Browsing Category
ስፓርት
ኣትሌት ጀማል ይመር ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ሴኡል ኣትሌት ጀማል ይመር ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፡፡
ኣትሌት ጀማል ዝተዓወተ 2 ሰዓት 6 ደቒቕን 8 ሰከንድን ብምእታው እንትኸውን÷ እዚ ድማ ናይ ባዕሉ ቅልጡፍ ሰዓት ብምዃን…
ልዕሊ 15 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 15 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ መበል 21 ዙር ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ቅድሚያ ንደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።
ኣብቲ ውድድር÷ ጉታኒ ሻንቆ 1ይቲ፣ ብርነሽ ደሴ 2ይቲን መቅደስ ሽመልስ 3ይቲ ብምውፃእ ዛዚመን፡፡
መበገሲኡን…
ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ፈላማይ ሜዳሊያኣ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ኣብ መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ፈላማይ ሜዳሊያኣ ረኺባ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻደ ትሕቲ 23 ዓመት ነፀላ ውድድር ብሽክሌታ ደቂ ተባዕትዮ ኪያ ጀማል 2ይ ደረጃ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ረኺቡ።
ኣብቲ ውድድር ደቡብ ኣፍሪካ…
ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ 2023/24 ዕላዊ ኮይኑ።
ብመሰረት እቲ ድልድል ኤሲ ሚላን ምስ ሮማ ክራኸባ ኢየን፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ሊቨርፑል ምስ ኣታላንታ÷ ባየርሊቨርኩሰን ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡
ብካሊእ…
ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ።
ብመሰረት እዚ፡-
ኣርሰናል ምስ ባየር ሙኒክ
ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቦርሺያ ዶርትመንድ
ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ
ፓሪሰንት ዠርሜይን ምስ ባርሴሎና ኣብቲ…
ኣብ ግራንድ ኣፍሪካን ራን ንዝሳተፉ ኣትሌታት ሽልማት መኪና ተሰናዲኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንገተን ዲሲ ኣብ ዝካድ ’ግራንድ ኣፍሪካን ራን’ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ሽልማት መኪና ከምዝተሰናደአ ተገሊፁ፡፡
ግራንድ ኣፍሪካን ራን በቢዓመቱ ጥቅምቲ ምስ ኣተወ ኣብ ካልአይቲ ቀዳም ኣብ ከተማ ዋሺንግተን ዲሲ ዝካየድ ዉድድር ጉያ 5 ኪሎ…
ዝተኸተልኩዎ ሜላ ጉያን ሓገዝ ኣስልጣኒን ንዓወት ኣብቂዑኒ – ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብቲ ውድድር ዝተኸተልኩዎ ሜላ ጉያን ሓገዝ ኣስልጣኒን ንዓወት ኣብቂዑኒ” ክትብል ኣብ ግላስጎ ውድድር ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ብ800 ሜትሮ ሜዳሊያ ወርቂ ዝተዓወተት ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ገሊፃ።
እታ ኣትሌት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቶተንሃም ኣብ ልዕሊ ስቶን ቪላ ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ዝተፃተት ጋንታ ቶተንሃም ኣብ ልዕሊ ስቶንቪላ 4 ሸቶታት ብምምዝጋብ ዓወት ኣመዝጊባ።
ቶተንሃም 4 ን 0 ዝተዓወተት እንትትከውን÷ ማዲሰን፣ ጆንሰን፣ ሰን ሆንግ-ሚንን ወርነርን ድማ እተን…
ኢትዮጵያ መበል 15 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2031 ዝካየድ መበል 15 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ፡፡
ኢትዮጵያ ድሌታ ዝገለፀት ጎድና ጎድኒ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ኣብ ዝተኻደ ኣኼባ ኮሚቴ ቴክኒክ ፀወታታት ኣፍሪካ…
ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ኤቨርተን 2 ንባዶ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ኤቨርተን 2 ንባዶ ተዓዊቱ።
ማርከስ ራሽፎርድን ቡሩኖ ፈርናንዴዝን ብፍፁም ቅፅዓት ነተን ሸቶታት ኣመዝጊቦም።
ነቲ ውፅኢት ስዒቡ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ መበል ሻድሻይ…