Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ካብ ዋና ኣሰልጣንነት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሓበራዊ ስምምዕ ተፈላሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ካብ ዋና ኣሰልጣንነት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብሓበራዊ ስምምዕ ከምዝተፈላለዩ ተገሊፁ። ተሰናባቲ ኣሰልጣኒ ካብ መስከረም 2013 ዓ.ም ጀሮም ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ኣገልጊሎም፡፡ ኣሰልጣኒውበቱ…

ኣጥቃዓይ ባየር ሙኒክ ሳድዮ ማኔ ካብ ፀወታ ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባየር ሙኒክ ኣብ መፋርቕ እዚ ሰሙን ኣብ ቻምፕዮንስ ሊግ ብማንቸስተር ሲቲ ኣብ ዝተሳዕረትሉ ፀወታ ሳድዮ ማኔ ምስ ሌሮይ ሳን ብዘርኣዮ ምትህልላኽ ካብ ፀወታ ከም ዝኣገደቶ ኣፍሊጣ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ ናብ ባየርን ዝተፀንበረ ኮኾብ ሊቨርፑል…

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ወርሒ ሓምለ ኣብ ኣሜሪካ ዑደት ከምዘካይዱ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ እቲ ጋንታ ኣብ ፃንሒቱ ምስ ብሄራዊ ጋንታታት ካሪቢያን ፀወታ ከምዝገብር ካብቲ ፌዴሬሽን ዝረከብናዮ…

ኢትዮጵያ ቡና ንወልቂጤ ከተማ 1 ብባዶ ስዒሩዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቡና ንወልቂጤ ከተማ 1 ብባዶ ስዒሩዎ። ኣብ መበል 18 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝተኻየደ እቲ ፀወታ ብኢትዮጵያ ቡና ተዓዋትነት ተዛዚሙ።…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ኳታር ኣብ ዝሳለጥ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ክሳተፉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝሳለጥ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ክሳተፉ ኢዮም። ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ኣብቲ ውድድር ሰፊሕ ግምት ዕዉትነት ዝተውሃቦ ኮይኑ ኣሎ። ብተወሳኺ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ዮሚፍ ቀጀልቻን ሰለሞን ባረጋን፣ ሞሮኳዊ…

ፍራንክ ላምፓርድ ጊዜያዊ ኣሰልጣኒ ቼልሲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ፍራንክ ላምፓርድ ጊዜያዊ ኣሰልጣኒ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቼልሲ ብምዃን ከምዝተቖፀረ እቲ ጋንታ ኣፍሊጡ። ላምፓርድ ካብ ቼልሲ ካብ ዝባረር ድሕሪ ክልተ ዓመት ብግዚያዊነት ዝተቖፀረ እንትኸውን ክሳብ እዚ ውድድር ዓመት መወዳእታ ብጊዜያዊ…

ኣሰልጣኒ ብሬንዳን ሮጀርስ ካብ ሌስተር ተሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሌስተር ሲቲ ንኣሰልጣኒ ብሬንዳን ሮጀርስ ከምዘሰናበተቶም ኣፍሊጣ። ሓለፍቲ እታ ጋንታ ብዝገበሩዎ ምኽክር ምስቶም ኣሰልጣኒ ንምፍልላይ ከምዝወሰኑ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ ክለቡ በብሬንዳን ሮጀርስ መሪነነት በዚህ የውድድር ዓመት በሊጉ አስከፊ…

ኣትሌት ኣበጀ ኣያና ኣብ ማራቶን ፓሪስ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ኣበጀ ኣያና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ፓሪስ ተዓዊቱ። ኣትሌት ኣበጀ ነቲ ውድድር ብ2 ሰዓት 7 ደቒቕን 14 ሰከንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢዩ ተዓዊቱ። ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ጉዬ ኣዶላ፥ 2 ሰዓት 7 ደቒቕን 35 ሰከንድን…

ጋንታታት ትግራይ ክሳብ 24 ጉንበት ሪፖርት ንኸቕርባ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ኩዕሾ እግሪ ትግራይ ክሳብ 24 ጉንበት ሪፖርት ንኸቕርባ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ እቲ ክልል ሓቲቱ። ኣብቲ ክልል ብምኽንያት ዘጋጠመ ኲናት ካብ ውድድር ርሒቐን ዝፀንሓ ጋንታታት ትግራይ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ምስ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ እቲ…

ሊዮኔል ሜሲ ንሃገሩ መበል 100 ሸቶኡ ኣመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌዮኔል ኣንድሬስ ሜሲ ንሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲና መበል 100 ሸቶኡ ትማሊ ኣመዝጊቡ። ሜሲ ሃገሩ ኣርጀንቲና ንደሴት ካረቢያ ኣብ ሳንቲያጎ ዴል ኤስትሮ 7 ን 0 ኣብ ዝሰዓረትሉ ፀወታ ሰለስተ ሸቶታት ብምምዝጋብ ሃትሪክ ሰሪሑ፡፡ ተዓዋቲ 7 ግዘ…