Browsing Category
ስፓርት
ፀወታ ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ፀወታ ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ሞንጎ ኣርጀንቲናን ፈረንሳይን ክካየድ ኢዩ።
ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፖውያን 20 ሕዳር 2022 ኣብ ኳታር ዝጀመረ እቲ ውድድር፥ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ሰዓት 12 መዛዘሚኡ…
ዩዜን ቦልት ናይ ቢቢሲ ስፖርት ሽልማት ህይወት ዘመን ዕዉታት ሰባት ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃማይካዊ ኣትሌት ዩዜን ቦልት ናይ ቢቢሲ ስፖርት ሽልማት ህይወት ዘመን ዕዉታት ሰባት ተዓዊቱ፡፡
ቦልት ድሕሪ እቲ ሽልማት ንቢቢሲ ስፖርት ኣብ ዝሃቦ ርኢቶ÷ “ጠንኪርካ እንተሰሪሕኻ ትደልዮ ነገር ከምትረክብ ኣነ ህልው ምስክር ኢየ” ክብል ተዛሪቡ።…
ዝነበረና ሕልሚ ዋንጫ ዓለም ዋላ ኣይተዓወት ሓዘን ዘይኮነስ ኩርዓት ኢዩ ዝስመዐና- ዋሊድ ረግራጊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝነበረና ሕልሚ ዋንጫ ዓለም ዋላ ኣይተዓወት ሓዘን ዘይኮነስ ኩርዓት ኢዩ ዝስመዐና ክብል ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ሞሮኮ ዋሊድ ረግራጊ ተዛሪቡ።
ሞሮኮ ሓያላት ዝበሃላ ጋንታታት ብምስዓር ናብ ፍርቂ ፍፃመ ምብፅሓ ይዝከር።
ይኹን እንበር ትማሊ…
ሊዮኔል ሜሲ ቀፃሊ ሰንበት ዝካየድ ናይ ፍፃመ ፀወታ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ናይ መወዳእታ ፀወትኡ ከምዝኾነ ተዛሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ቀፃሊ ሰንበት ዝካየድ ናይ ፍፃመ ፀወታ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ናይ መወዳእታ ፀወትኡ ከምዝኾነ ተዛሪቡ።
ነበር ኮኾብ ተፃዋታይ ጋንታ ባርሴሎና ንሃገሩ 171 ግዘ ዝተሰለፈ እንትኸውን÷ 96 ሸቶታት ኣመዝጊቡ።
ኣብ ፅዋዕ…
ኣብ ፅዋዕ ዓለም ሞሮኮን ፈረንሳይን ሎሚ ምሸት ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ክራኸባ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሓደ ፀወታ ክግበር ኢዩ።
ኣፍሪካዊት ሃገራዊት ጋንታ ሞሮኮ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ምስ ፈረንሳይ ናብ ፍፃመ ፀወታ ንምሕላፍ ክፃወታ ኢየን፡፡
ክልቲአን ሃገራት ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም…
ኣርጀንቲናን ክሮሺያን ዝራኸባሉ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመፅዋዕ ዓለም ኳታር ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ከተኣናግድን ኢዩ።
ሃገራዊያን ጋንታታት ኣርጀንቲናን ክሮሺያን ሎሚ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ዝራኸባ እንትኾና÷ ካብ ብሕዚኡ ትፅቢት ተገይሩሉ ይርከብ።
ፅባሕ ፈረንሳይን ኣፍሪካዊትዋ…
መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ክካየድ ኢዩ።
ብመሰረት እዚ ቀትሪ ሰዓት 10 ጋንታ መቻል ምስ ጋንታ ወልቂጤ ከተማ ፀወተአን ዝገብራ እንትኾና÷ ሃዲያ ሆሳእና ምስ ኣዳማ ከተማ ሰዓት 1 ክፃወታ…
ብሕታዊት ተወካሊት ኣፍሪካ ዝኾነት ሞሮኮ ምስ ፖርቹጋል ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 12 ክተካይድ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓዕቲ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዋንጫ ዓለም ክልተ ፀወታታት ክካየድ ኢዩ።
ብመሰረት እዚ ሞሮኮ ምስ ፖርቹጋል ፀወታአን ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 12 ከካይዳ ኢየን።
እንግሊዝ ምስ ፈረንሳይ ድማ ሰዓት 4 ምሸት ፀወተአን ከምዘካይዳ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ…
ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ዓለም ኳታር ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ምሸት ሰዓት 12 ብራዚል ምስ ክሮሺያ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ንምሕላፍ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን፡፡
እቲ መርሃ ግብሪ ቀፂሉ ምሸት ሰዓት 4 ኣርጀንቲና…
ኣብ ፕሪሚየርሊግ ዝውውር ተፃወትቲ ዝካየደሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝውውር ተፃወትቲ ደቂ ተባዕትዮ ፕሪሚየር ሊግ 2015 ዓ.ም ኢትዮጵያ ዝካየደሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ።
ብመሰረት እዚ ዝውውር መንፈቕ ዓመት እቲ ውድድር ካብ 18 ታሕሳስ ክሳብ 18 ጥሪ 2015 ዓ.ም ከምዝካየድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ…