Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ዋና ፀሓፊት ፊፋ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ድሬዳዋ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊት ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ፋጡማ ሳሞራይ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣማሲየን ናብ ድሬዳዋ ኣቲየን። እተን ዋና ፀሓፊት ኣማሲየን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ እንትበፅሓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃርን ኣባላት ካቢኔ…

ኣብ ማራቶን ቤይሩት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤይሩት ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ብምስባር ተዓዊቶም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ጋዲሳ ጣፋ 02፡10፡34 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ቀዳማይ እንትወፅእ÷ ጎጃም…

ጋናዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ራፋኤል ድዋሜና ኣብ ማእኸል ፀወታ ህይወቱ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊግ ኣልባኒያ እናተፃወተ ዝነበረ ጋናዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ራፋኢል ዳዋሜና ሚዛኑ ስሒቱ ምስወደቐ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣልባኒያ ኣፍሊጡ፡፡ ወዲ 28 ዓመት ራፋኤል÷ ኣብ ሱፐርሊግ ኣልባኒያ ትሳተፍ ጋንታ ኢግናቲያ ምስ ጋንታ…

ንመፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ዝሳተፉ ዝርዝር ሽም ተፃወትቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ዝሳተፉ ዝርዝር ሽም ተፃወትቲ ዕላዊ ገይራ። ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይሌ ምስ ሴራሊዮንን ቡርኪና ፋሶን ነዝግበር ፀወታ ዘሰልፍዎም 23 ተፃወትቲ ምፍላዮም ተገሊፁ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ወርሒ…

ካልኣይ ዙር ድልድል ጋንታታት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ላዕለዋይ ሊግን ፕሪሚየር ሊግን ዝሳተፋሉ ካልኣይ ዙር ድልድል ጋንታታት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብዚ ድልድል ኣብ ምድብ ሀ፦ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሃምበሪቾ ዱራሜ፣ ሃድያ ሆሳእና ምስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ፣ ወላይታ ድቻ ምስ…

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ንኣፍሪካ ዘፀውዑ ኣትሌታት ምስጋና ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ንኣህጉር ኣፍሪካ ዘፀውዑ ኢትዮጵያውያንን ኬንያውያንን ኣትሌታት ምስጋና ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷…

ኣብ ማራቶን ሹዙ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣቻይና ሹዙ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት መልካ ደርቤ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 14 ደቒቕን 23 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ ክኸውን ክኢሉ፡፡…

ኣትሌት ታምራት ቶላ ውድድር ማራቶን ኒው ዮርክ እዚ ዓመት ስዒሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ውድድር ማራቶን ኒው ዮርክ እዚ ዓመት ብዓወት ዛዚሙ። ብደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ካልአይቲ ብምውፃእ ዛዚማ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ታምራት ቶላ 2:04:58 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳማይ…

10ይ ውድድር ጉያ ጎደና 30 ኪሎ ሜትሮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)10ይ ውድድር ጉያ ጎደና 30 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር ብደቂ ኣንስትዮ ፍቅርተ ወረታ ካብ መቻል እንትትስዕር፣ ጋዲሴ ሙሉ ካብ ፖሊስ ኦሮሚያን የኔነሽ ጥላሁን ካብ ክልል ኦሮሚያ ካልአይቲን ሳልሰይቲን ወፂን፡፡ ብደቂ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ተደጋጋሚ ስዕረት ናብ ሰዓራይነት ተመሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ተደጋጋሚ ስዕረት በምውፃእ ኣብ ልዕሊ ፉልሃም ብዘቐፀራ ብሕታዊት ሸቶ ናብ ሰዓራይነት ተመሊሱ። እቲ ብሕታዊት ሸቶም ቡሩኖ ፈርናንዴዝ ኢዩ ኣቑፂሩዋ። ነቲ ውፅኢት…