Browsing Category
Uncategorized
ኣዲስ ኣበባ ምትእስሳርን ብሄራዊ ተረኽን ዝተረጋገፀላ ከተማ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ምትእስሳርን ብሄራዊ ተረኽን ዝተረጋገፀላ ከተማ ንምግባር እናተሰርሕ ምዃኑ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ "ቃል ብተግባር ንምዕባለ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ…
ኩለመዳይ ርክብ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ዘሎ ኩለመዳይ ርክብ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክባት ወፃን ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፁ፡፡
እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ÷ ምስ ኣምባሳደር ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኣቲፍ ሸሪፍ ኣብ ኩለመዳይ ርክብ ክልቲአን…
ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ዝበረታትዑ ከምዝኾኑ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ መሰረታዊ ለውጢ ንምምፃእ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተግበሮም ዝርከብ ስራሕቲ ተስፋ ዝህቡ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
ኣይተ ተመስገን ብምንቅስቓስ ትምህርቲ ንትውልዲ ንተምሃሮን ከይዲ…
ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ሌይሊ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ዝርከብ ተርሚናል መዕርፎ ነፈርቲ ጎዴ ኡጋዝ ሚራድ ሌይሊ ፅባሕ ተመሪቑ ንግልጋሎት ክፍቲ ከምዝኸውን ተሓቢሩ፡፡
ርእሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ መሓመድ ሓዊሱ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰውን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…
መንግስቲ ካብ ውሽጢን ደገን ዝተፈነወሉ ዝተዋደደ ወፍሪ ይምንክት ኣሎ – ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ካብ ውሽጢን ደገን ዝተፈነወሉ ዝተዋደደ ወፍሪ ይምንክት ኣሎ ክብሉ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ገሊፆም።
ኣብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊ "ህብረ ብሄራዊ ሕውነንት…
ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝፅንሐ 3ይ ዘበን ስራሕ 3ይ ዓመት 7ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ድሬዳዋ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ።
ኣብቲ ጉባኤ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃር ብዘቕረቡዎ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ…
ስቱዲዮ ፋና ላምሮት ዓቕሚ እቲ ትካል ብምዕባይ እዋናዊን ተኣማኒን ሓበሬታታት ብፍሉይ ኣቀራርባ ንምትሕልላፍ ዘኽእል ኢዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ፋና ብሮካስቲንግ ኮርፖሬት ዘሕነፆ ሓዱሽ ስቱዲዮ ፋና ላምሮት ዓቕሚ እቲ ትካል ኣብ ምዕባይ እዋናዊን ተኣማኒን ሓበሬታታት ብፍሉይ ኣቀራርባ ንምትሕልላፍ ዘኽእል ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ፋና…
ብሓባር ናይ ምልማዕ መትከል መሰረት ዝገበረ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሕቶ ህልውና ኢዩ- ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓባር ናይ ምልማዕ መትከል መሰረት ዝገበረ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ሕቶ ህልውና ኢዩ ክብል ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሕቶ ህልውና ኢትዮጵያ…
ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ቢሮ ምምካን ፈንጂ ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ቢሮ ምምካን ፈንጂ ብምትሕብባር ከምዝሰርሕ ገሊፁ።
ቢሮ ምምካን ፈንጂ ምክልኻል ሃገር ምስ ቢሮ ምትሕብባር ፀፅታን ድሕንነትን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ልውውጥ ልምዲ ኣካይዱ።
ሓላፊ ቢሮ ምምካን ፈንጂ ምክልኻል…
ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ሁዋዌ ኢትዮጵያን ብሓባር ኣብ ዝሰርሑዎም ጉዳያት ኣድሂቦም ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ሁዋዌ ኢትዮጵያን ኣብ ስራሕቲ ኣናእሽተይ ቀረባት ሓይሊ ዘቀላጥፉ ቴክኖሎጂታትን ብዝምልከት ብሓባር ኣብ ዝሰርሑዎም ጉዳያት ኣድሂቦም ዘቲዮም።
ሁዋዌ ኢትዮጵያ ንዕዳጋ ዘቕርቦምን ኣናእሽቲ ቀረባት ሓይሊን ዘቀላጥፉ ቴክኖሎጂታት፣…