Browsing Category
ስፓርት
ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ውድድር ርብዒ ፍፃም ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ።
ብመሰረት እዚ፦
ሪያል ማድሪድ ምስ ቼልሲ
ኢንተር ሚላን ምስ ቤኔፊካ
ማንቼስተር ሲቲ ምስ ባየርን ሙኒክ
ኤሲ ሚላን ምስ ናፖሊ ተደልዲለን።
ኣብ ፀወታ…
ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ምስ ጊኒ ንዝገብሩዎ ፀወታ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ ን23 ተፃወትቲ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ብመሰረት እዚ ሓለውቲ ልዳት፥ ፋሲል ገብረ ሚካኤል ካብ ጋንታ ባህርዳር ከነማ፣ ሰዒድ ሃብታሙ ካብ ጋንታ ኣዳማ ከነማን…
ኣብ ማራቶን ቶኪዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማራቶን ቶኪዮ 2023 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም።
ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ፥ ኣትሌት ዴሶ ገልሚሳ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 22 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ተዓዊቱ፡፡
ኣትሌት መሓመድ ኢሳ 2ይ፤ ኣትሌት ፀጋዬ…
ኣብ ፕሪሚየርሊግ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንድሬዳዋ ከተማ ብምስዓር ዳግም ነቲ ሊግ ምምራሕ ጀሚራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዳግም ነቲ ሊግ ምምራሕ ጀሚራ፡፡
ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ መበል 15 ሰሙን መርሃ ግብሪ ኣቤል ያለውን እስማኤል ኦሮ ኣጉሮን ሽቶታት…
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተገበረ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መወዳእታ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተገበረ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊቶም።
ትማሊ ኣብ ጃፓን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን፥ ብደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ሄለን በቀለን ኣትሌት በየኑ ደገፋን ቀዳመይቲን ካልአይቲን…
ቀዳማይ ሻምፒዮና ኘሮጀክታት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 15 ክሳብ 19 ለካቲት 2015 ዓ.ም ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ስታዲየም እናተኻየደ ዝፀንሐ ቀዳማይ ሻምፒዮና ኘሮጀክታት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ።
ኣብቲ ውድድር÷ ክልል ኦሮሚያ ብምዕዋት ተሸላሚት ፅዋዕ ኮይና፡፡
ክልል ኣምሓራ…
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ በርሚንግሀም ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ በርሚንግሀም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 3 ሺሕ ሜትሮ ውሽጢ ገዛ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ።
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ነቲ ርሕቐት ብ8 ደቂቃ 16 ሰኮንድን 69 ማይክሮ ሰኮንድን ዛዚማቶ።
ኣትሌት ጉዳፍ ሎሚ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝተሃነፀ ሜዳ ስፖርት ስራሕ ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝተሃነፀ ሜዳ ስፖርት ስራሕ ብዕሊ ኣጀሚሮም።
እቲ ሜዳ ተተካእቲ ስፖርተኛታት ንምፍራይን ብኹለ መዳይ ዝበቕዐ ትውልዲ ንምቕራፅን ዝዓለመ ምዃኑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…
ኣብ መበል 44 ሻምፒዮና ሃገር ኣቋፂ ዓለም ንዝተሳተፈት ጉጅለ ኣትሌቲክስ መበረታተዒ ሽልማት ተገይሩላ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 44 ሻምፒዮና ሃገር ኣቋፂ ዓለም ንዝተሳተፈት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበረታተዒ ሽልማት ተገይሩላ።
እቲ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ፥ ካብ ዓለም 2 ወርቂ፣ 7 ብሩርን 1 ነሓስን ብድምር 10 ሜዳሊያታት ብምርካብ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ…
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ሓድሽ ታሪኽ ብምምዝጋብ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ጸጋይ ትማሊ ረቡዕ ፖላንድ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ገዛ ውሽጢ ውድድር ‘ወርልድ ኢንዶር ማይል’ ካልኣይ ዝቐልጠፈ ሰዓት ብምምዝጋብ ተዓዊታ።
ኣብ ቶሩን ፖላንድ ንዝተኻየደ ውድድር ብ4 ደቒቕ 16 ካልኢትን 16 ንኡስ ካልኢትን ዝዛዘመቶ ኮይና…