Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቶተንሃም ኣብ ልዕሊ ስቶን ቪላ ዓወት ኣመዝጊባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ዝተፃተት ጋንታ ቶተንሃም ኣብ ልዕሊ ስቶንቪላ 4 ሸቶታት ብምምዝጋብ ዓወት ኣመዝጊባ።
ቶተንሃም 4 ን 0 ዝተዓወተት እንትትከውን÷ ማዲሰን፣ ጆንሰን፣ ሰን ሆንግ-ሚንን ወርነርን ድማ እተን…
ኢትዮጵያ መበል 15 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2031 ዝካየድ መበል 15 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ፡፡
ኢትዮጵያ ድሌታ ዝገለፀት ጎድና ጎድኒ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ኣብ ዝተኻደ ኣኼባ ኮሚቴ ቴክኒክ ፀወታታት ኣፍሪካ…
ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ኤቨርተን 2 ንባዶ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ልዕሊ ኤቨርተን 2 ንባዶ ተዓዊቱ።
ማርከስ ራሽፎርድን ቡሩኖ ፈርናንዴዝን ብፍፁም ቅፅዓት ነተን ሸቶታት ኣመዝጊቦም።
ነቲ ውፅኢት ስዒቡ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ መበል ሻድሻይ…
መበል 13 ፅዋዕ መላእ ኣፍሪካ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ 13 መጋቢት 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ መበል 13 ፅዋዕ መላእ ኣፍሪካ ኣብ ጋና፣ ኣክራ ብዕሊ ተኸፊቱ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፋ ዶን፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት፣ ኮሚሽነራት ሕብረት ኣፍሪካን…
መበል 13 ውድድር ፀወታታት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋና ዝካየድ መበል 13 ውድድር ፀወታታት ኣፍሪካ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ኣብ ኣክራ ኣብ ዝርከብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ስፖርት ጋና ክካየድ ኢዩ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፎ ኣዶ፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሊቀ መንበር…
ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ማራቶን ለንደን ክሳተፉ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ወናኒት ክብረ ወሰን ዓለም ማራቶን ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋን ኣብ ውድድር ማራቶን ለንደን 2024 ከምዝሳተፉ ኣሰናዳኢ ኮሚቴ ማራቶን ለንደን ኣፍሊጡ፡፡
ወዲ 41 ዓመት ኣትሌት ቀነኒሳ÷ ኣብ 2023 ማራቶን ቫሌንሲያ 2 ሰዓት…
ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዕዙዝ ውፅኢት ዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስኮትላንድ ግላስኮው ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ዕዙዝ ውፅኢት ዘመዝገበ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ሚኒስትር ዴኤታ…
ኣብ ግላስጎ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ 1ይቲ ብምዃን ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግላስጎ ዝተኻየደ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ድማ ሓምሻይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ።
እቲ ሻምፒዮና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ክሳብ 3 ለካቲት ኣብ ርእሰ ከተማ ስኮትላንድ…
ኢትዮጵያ ብ1 ሺሕን 500 ከምኡ እውን ብ800 ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግላስጎ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዓለም ኢትዮጵያ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮን ብ800 ሜትሮን ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ።
ኣብቲ ሻምፒዮና÷ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ፍሬወይኒ…
ኢትዮጵያ ቡና ንሲዳማ ቡናን 3 ን 0 ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 16 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ሲዳማ ቡናን ተራኺበን ኢትዮጵያ ቡና 3 ን 0 ብዝኾ ውፅኢት ተዓዊታ፡፡
ኢትዮጵያ ቡና ንኅትዕወት ኣብዱልከሪም ወርቁ፣ ብሩክ በየነን ጊት ጋትኩት(ኣብ ናይ ባዕሉ መረብ)ን…