Browsing Category
ስፓርት
ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንኣሰልጠንቲ ኩዕሾ እግሪ ስልጠና ህንፀት ኣቕሚ ምሃብ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ን60 ኣሰልጠንቲ "ብካፍ ዲ ላይሰንስ" ኩዕሾ እግሪ ስልጠና ህንፀት ኣቕሚ ምሃብ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ፌዴሬሽን ኤሊት ኢንስትራክተር ኣብራሃም መብራህቱ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐሌ ስልጠና እንትጅምር…
ኣትሌት ሃብታሙ ኣለሙን ወርቅነሽ መለሰ ኣብ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዙር ሓሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሃብታሙ ኣለሙን ወርቅነሽ መለሰ ኣብ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ካብ መምድበን 1ይቲን 3ይቲን ብምውፃእ ንውድድር ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን።
ትእግስት ግርማ ካብ ምድባ 6ይቲ ብምውፃኣ ናብ ዝቕፅል ዙር ክትሓልፍ ኣይከኣለትን፡፡
#Ethiopia…
ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝካየዱ 3 መፃረዪ ውድድራት ክትሳተፍ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝካየዱ 3 መፃረዪ ውድድራት ክትሳተፍ ኢያ።
ኢትዮጵያውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ዝሳተፋሉ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ፣ 5 ሺሕ ሜትሮ ከምኡ እውን 3 ሺሕ ሜትሮ መኽንኩሎ ክካየዱ ኢዮም፡፡
ረፋድ ሰዓት 5፡05 መፃረዪ…
ኢትዮጵያ ትካፈለሎም 2 ውድድራት ፍፃመ ሎሚ ምሸት ካከየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ዝርከብ መበል 19 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ትካፈለሎም ክልተ ውድድራት ፍፃመ ሎሚ ምሸት ካከየዱ ኢዮም።
ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ተባዕትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ…
ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብሜዳሊያ 3ይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ዝርከብ መበል 19 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልቲታት ብዝተገበሩ ውድድራት ኢትዮጵያ ብ4 ሜዳሊያታት ሳልሳይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ።
ክሳብ ሕዚ ብዝተገበሩ ውድድራት÷ ኣሜሪካ ብ3 ወርቂ፣ 2…
ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋን ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊን ሳልሳይን ራብዓይን ብምውፃእ ዛዚሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋን ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊን ብ10 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ሳልሳይን ራብዓይን ብምውፃእ ዛዚሞም።
ኡጋንዳዊ ኣትሌት ጆሽዋ ቸፕቶጌ ኣብቲ ውድድር…
ብርቄ ሓየሎምን ድርቤ ወልተጂን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፈን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ብርቄ ሓየሎምን ድርቤ ወልተጂን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍፃሜ ውድድር ሓሊፈን፡፡
ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ነቲ ርሕቐት ብ4 ደቒቕ 02 ሰከንድን 46…
ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያን ብምውካል ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንምስታፍ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ዝገበረት ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ።
ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ኣዛም ዝተፃወተት ጋንታ ባህር ዳር ከተማ÷ 2 ን 1…
ሃገራዊት ጋንታ ስፔን ፅዋዕ ዓለም 2023 ደቂ ኣንስትዮ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍፃመ ፀወታ ደቂ ኣንስትዮ ፅዋዕ ዓለም 2023 ስፔን ንእንግሊዝ 1 ን 0 ብምስዓር ንፈለማ እዋን ተዓዋቲት ኮይና።
ኣምበል እታ ሃገራዊት ጋንታ ኦልጋ ካርሞና ኣብ መበል 29 ደቒቕ ብዘመዝገበታ ሸቶ ስፔን ክትዕወት ክኢላ።
ሓላዊት ልዳት…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ፍፃመ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ ትፅቢት ዝግበሩሉ ውድድር ፍፃመ 10 ሺሕ ሜትሮ ምሸት ሰዓት 1፡25 ክካየድ ኢዩ።
ኣብቲ ውድድር÷ ኣትሌታት በሪሁ ኣረጋዊ፣ ሰለሞን ባረጋን ይስማው ድሉን ትፅቢት ይግበረሎም፡፡
ብካሊእ መዳይ ምሸት ሰዓት…