Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ኢትዮጵያ ስፖርት ጉስጢት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ፕሮጀከት ጀሚሩ ከስረሐሉ ይግባእ-ስፖርተኛታት ጉስጢት
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ስፖርት ጉስጢት ውፅኢታዊ ንክኸውን ካብ ፕሮጀከት ጀሚሩ ከስረሐሉ ይግባእ ክብላ ስፖርተኛታት ጉስጢት ገሊፀን።
እተን ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ወርቂ ዘርከባ ስፖርተኛታት እተቲ ዓውዲ ቤተልሄም ገዛኸኝን ቤተል ወልዴ ምስ…
ጋንታ ሊቨርፑል መሪሕነት ፕሪሜር ሊግ እንግሊዝ ብግዚያዊነት ተረኪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ሊቨርፑል ንብራይተን 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ናብ መሪሕ እቲ ሊግ ኮይና፡፡
ሊቨርፑል ንኽትዕወት ሉዊስ ዲያዝን ሞሃመድ ሳላህን እተን ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን፡፡
ንብራይተን ካብ…
ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ ዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ሎሚ ምሸት ከተኣናግድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ክካየድ ኢዩ።
መበል 30 ሰሙን ፀወታታት እቲ ሊግ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም እንትካየዱ÷ ኣብቲ ሊግ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ዝርከባ ጋንታታት ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት…
ጋንታታት መቐለ 70 እንደርታን ወልዋሎን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ መቐለ 70 እንደርታን ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓድግራትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከምዝከተማ ተገሊፁ።
ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ክልቲኣን ጋንታት ፋይናንሳዊ ዓቕመን ዘጠናኽራሉን ዓርሰን ዝኽእላሉን መገዲ ኣብ ምንዳይ፣…
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ንቅዱስ ጊዮርጊስ ስዒራታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ዝተኻየደ መበል 19 ሰሙን ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ንጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ።
10፡00 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ኣዳማ ከተማ ሙሴ ኪሮስ ኣብ 6ይ ደቕን…
ኣማኑኤል ገብረሚካኤል ብጉድኣት ምኽንያት ንዘይተወሰነ ግዘ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ጋንታ ፋሲል ከነማን ኣማኑኤል ገብረሚካኤል ብዘጋጠሞ ከቢድ ጉድኣት ምኽንያት ንዘይተወሰነ ግዘ ካብ ሜዳ ከምዝርሕቕ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ገሊፆም፡፡
ብኽባር ዝውውር ናብ ጋንታ ፋሲል ከነማ ዝተፀምበረ…
ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣዘነ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ጋንታ ባህርዳር ከተማን ኣለልኝ ኣዘነ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።
ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ባህርዳር ከተማ ከምዝሓበሮ፤ ኣለልኝ ብጉድኣት ምኽንያት ካብታ ጋንታ ተፈልዩ ናብ ትውልዲ ቦቱኡ ኣርባ ምንጭ ንዕረፍቲ ዝኸደ…
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም።
ኣብ ቻይና ከተማ ሁዋን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጒያ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትለየት ማሬ ዲባባ ነቲ ርሕቐት ብ2 ሰዓት 25 ደቒቓን…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሌሴቶ 2 ን 1 ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ዙር ፀወታ ምሕዝነት ንሌሴቶ 2 ን 1 ብመስዓር ተዓዊታ።
ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ምሕዝነት ፀወታ÷ ሃገራዊት ጋንታ ሌሴቶ ቅድሚ ዕረፍቲ ብሌህሎሆኖሎ ፎቶኣኔ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሸቶ…
ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታ ኣፍሪካ ብፍርቂ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው 2ይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳሊያ ብሩር ክተምፅእ ክኢላ፡፡
ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ውድድር 20 ኪሎ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ እናተኻየደ እንትኸውን÷ ኣትሌታት ተሰማ…