Browsing Category
ስፓርት
ኣብ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ሎሚ ተዛዚሙ።
ካብ 18 ሰነ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ክካየድ ዝፀንሐ እቲ ውድድር 14 ክለባት ዝተሳተፋሉ ኢዩ።
ኣብቲ ፍፃመ 120 ኪሎ ሜትሮ ብዝሸፈነ ውድድር…
ሻምፕዮን ሊግ ኢትዮጵያ መድን ኣዲስ ኣበባ ምስኣተወት ኣቀባብላ ተገይሩላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 2017 ዓ.ም ሻምፕዮን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝኾነ ኢትዮጵያ መድን ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተወት ብደገፍታን ኣመራርሓ እታ ክለብን ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ።
እዛ ጋንታ ሎሚ ዕለት ካብ ከተማ ኣዳማ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብምእታው ኣብ…
ሩድ ቫን ኒስትሮይ ካብ ሌስተር ሲቲ ተፈላሊዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌስተር ሲቲ ምስ ኣሰልጣኒ ሩድ ቫን ኒስትሮይ ከምዝተፈላለየተ ዕላዊ ገይራ፡፡
ወዲ 48 ዓመት ነበር ተፃዋታይ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ ውድድር ንሌስተር ሲቲ ምስ ተረከበ ካብ ዘካየፎም 27 ፀወታታት 5 ፀወታ ጥራሕ ኢዩ ክስዕር ክኢሉ፡፡…
ሃይደር ሸረፋ ብሉፅ ኸኾብ ታፃዋታይ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ 2017 ኮይኑ ተመሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውድድር ዓመት 2017 መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ተኻይዱ።
ን36 ሰሙናት ኣብ 18 ክለባት ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፕሪምየር ሊግ ኣብ ስታድዩም ዩኒቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጅን…
2017 ውድድር ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውድድር ዓመት 2017 ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ብሰዓራይነት መድን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ፡፡
እቲ ፕሪምየር ሊግ ሎሚ ሰዓት 10 ኣብ ዝተካየደ ውድድር ዓመት መወዳእታ ፀዋታ መድን ኢትዮጵያን ካብቲ ሊግ ምውራዱ ዘረጋገፀ ምስ ስሑል ሸረ ኣብ ዘካየድዎ ፀዋ…
ኣዳም ላላና ንባዕሉ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እንግሊዛዊ ነበር ተፃዋታይ ጋንታታ ሊቨርፑልን ሳውዝሃምፕተንን ኣዳም ላላና ርእሱ ካብ ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ኣግሊሉ።
ናይ ማእኸል ተፃዋታይ ኣዳም ላላና ኣብ 37 ዓመቱ ጫማ ከምዝሰቐለ ሎሚ መዓልቲ ኣረጋጊፁ፡፡
ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዘነበሮ…
መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ንምፅናሕ ትገብሮ ናይ 90 ደቒቕ ንሕንሕ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ንጋንታ ኢትዮጵያ መድን ሻምፒዮን ብምግባር ካብቲ ሊግ ካብ ሞንጎ ዝሰናበታ ኣርባዕተ ጋንታታት እተን ሰለስተ ኣቐዲሙ ናብ ላዕለዋይ ሊግ ብምፍናው ናይዚ ዓመት ውድድር ንምዝዛም ሰለስተ ፀወታን ክልተ መዓልቲን ጥራሕ ተሪፉዎ ኣሎ፡፡…
ኢትዮጵያ ቡናን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 36 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ቡናን ኢትዮጵያ ንግድ ባንክን 2 ን 2 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡
ንኢትዮጵያ ቡና እስራኤል ሸጎሌን ዮሃንስ ኪዳነን ሸቶታት እንተመዝግቡ፥ ወልደአኣማኑኤል ጌቱን ኪቲካ ጅማን ድማ ንኢትዮጵያ ንግድ ባንክ…
ናይ መወዳእታ ሕፁያት ኮኸብ ተፃወትቲ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ውድድር ዓመት ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበር ፕሮፌሽናል ተፃትቲ ኩዕሾ እግሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ኮኸብ ተፃወትቲ እዚ ውድድር ዓመት ዕላዊ ኮይኖም፡፡
ኣብቲ ሊግ 15 ደረጃ ብመሓዝ ዝኸፍአ ዓመተ ውድድር ናይ ዘሕለፈት ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ተጣዋታይ ዝኾነ…
ባርሴሎና ንምሁኣን ጋርሺያ ካብ ኢስፓኞል ኣፈሪማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካታላላናዊት ጋንታ ባርሴሎና ንሓላወዊ ልዳት ጋንታ ኢስፓኞል ሁኣን ጋርሺያ ኣፈሪማቶ።
ባርሴሎና ወዲ 24 ዓመት ሓላዊ ልዳት ብ25 ሚሊየን ዩሮ ክሳብ 2031 ዘፅነሖ ውዕሊ ኮንትራት ከምዘፈረሜ ኣፍሊጣ፡፡
ኣብ ላሊጋ ካብ ዘለዉ ዝበለፁ ሓለውቲ…