Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣብ መበል 24 ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ ፅባሕ ናብቲ ቦታ ከቕንዑ እዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 24 ሻምፒዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ዝሳተፉ ጉጅለ ልኡኽ አትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብቲ ቦታ ከቕንዑ እዮም፡፡ እዚ ውድድር ኣብ ርእሰ ከተማ ጋና ኣክራ ካብ 4 ክሳብ 9 ግንቦት 2018 ዓ.ም.ፈ ክካየድ እዩ። ትማሊ…

ፔፕ ጋርዲዮላ ብሉፅ ኣሰልጣኒ ናይዚ ወርሒ ተባሂሉ ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሰልጣኒ ማንቼስር ሲቲ ፔፕ ጋርዲዮላ ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ብሉፅ ኣሰልጣኒ ናይዚ ወርሒ ተባሂሉ ተመሪፁ። እዚ ኣሰልጣኒ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ኣብ ሰለስቲኡ ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ክዕወት ክኢሉ። ብኻልእ ወገን ድማ…

ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 30 ሰሙን ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ነገሌ ኣርሲ ንወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ 2 ን 1 ስዒራ፡፡ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ኣብ ዝተገበረ ፀወታ፤ ነገሌ ኣርሲ ዝተዓወተትን ሸቶታት ገብረመስቀል…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሰለስተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ መሪሕ እቲ ሊግ ሲዳማ ቡና ምስ ኢትዮጵያ መድን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ሲዳማ…

ጀነራላት ባቫሪያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተጣመርቲ መስማር ምጥቃዕ ባየርን ሙኒክ ሃሪ ኬን፣ ሉዊስ ዲያዝን ማይክል ኦሊሴን ኣብ ውድድራት ውሽጢ ሃገር ኣብ መድረኽ ኣውሮፓ ዘደንቕ ጉዕዞ እናገበሩ ይርከቡ፡፡ እዚ ጥምረት ባቫሪያናውያን ኣብዚ ዓመተ ውድድር ዘመዝገቡወን ሸቶታት 100 ዝበፅሓ…

ኣርሰናል ድሕሪ 20 ዓመታት ኣብ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይ መልሲ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፅዋዕ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣርሰናል ንኣትሌቲኮ ማድሪድ 1 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍፀመ ሓሊፋ። ኣርሰናል ዝተዓወተትላ ብሕታዊ ሸቶ ቡካዮ ሳካ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣመዝጊቡዋ። ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ናብ ስፔን…

ኣርባ ምንጭ ከተማ ንመቐለ 70 እንደርታ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 30 ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣርባ ምንጭ ከተማ ንመቐለ 70 እንደርታ 2 ን 0 ስዒራ። ክልቲአን ጋንታታት ካብ ቀትሪ ሰዓት 10 ጀሚረን ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ፀወተአን ዘካየዳ እንትኾና÷ ኣርባ ምንጭ ከተማ…

ኤቨርተን ምስ ማንቼስተር ሲቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 35 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜድኣ ወፃኢ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኤቨርተን ክትገጥም ኢያ። ሎሚ ምሸት ሓዊሱ ክልተ ፀወታታት ኣብ ኢዳ ተሪፍዋ ዘላ ማንቼስተር ሲቲ ምሰ ኣርሰናል ዘጋጠማ ናይ 6 ነጥቢ ፍልልይ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ንሊቨርፑል ብምስዓር ተሳትፎ ሻምፒየንስ ሊግ ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35ን ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ንሊቨርፑል 3 ን 2 ስዒራ፡፡ ካብ ሰዓት 11፡30 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ኦልድትራፎርድ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ማቲያስ ኩኛ፣…

ደርቢ ላንክሻየር – ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሊቨርፑል

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 35 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ኦልድ ትራፎርድ ንሊቨርፑል እተተኣናግደሉ ደርቢ ላንክሻየር ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ድሕሪ ሒደት ሰዓታት ቀትሪ ሰዓት 11፡30 ኣብ ዝካየድ ፀወታ ብወገን ማንቼስተር ዩናይትድ…