
ንኣትሌት ስራነሽ ይርጋ ዳኜ ብምኽታል ኬንያዊት ኣትሌት ሴሊ ቼፕየጎ ካፕቲች 2:21:55 ብብዝኾነ…