Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሪጋ ሎሚ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበሩሉ ኣብ ላቲቪያ ሪጋ ዝካየድ ውድድር ጉያ ጎደና ዓለም ሎሚ ክካየድ እዩ። ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮ ብሸውዓተ ደቂኣንስትዮ ሽዱሽተ ደቂተባዕትዮን ብድምር ብ13 ኣትሌታት ክትውከል ኢያ። ብ5 ኪሎ…

ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ፅባሕ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ክጅመር ኢዩ። እቲ ፕሪሚየር ሊግ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ጋንታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ 9፡00 ብዝገብረኦ ፀወታ ኢዩ ክጅመር። #Ethiopia እዋናዊ…

ሃድያ ሆሳእና ኣብ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንፍፃመ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ኣብ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንፍፃመ ምብፃሓ ኣረጋጊፃ፡፡ ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ምስ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ዝተፃወተት ሃድያ ሆሳእና ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ 5 ን 4 ብምስዓር ንፅዋዕ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። ኣብ ፀወታ ፍፃመ…

ፊፋ እዋናዊ ደረጃ ሰንጠረዥ ሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊፋ እዋናዊ ደረጃ ሰንጠረዥ ዞባ ካፍ ሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት ደረጃ ፊፋ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ኣፍልጦ ካፍ ካብ ዝርከባ 50 ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ መበል 42 ደረጃ እንትትርከብ ካብ ዓለም ድማ መበል 142 ደረጃ ተቐሚጣ፡፡…

ሉሲታት ፈላማይ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ እየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲታት) ፈላማይ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9፡00 ምስ ቡሩንዲ መዘናኣ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ክተካይድ ኢያ። ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ትስልጥን እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ 26…

ኣርሰናል ድሕሪ 6 ዓመት ፈላማይ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ ምሸት ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርሰናል ድሕሪ 6 ዓመት ፈላማይ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ምስ ፒኤስ ቪ ኢንድሆቭ ክገብር ኢዩ። ኣርሴናል ኣብ 2017 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዘካየዶ ናይ መወዳእታ ፀወትኡ ብባየርሙኒክ ብምስዓሩ ካብቲ ምድብ ምስንባቱ ይዝከር።…

ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር ጉያ ደቂ ኣኒስቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ14 ደቒቓ 00 ሴኮንድ 21 ማይክሮ ሴኮንድ ብምእታው ምዕዋታ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ…

ባህር ዳር ከተማ ኣብ ካልኣይ ዙር ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ኣብ ካልኣይ ዙር ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ዓወት ቀኒዑዋ። ባህር ዳር ከተማ ምስ ቱኒዚያዊት ጋንታ ኣፍሪካን ዝገበረቶ ፀወታ 2 ን 0 ተዓዊታ። ክልቲአን ሸቶታት ሃብታሙ ታደሰ ቅድሚ ዕረፍቲን ኣብ…

ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተሳተፈትሉ ውድድር ካራቴ ጄ ኬ ኤስ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣብ ዝተሳተፈትሉ ውድድር ካራቴ ጄ ኬ ኤስ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ኣብ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ኣፍሪካ እስያ ውድድር ካራቴ ጄ ኬ ኤስ (jks) ተሳተፍቲ ዝኾኑ ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ተወዳደርቲ ሜዳሊያ ረኺቦም።…

ሊቨርፑልን ማንቼስተር ሲቲን እንትዕወቱ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣጋጢሙዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜደኦም ወፃእ ዝተፃወቱ ሊቨርፑልን ማንቼስተር ሲቲን ተዓዊቶም። ኣብ ሜድኡ ዝተፃወተ ማንቼስተር ዩናይትድ ድማ ስዕረት ኣጋጢሙዎ። ብመሰረት እዚ፥ ሊቨርፑል ንወልቨርሃምፕተን…