Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

Uncategorized

ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሓደ ፀሓይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ  500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ኣብ ዞባ ካፋ ወረዳ ጊምቦ ጣቢያ ሃመኒ ተጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ነጋሽ ዋጌሾ(ዶ/ር ኢ/ር) ዘጀመርዎ…

ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ሩሲያ ተሳቲፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2023 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ሩሲያ ምስታፋ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ፡፡ እቲ ምርኢት ንግዲ ዘላቒ ፍርያትን መፍረያይነትን ከምኡ እውን ኣብ ስትራቴጂታት ምምሕያሽ ዘተኮረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ብፍላይ ንከተማታትን ኣፍረይቲ…

ዘላቒ ቶታት ልምዓት ንምዕዋት ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዝገብሮ ፃዕሪ ብዕፅፊ ንኽውስኽ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ቶታት ልምዓት ንምዕዋት ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዝገብሮ ፃዕሪ ብዕፅፊ ንኽውስኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ሓቲቱ። ክሌማዊ ለውጢን ፅዕንቶ ለበዳ ኮቪድ 19ን፣ ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዝቐፀለ ጎንፂ ከምኡ እውን ዝተዛበዐ ኣረኣእያ…

ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ፌዴሪኢን ሚኒስቴር ሳይንስን ኢኖቬሽንን ፓኪስታንን ተፈራሪሞምዎ፡፡ ኣብ ፓኪስታን…

መድረኽ ዘተ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያዊ ማዕቐፍ ፖሊሲ ንምትእስሳር ኢንዱስትሪ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዓውዲ መፍረዪ ኢንዱስትሪ ንምድንፋዕ ኣብ ምትእስሳር እታወት ትኹረት ረገይሩ እናተሰርሐ ምዃኑ ተመልኪቱ።…

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ትውልዲ ቦተኦምዞባ  ሰሜን ሸዋ ከተማ መሃል ሜዳ ተፈፂሙ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ስድራ፣ ዘመድ ኣዝማድ፣ መሳርሕቲ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን…

ባንኪ ዓለም ምሕደራ ታክሲ ኢትዮጵያ ንምዝማን ክድግፍ ኢየ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ምሕደራ ታክሲ ኢትዮጵያ ንምዝማን ኣድላዪ ቴክኒካዊን ገንዘባዊን ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር እቶት ተስፋየ ቱሉ÷ ኣብ ምሕደራ ስርዓት ታክሲ፣ ቴክኖሎጂን ተግባራት ምሕደራ ሃፍቲ ሰብን ትኹረት ብምግባር ምስ ልኡኽ…

ኣብቲ ዝሓዝናዮ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብግዝፈቱ ትሕቲ ሰሃራ ካብ ዝርከባ ሃገራ ሳልሳይ ደረጃ ክሕዝ ኢዩ – ኣይ ኤም ኤፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝሓዝናዮ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2023 ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብግዝፈቱ ትሕቲ ሰሃራ ካብ ዝርከባ ሃገራ ሳልሳይ ደረጃ ከምዝሕዝ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣመልኪቱ። ኣይ ኤም ኤፍ ኣፈፃፅማ ትንበያ ኢኮኖሚ ዓለም 2023 ዕላዊ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ኢፍጣር ብሰላም ተዛዚሙ- ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ኢፍጣር ብሰላም ተዛዚሙ ክብል ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ነባሪ ኣዲስ ኣበባ ብፍላይ ማሕበረሰብ ሙስሊም ምስኣካላት ፀፅታ ብምዃን ንዝገበርዎ ምትሕብባር አመስጊኑ። ሓላፍነቶም ንዝተዋፅኡ ኣካላት…

ፍሉይ ሓይሊ ከምብሓዱሽ ንምውዳብ ኣብ ዝተዳለወ ትልሚ ዘተ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፍሉይ ሓይሊ ክልላት ከምብሓዱሽ ንምውዳብ ኣብ ዝተዳለወ ትልሚ ዘተ ተገይሩ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ላዕለዎት መኮንናት መከላከያ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኮሚሽነራት ፖሊስ ክልላትን ክልቲአንምምሕዳራት ከተማን ተረኺቦም።…