Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ካልኣይ ዙር ድልድል ጋንታታት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ላዕለዋይ ሊግን ፕሪሚየር ሊግን ዝሳተፋሉ ካልኣይ ዙር ድልድል ጋንታታት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብዚ ድልድል ኣብ ምድብ ሀ፦ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሃምበሪቾ ዱራሜ፣ ሃድያ ሆሳእና ምስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ፣ ወላይታ ድቻ ምስ…

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ንኣፍሪካ ዘፀውዑ ኣትሌታት ምስጋና ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ንኣህጉር ኣፍሪካ ዘፀውዑ ኢትዮጵያውያንን ኬንያውያንን ኣትሌታት ምስጋና ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷…

ኣብ ማራቶን ሹዙ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣቻይና ሹዙ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት መልካ ደርቤ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 14 ደቒቕን 23 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ ክኸውን ክኢሉ፡፡…

ኣትሌት ታምራት ቶላ ውድድር ማራቶን ኒው ዮርክ እዚ ዓመት ስዒሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ውድድር ማራቶን ኒው ዮርክ እዚ ዓመት ብዓወት ዛዚሙ። ብደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ካልአይቲ ብምውፃእ ዛዚማ። ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ታምራት ቶላ 2:04:58 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳማይ…

10ይ ውድድር ጉያ ጎደና 30 ኪሎ ሜትሮ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)10ይ ውድድር ጉያ ጎደና 30 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር ብደቂ ኣንስትዮ ፍቅርተ ወረታ ካብ መቻል እንትትስዕር፣ ጋዲሴ ሙሉ ካብ ፖሊስ ኦሮሚያን የኔነሽ ጥላሁን ካብ ክልል ኦሮሚያ ካልአይቲን ሳልሰይቲን ወፂን፡፡ ብደቂ…

ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ተደጋጋሚ ስዕረት ናብ ሰዓራይነት ተመሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ካብ ተደጋጋሚ ስዕረት በምውፃእ ኣብ ልዕሊ ፉልሃም ብዘቐፀራ ብሕታዊት ሸቶ ናብ ሰዓራይነት ተመሊሱ። እቲ ብሕታዊት ሸቶም ቡሩኖ ፈርናንዴዝ ኢዩ ኣቑፂሩዋ። ነቲ ውፅኢት…

መንግስቲ ጃፓን ንኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ልዑል ሽልማት ክብሪ እቲ ሃገር ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ንኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ልዑል ሽልማት ክብሪ እቲ ሃገር ኣበርኪቱ። ኣትሌት ደራርቱ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጃፓንን ዘሎ ናይ ስፖርት ዲፕሎማሲ ንክጠናኸር ንዝገበሮም ኣስተዋፅኦ ኢዩ ሽልማት ኣበርኪቱ። ኣብ 2019 ዓ.ም.ፈ እታ…

ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ዝገብሩዎም ናይ ሜዳ ፀወታታት ኣብ ሞሮኮ ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋልያታት) ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ዝገብሩዎም ክልተ ናይ ሜዳ ፀወታኣ ኣብ ሞሮኮ ከምተካይድ ተገሊፁ። ፈላማይ ፀወታ ምስ ሴራሊዮን 5 ሕዳር 2016 ዓ.ምን ካልኣይ ፀወታ ድማ ምስ ቡርኪና ፋሶ 11 ሕዳር 2016…

ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይለ ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ስምምዕነት ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይለ ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸይሙ። ኣሰልጣኝ ገብረመድህን ዋና ኣሰልጣኒነት እታ ሃገራዊት ብምዃን ሎሚ መዓልቲ ስምምዕነት ከምዝፈፀመ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ…

ሕፁያት ኮኾብ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ 2023 ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁያት ኮኾብ ተፃዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ(ካፍ) 2023 ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ዝርዝር 30 ተፃወትቲ ብሕፁይነት ዝቐረቡ እንትኾኑ፥ 20 ዝኾኑ ኣብ ጋንታታት ኣፍሪካ ዝፃወቱ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ካብ መንጎ እቶም ዝርዝር፥ ሞሃመድ…