Browsing Category
Uncategorized
ኣብ ከባቢ ደጃች ውቤ ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ርብርብ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣራዳ ደጃች ውቤ ሰፈር ዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ርብርብ ይግበር ኣሎ፡፡
እቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብቲ ከባቢ ኣብ ዝርከብ ትካል ስራሕ ኮንስትራክሽን ቻይና ጃንጉዜ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ኮሚሽን ኣመራርሓ…
ኣብ ቦሌ ፓርክ ኢንዱስትሪ ለሚ ብ200 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ መሰረተ-ልምዓታት ተመቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቦሌ ፓርክ ኢንዱስትሪ ለሚ ብ200 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ መሰረተ-ልምዓታት ተመቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም።
እቶም መሰረተ-ልምዓታት ንሰራሕተኛታቱ ኣገልግሎት ክውዕሉ ዘህነፆም÷ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዝርከብ ሺንትስ ኢቲፒ ጋርመንት…
ኢንዱስትሪታት ኣብ ወፃኢ ዝርከቡ ዕድላት ዕዳጋ ንምጥቃም ከሰርሑ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ወፃኢ ሃገር ዘለዉ ዕድላት ዕዳጋ ንምጥቃም ብዝተወደበን ዝተዋደደን ኩነታት ክሰርሑ ከምዘለዎም ሚኒስቴር ኢንዱሰትሪ ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣመራርሓን ሰብ ዋናን ኢንዱስትሪ ጨርቀ መርቂን ዓለባን…
ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ሓደሽቲ ዘፈራት ልምዓት ጠሚተን ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቼክ ሪፐብሊክን ኣብ ሓደሽቲ ምትሕብባራት ዘፈራት ልምዓት ጠሚተን ክልተኣዊ ዘተ ኣካይደን።
ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ነመናእሰይ ዕድል ስራሕ ኣብ ምፍጣርን ምትእስሳር እታወ ፍረምረን ኣብ ምፍለጥን ብምድሃብ ዝነበሩ…
ኢትዮጵያ ኣጀንዳታት ስምምዕነት ፍልሰት ኣብ ፖሊሲታት ተኻቲቶም ንኽፍፀሙ እናገበረት ምዃና ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣጀንዳታት ዓለም ለኸ ስምምዕነት ፍልሰት ኣብ ዝተፈላለዩ ፖሊሲታት ልምዓትን ትልሚታትን ተኻቲቶም ንኽፍፀሙ እናገበረት ምዃና ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ዓለም ለኸ ስምምዕነት ፍልሰት ኣህጉራዊ ኣኼባ…
19 ሃገራት ኣፍሪካ ዝተሳተፉሉ ጉባኤ ዲጂታል ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይን ኣብ ዲጂታል ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ማሕበረሰብ ዘድሀበን ጉባኤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ካብ 19 ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ኣብ ዲጂታል ጥዕና ዝሰርሑ ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያን ከምኡ እውን…
ባንኪ ዓለም ኣገልግሎት ጥዕና ገፀር ማሕበረሰብ ተበፃሒ ንምግባር ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ካብ ከተማ ርሒቖም ንዝርከቡ ማሕበረሰብ ገፀር ኣገልግሎት ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ብመንግስቲ ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ።
ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለም ብሚኒስቴር ጥዕና እናተተግበሩ ዝርከቡ ተበፃሕነት ማሕበረሰብ ሓቆፍ…
ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ሰሜን ኮሪያ ፅዋዕ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ኣልዒላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ሰሜን ኮሪያ ፅዋዕ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ንመበል ሳልሳይ ግዘ ኣልዒላ።
እዚ ድማ ቅድሚ ሕዚ ሰለስተ ግዘ ፅዋዕ ዓለም ምስ ዝዓተራ ሃገራዊ ጋንታታት ጀርመንን ኣሜሪካ ታሪኽ ክትካፈል ከምዝገበራ ተሓቢሩ።
ሰሜን…
ኢትዮጵያ ፍኖተ ካርታ ዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ኢጋድ ጋህዲ ንምግንባር መሪሕ ከምትኸውን ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፍኖተ ካርታ ዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ኢጋድ ጋህዲ ንምግንባር መሪሕ ከምትኸውን ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ገሊፀን።
ሚኒስትራት ቱሪዝም በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ፍኖተ ካርታ ዘላቒ ቱሪዝም ኢጋድ"…
ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ካብ መናእሰይ እንታይ ትፅቢት ይግበር?
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ካብ መናእሰይ ብዙሕ ትፅቢት ከምዝግበር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ገሊፁ።
ብመሰረት እዚ ካብቶም መናእሰይ፦
ዝተፈላለዩ ውዳበታት ብምጥቃም ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምሀርቲን ከባቢ መንበሪ ኣባይቲን ብምእካብ ሓሳቦም ምክፋልን…