Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ንፍፃመ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ንመሰናድኢት እቲ ውድድር ኣውስትራሊያ 3 ን 1 ብብዝኾነ ውፅኢት ምስዓር ንፍፃመ በፂሓ። እንግሊዝ ንኽትዕወት ኤላ ቶኒ፣ ላውረን ሄምፕን ኣሌሲያ ሩሶን ሸቶታት እንተመዝግባ÷ ብሕታዊት…

ኣል ሂላል ንኔይማር ንምፍራም ምስ ፔ ኤስ ጂ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ስዑዲ ዓረብ ዝኾነ ኣል ሂላል ንኔይማር ንምፍራም ምስ ጋንታ ፈረንሳይ ዝኾነ ፓሪሴንት ዥርመን (ፔ ኤስ ጂ) ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ። ኣመራርሓ ክልቲኦም ጋንታታት ኔይማር ንምዝውዋር ብዝገበርዎ ስምምዕ፥ ፒ ኤስ ጂ ካብቲ ዝውውር 86 ሚሊየን…

ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝሳተፉ ኣትሌታት ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝውክሉ ኣትሌታት ምፍናው ተገይሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው÷ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን…

ኣርሴናል ኣብ ፈላማይ ፀወታ ፕርሚየር ሊግ ኢንግሊዝ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን1 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርሴናል ኣብ ፈላማይ ፀወታ ውድድር 2023/24 ፕርሚየር ሊግ ኢንግሊዝ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን1 ብምስዓር ተዓዊታ። ኣርሴናል፥ ኤዲ ኒኪታህን ቡካዩ ሳካን ብዘቑፀርወን ሸቶታት ኢያ ክትስዕር ክኢላ። ንኖቲንግሀም ፎረስት ብሕታዊት ሸቶ ዘቑፀረ…

ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሽት ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2023/24 ሎሚ ምሽት ጋንታ በርንሌይ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ብዝገብረኦ ፀወታ ክጅምር ኢዩ  ጨዋታ ጅማሮውን ያደርጋል፡፡ ኣብ መኽፈቲ እቲ ፕሪሚየርሊግ÷ ሓዳሽ ናብቲ ሊግ ዝዓበየት ጋንታ ርንሌይ ምስ…

መርሃ ግብሪ ውድድር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ውድድር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ሲዳማ ቡና ምስ ኢትዮጵያ ቡና፣ ኣዳማ ከተማ መስ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ፣ ሻሸመኔ ከተማ ምስ ወላይታ ድቻ፣ ሀምበሪቾ ዱራሜ  ምስ ድሬዳዋ…

ጋንታ ዌስትሃም የናይትድ ሃሪ ማጓየርን ዋርድ ፕራውስን ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ዌስትሃም የናይትድ ተኸላኻላይ ጋንታ ማንቸስተር ዪናይትድ ዝኾነ ሃሪ ማጓየርን ተፀዋታይ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ሳውዝሃምፕተን ጄምስ ዋርድ ፕራውስን ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሓ። ዌስትሃም ዩናይትደ ቅድም ክብል ንማጓየር 20 ሚሊየን ፓውንድ…

ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንክለተ ናይ ወፃኢ ሃገር ተፃወትቲ ኣፈሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንክለተ ናይ ወፃኢ ሃገር ተፃወትቲ ብክልተ ዓመት ኩንትራት ከምዘፈረመት ዕላዊ ገይራ። እታ ጋንታ ንናይጀሪያዊ ሞሰስ ኦዶ ቶቹኩንን ጋናዊ ተፃዋታ ክዋሜ ኣዶምን ከምዘፈረመቶም ካብታ ጋንታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…

ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ 18 ዓመት ደቂ ኣኒስቲዮ ብሰፊሕ ቁፅሪ ሸቶታት ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ማሕበር ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ(ሴካፋ) 18 ዓመት ደቂ ኣኒስቲዮ ብሰፊሕ ሸቶታት ተዓዊታ። ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ0 እግሪ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ምስ ዛንዚባር መሰተአን ኣብ ዝገበርኡ ፀወታ 6 ን 1…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ንቡሩንዲ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 18 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንተጋጣሚታ ቡሩንዲ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ እሙሽ ዳንኤል ቅድሚ ዕረፍቲን ድሕሪ ዕረፍቲን ብዘመዝገበን ክልተ ሸቶታት ኢያ ኢትዮጵያ ክትዕወት ክኢላ፡፡…