Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

Uncategorized

ንስራሕ ናብ ወፃኢ ዝኸዱ ዜጋታት መሰሎምን ድሕንነቶምን ንኽሕሎ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንስራሕ ናብ ወፃኢ ዝኸዱ ዜጋታት መሰሎምን ድሕንነቶምን ዝተሓለወን ስርዓት ምውፋር ስራሕ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘን ንምግባር  እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ…

ዴንማርክ ንኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ ልምዓት ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን  ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንሚኒስትር ምትሕብባር ልምዓትም ዓለም ለኸ ንብረት ኣየርን ዴንማርክ ዳን ጃርገንስ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ ዘተ÷ ዴንማርክ ቁልፊ መሓዛ ልምዓት…

መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ዓለም ለኸ ሰሙን ኢንተርፕረነርሺፕ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ኣከባብራ ዓለም ለኸ ሰሙን ኢንተርፕረነርሺፕ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትራት ከምኡ እውን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ዴኤታ ስራሕን ክእትን ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን÷ እቲ…

ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት መንግስቲ ዝረአዩ ፀገማት ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ከምዝበፅሑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበበ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት መንግስቲ ዝረአዩ ፀገማት ኣብ ዘተሓሳስብ ብርኪ ከምዝበፅሑ ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴራል ዝረአዩ ትካላት ፌዴራልን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ከምኡ እውን ካብ ኩለን…

ኔይማር ብምኽንያት ጉድኣት ካብ ክልቲኦም ኣብ ክልቲኦም ናይ ምድብ ፀወታታት ከምዘይስለፍ ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ኔይማር ጁኒየር ብምኽንያት ጉድኣት ኣብ ክልቲኦም ናይ ምድብ ፀወታታት ከምዘይስለፍ ተረጋጊፁ። ኔማር ትማሊ ምሸት ብራዚል ምስ ሰርቢያ ኣብ ዝገበረቶ ፀወታ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ዓካሪቶ ኢዩ ካብ ምድብ ፀወታ…

ዝተሰረዘ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ከምዝወፅእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሕዚ ብምኽንያት ዝተፈፀመ ገበን ምጭብርባር ተሰሪዙ ዝነበረ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ከምዝወፅእ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊት ቢሮ ልምዓት ኣባይቲ እቲ ምምሕዳር ያስሚን ወሃቢረቢን ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም። እቲ ኤክስፖ ትማሊ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝተኸፈተ ይፍለጥ፡፡…

ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣመራርሓታትን ዕጡቓትን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተቐበሩሉ ጅምላ መቓብር ቦታ ኣብ ጨርጨር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣመራርሓታትን ዕጡቓትን ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተቐበሩሉ ጅምላ መቓብር ቦታ ኣብ ጨርጨር ተረኺቡ። ግብረ ራዕዲ ህወሓት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ኣባላት እዚ ሰሜን ዘስካሕኽሕ መጥቃዕቲ ብምፍፃም ኣብ…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዓመት ዘበን 1ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ዝርከብ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ÷ ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዘቕረበኦም ዝተፈላለዩ ሽመታት ሓለፍቲ ስራሕ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ ዶ/ር ቀነኣ…

በዓል ኢሬቻ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ቢሾፍቱን ብሚሊየን ዝቑፀሩ ተሳተፍቲ ዝተዓደሙሉ በዓል ኢሬቻ ሆረ-ፊንፊኔን ሆረ-ሃርሰዴ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ፀፅታ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን…