Browsing Category
Uncategorized
እዚ ምብራቕ ዝኾነ ይኹን ልኡኽቶ ክዋፃእ ኣብ ዘኽእል ብርኪ ምድላው ይርከብ – ሌ/ጀ መሃመድ ተሰማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 206 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ዝኾነ ይኹን ልኡኽቶ ክዋፃእ ኣብ ዘኽእል ብርኪ ምድላው ይርከብ ኣዛዚ እቲ እዚ ሌተናል ጀነራል መሓመድ ተሰማ ገሊፆም።
ሌ/ጀ መሓመድ ተሰማ ከምዝበሉዎ÷ እዚ ምብራቕ ከበድቲ ሃገራዊ ወፍሪታት ብዘተኣማምን መልክዑ ክዋፃእ ዝኽእለሉ ወታደራዊን…
ፍሉይ ሰሙን ንግዲ ኤግዚቢሽንን ባዛርን “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ" ዝተብሃለ ፍሉይ ሰሙን ንግዲ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተኸፊቱ፡፡
እቲ ፍሉይ ሰሙን ንግዲ÷ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ…
መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ኣብ ፎረም ትሮፒካል ደኒ ኦስሎ ናእዳ ረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኖርዌይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፎረም ሮፒካል ደኒ ኦስሎ ይሳተፍ ኣሎ፡፡
እቲ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሃገራት እቲ ከባቢ ሓዊሱ ተኻፈልቲ ዝኾናሉ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር፤ ናይ ዝሓለፉ ዓመታት…
ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ማእኸል ምርምርን ምፍራይን ማይክሮ ኣልጌ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዝኾነ ማእኸል ምርምርን ምፍራይን ማይክሮ ኣልጌ(ስፓይሩሊና) ተመሪቑ።
እቲ ማእኸል፥ ኢንስቲትዩት ባዮን ኢመርጂንግን ቴክኖሎጂ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ኦሮሚያ ብምትሕብባር ዝተሃነፀ…
ማእኸል መሰልጠኒ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ባላቴ ንሓደሽቲ ሰልጠንቲ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ባላቴ ንሓደሽቲ ሰልጠንቲ ስነ-ስርዓት መኽፈቲ ኣካይዱ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዋና ኣዛዚ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ሌተናል ጄኔራል ሹማ ኣብደታ÷ ብፈቓድን ብሞራልን ንሃገሮም ብሞያ ውትድርና ንምግልጋል ዝመፅኡ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ትምህርቲ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብኣሰናዳእነት ብሪታንያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ፎረም ትምህርቲ ትሳተፍ ኣላ፡፡
ኣብቲ ፎረም ብሚኒስትር ትምህርት ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ እናተሳተፈ ይርከብ፡፡
ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብቲ ፎረም ኣብ ዝህልዎ…
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ካናዳ ተዛቲዮም
ኣደስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ካናዳ ኣሕመድ ሁሴን ኣብ ኢኮኖሚ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ጠሚቶም ተዛቲዮም።
ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣብቲ እዋን፥ መንግስቲ ካናዳ ንልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ…
ዕጥቂ ተሓንጊጦም እናተቓለሱ ዝርከቡ ኣካላት ናብ መድረኽ ሃገራዊ ምኽክር ንኽመፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጥቂ ተሓንጊጦም እናተቓለሱ ዝርከቡ ኣካላት ናብ መድረኽ ሃገራዊ ምኽክር ንኽመፅኡ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
ጎንፂ ህይወትን ንብረትን የጥፍእ እምበር ፀገም ከምዘይፈትሕ ዝገለፃ ምክትል ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሂሩት…
ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዘኽእል መሰረት ተነቢሩ – ከንቲባ ተሾመ ኣዱኛ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓመታት ምዕባለ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ዘኽእል መሰረት ከምዝተነበረ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ተሾመ ኣዱኛ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸቡ ውፅኢታት ክቕፅሉ ንምግባር ዝሕግዝ ህዝባዊ ሰልፊ…
ኣዲስ ኣበባ ምትእስሳርን ብሄራዊ ተረኽን ዝተረጋገፀላ ከተማ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ምትእስሳርን ብሄራዊ ተረኽን ዝተረጋገፀላ ከተማ ንምግባር እናተሰርሕ ምዃኑ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኮንፈረንስ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ "ቃል ብተግባር ንምዕባለ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ…