Browsing Category
ስፓርት
ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል -ኣብዚ ሰሙን ትፅቢት ዝግበር ግጥም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መበል 33 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንመሪሕ ሊግ ኣርሰናል ኣብ ስታድዩም ኢትሃድ ምሸት ሰዓት 12፡30 ክተተአንግድ እያ።
ኣብቲ ደረጃ ሊግ 1ይን 2ይን ደረጃ ዝተቐመጣ ጋንታታት ዝካየድ ፀወታ ናይዚ ሰሙን…
ኢትዮጵያ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ወርቂ ዝወሃቦ ዓለም ለኸ ውድድር ንኽተሰናድእ ተሓሪያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ደረጃ ወርቂ ዝወሃቦ ዓለም ለኸ ውድድር ንኽተሰናድእ ተሓሪያ።
ኢትዮጵያ ኣብ 2027 ዝካየድ ደረጃ ወርቂ ዘለዎ ዓለም ለኸ ውድድር ንኽተሰናድእ ኢያ ተመሪፃ ዘላ።
ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ነቲ ውድድር…
መቐለ 70 እንደርታ ንፋሲል ከነማ ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ንፋሲል ከነማ 3 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።
ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ መቐለ 70 እንደርታን ዝተዓወተትለን ሸቶታት ቦና ኣሊ…
ብሬንትፎርድን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሬንትፎርድን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን።
ቀትሪ ሰዓት 8፡30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ክልቲአን ጋንታትት ብዘይ ሸቶ 0 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ኢየን ተፈላሊየን።
ፀወታታት እቲ ሊግ ቀፂሎም…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻደ ግራንድ ፕሪ ውድድር ጉያ ኣትሌት ፋንታዬ ኣዳነን ይስማው ድሉን ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻደ ግራንድ ፕሪ ውድድር ጉያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ፋንታዬ ኣዳነን ይስማው ድሉን ተዓዊቶም፡፡
ውድድር ኣትሌቲክስ ግራንድ ፕሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።
በዚ ድማ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ውድድር…
ሻምፕዮን ኦሊምፒክ ፓሪስ ጋቢ ቶማስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሻምፕዮን ኦሊምፒክ ፓሪስ ጋቢ ቶማስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ።
እታ ኣትሌት ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወት ንፈለማ እዋን ብኢትዮጵያ ኣብ ተተኣናግዶ ግራንድ ፕሪክስ ናይ ሓደ መዓልቲ ውድድር ኣትሌቲክስ ንምስታፍ…
ሃላባ ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓብያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃላባ ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2019 ምዕባያ ኣረጋጊፃ።
ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ዘበነ ውድድር 2018 ምድብ ለ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሞንጎ ሃላባ ከተማን ደሴ ከተማን ኣብ ሃዋሳ ተኻይዱ።
ኣብቲ ፀወታ…
ሊቨርፑል ምስ ፒኤስጂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ 2018፣ (ኤፍ ኤም ሲ) ሻምፕዮንስሊግ ርብዒ ፍፃመ ፀወታ መልሲ ሎሚ ምሸት ክጅምር እዩ።
ሊቨርፑል ኣብ መይድኣ ንፈረንሳዊት ክለብ ፒኤስጂ ኣብኣንፊልድ ሮድ ምሸት ሰዓት 4 ከተአንግድ እያ።
ክልቲኦም ጉጅለታት ኣብ ፓርክ ደ ፕሪንስ ዝገበርዎ ፈላማይዙር ፀዋታ…
ጋሞ ጨንቻ ናብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓቢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ "ሀ" እናተሳተፈት ትርከብ ጋንታ ጋሞ ጨንቻ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባያ ኣረጋጊፃ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ጅማ ፀወታኣ ዘካየደት ጋሞ ጨንቻ ንቡራዩ ከተማ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ።
ነቲ…
ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሊድስ ዩናይትድ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መወዳእታ ፀወታ መበል 32 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ኦልድትራፎርድ ምሸት ሰዓት 4 ንሊድስ ዩናይትድ ክተተኣናግድ ኢያ።
እቲ ሊግ ንሃገራት ፀወታ ቅድሚ ምቁራፁ ናይ መወዳእታ ፀወታኣ ብማዕረ ውፀኢት ዝዛዘመት…