Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

Uncategorized

ሽም 502 ሓለፍቲ ኣብያተ ዕዮ ዝሓዙ ማህተማት ሓዊሱ ተግባር ገበን ዝፍፀመሎም ዝነበሩ ናውቲታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሽም 502 ሓለፍቲ ኣብያተ ዕዮ ዝሓዙ ስኑዓት ማህተማት ሓዊሱ ተግባር ገበን ዝፍፀመሎም ዝነበሩ ናውቲታት ተታሒዞም። ፖሊስ ፌዴራልን ኣዲስ ኣበባን ኣብታ ከተማ ንራብዓይ ሰሙን ብዘካየድዎ ኦፕሬሽን ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓሉ…

ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንማእኸላት መቄዶንያን ጌርጌሴኖንን ሓገዝ ገንዘብ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ግልጋሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ሰራሕተኛታቱን ንማእኸል መሕብሐቢ ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእምሮን መቄዶንያን ማእኸል መሕገዚን መከናኸኒን ሕሙማት ኣእምሮ ጌርጌሴኖንን ሓገዝ ገንዘብ ገይሮም። እቲ ግልጋሎትን ሰራሕተኛታቱን ዝገበሩዎ ልዕሊ 500…

ጋንታ ሊቨርፑል ንኒውካስትል ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ናይ መወዳእታ ፀወታ መበል 20 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚዬር ሊግ እንግሊዝ ጋንታ ሊቨርፑል ንኒውካስትል ብምስዓር መሪሕነታ ኣጠናኺራ። ኣብ ሜዳኣ ንጋንታ ኒውካስትል ዘተኣናገደት ሊቨርፑል 4 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ።…

መጠን ፍርያት ፀባ፣ ፍርያት ስጋ ዶርሆን ብዝተሃቀኖ መሰረት ፅቡቕ ውፅኢት ኣምፂኡ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ.ም መጠን ፍርያት ፀባ፣ ፍርያት ስጋ ዶርሆን ብዝተሃቀኖ መሰረት ፅቡቕ ውፅኢት ከምዘምፀአ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ትሩፋት…

ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ። ኣብቲ ዑደት፥ ምክትል ከንቲባ ጃንጥራር ኣባይን ካልኦት ኣመራርሓን ሰብ ሞያን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ተሳቲፎም። ጎኒ ንጎኒ እቲ…

ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ዓውዲ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ዓውዲ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ። ኣታሼ ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ኢትዮጵያ ኮሎኔል ማርክ ባቫን፥ ሃገሮም ብቀረብን ዝተፈላለዩ ምትሕብባራትን ወተሃደራዊ ናውቲታት መስ ኢትዮጵያ ንምስራሕን…

ሰራዊት ኣብ ዝንቀሳቐሰሎም ከባቢታት ኩሉ ናይ ህዝቢ ፅኑዕ ደጀንነት ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ኣብ ዝንቀሳቐሰሎም ከባቢታት ኩሉ ናይ ህዝቢ ፅኑዕ ደጀንነት ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ዋና ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ሌተናል ጄኔራል ሰለሞን ኢተፋ ገሊፆም። መበል 116 መዓልቲ ሰራዊት ምኽኒያት ብምግባር ኣባላትን ኣመራርሓን እቲ እዚ…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራ “ልዕልነት ሕጊ ናዚ እዋን ወሳኒ ሕቶ” ብዝብል መሪሕ መልእኽቲ ይዛተዩ ኣለዉ። ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ዝተረኸቡሉ መድረኽ ዘተ ቀንዲ ዕላምኡ ኣብቲ ክልል…

በዓል መውሊድ እንትኽበር ሰናይ ስራሕቲ ነብዩ መሓመድ ብምትግባር ክኸውን ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መውሊድ እንትኽበር ሰናይ ስራሕቲን እዝነታትን ነብዩ መሓመድ (ሰዐወ) ብምትግባር ክኸውን ይግባእ ተገሊፁ። መበል 1 ሺሕን 498 በዓል መውሊድ ነብዩ መሓመድ ኣብ ዓብዪ መስጊድ ኣንዋር ፅባሕ ከምዝኽበር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…

ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ብልፅግና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ስልጠና ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ብልፅግና ኣብ ከተማ ኣዳማ ተጀሚሩ። እቲ ሰልጠና “ ከዕዳ ወደ ምንዳ'' ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ኣብቲ ስልጠና ካብ ኩለን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ይሳተፉ ኣለዉ።…