Browsing Category
Uncategorized
እንትነገልግል ብሩህ ተስፋ ሃገርና እናሓሰብና ይኹን – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“እንትነገልግል ብሩህ ተስፋ ሃገርና እናሓሰብና ይኹን” ክብሉ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም።
1 ጳጉሜን መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ መላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ፡፡
ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣመልኪቶም…
ክልል ኣምሓራ ብፅንፈኛን ወራሪ ጉጅለን ካብ ዘንፀላለዎ ናይ ስርቂ፣ ዕንወትን ሓደጋ ምፍራስን ብምውፃእ ናብ ንቡር ኩነታት ይምለስ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራ ዝጠመተ መግለፂ ቁፅሪ ኣርባዕተ ሂቡ።
እቲ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ክልል ኣምሓራ ብፅንፈኛን ወራሪ ጉጅለን ካብ ዘንፀላለዎ ናይ ስርቂ፣ ዕንወትን…
ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበሩ ልዕሊ 55 ሺሕ ዕጡቓት ናብ ስድረኦም ተፋንዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበሩ ልዕሊ 55 ሺሕ ዕጡቓት ኣባላት ናብ ስድረኦም ምፍናው ከምዝተገበረሎም ተገሊፁ።
ምክትል ፕሬዚደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይን ሓላፊ ካብኔ ሴክሪታሪያት ሰላምን ፀጥታን እቲ ክልል ሌተናል ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ዝሃቡዎ…
ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ተበፃሕነት መርበብ ሓሬታ ምምላእ ቀዳማይ ዛዕባ ክኸውን ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ዝማዕበላን ኣብ ምምዕባል ዝርከባን ሃገራት ዘሎ ክፍተት ተበፃሕነት መርበብ ሓሬታ ምምላእ ቀዳማይ ዛዕባ ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ፡፡
ላዕለዎት መራሕቲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ÷ እቲ ጉባኤ…
ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሓደ ፀሓይ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ 500 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ኣብ ዞባ ካፋ ወረዳ ጊምቦ ጣቢያ ሃመኒ ተጀሚሩ።
እቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ነጋሽ ዋጌሾ(ዶ/ር ኢ/ር) ዘጀመርዎ…
ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ሩሲያ ተሳቲፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2023 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ሩሲያ ምስታፋ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ፡፡
እቲ ምርኢት ንግዲ ዘላቒ ፍርያትን መፍረያይነትን ከምኡ እውን ኣብ ስትራቴጂታት ምምሕያሽ ዘተኮረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡
ብፍላይ ንከተማታትን ኣፍረይቲ…
ዘላቒ ቶታት ልምዓት ንምዕዋት ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዝገብሮ ፃዕሪ ብዕፅፊ ንኽውስኽ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ቶታት ልምዓት ንምዕዋት ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ዝገብሮ ፃዕሪ ብዕፅፊ ንኽውስኽ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ሓቲቱ።
ክሌማዊ ለውጢን ፅዕንቶ ለበዳ ኮቪድ 19ን፣ ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዝቐፀለ ጎንፂ ከምኡ እውን ዝተዛበዐ ኣረኣእያ…
ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪመን።
እቲ ስምምዕነት ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ፌዴሪኢን ሚኒስቴር ሳይንስን ኢኖቬሽንን ፓኪስታንን ተፈራሪሞምዎ፡፡
ኣብ ፓኪስታን…
መድረኽ ዘተ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያዊ ማዕቐፍ ፖሊሲ ንምትእስሳር ኢንዱስትሪ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዓውዲ መፍረዪ ኢንዱስትሪ ንምድንፋዕ ኣብ ምትእስሳር እታወት ትኹረት ረገይሩ እናተሰርሐ ምዃኑ ተመልኪቱ።…
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ትውልዲ ቦተኦምዞባ ሰሜን ሸዋ ከተማ መሃል ሜዳ ተፈፂሙ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ስድራ፣ ዘመድ ኣዝማድ፣ መሳርሕቲ ኣይተ ግርማ የሺጥላ ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን…