Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኣርክቴክት ዘበናዊት ቱርኪዬ እናተብሃሉ ዝፍለጡ ኤርዶሃን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኢስታንቡል ከንቲባነት ክሳብ መሪሕነት ሃገር ዝተጓዓዙን ኣርክቴክት ዘበናዊት ቱርኪዬ እናተብሃሉ ዝፍለጡ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1954 ኣብ ከተማ ኢስታንቡል ዝተወለዱ ኤርዶሃን ናብ ፖለቲካ ዓለም ዝተፀምበሩ…

ኢጋድ ሱዳን ናብቲ ትካል ሙሉእ ተሳትፎኣ ንምቕፃል ዘሕለፈቶ ውሳነ ተቐቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ሪፐብሊክ ሱዳን ኣብቲ ትካል ሙሉእ ተሳትፎኣ ንምቕፃል ዘሕለፈቶ ውሳነ ብሓጎስ ይቕበል ኢሉ። ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ከምዝበሉዎ÷ ሱዳን ናብ ኢጋድ ናይ ምምላስ ውሳነ…

ደቡብ ኣፍሪካ ናብ ኣፍሪኤግዚም ተፀምቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ናብ ባንኪ ኢምፖርት ኤክስፖርት ኣፍሪካ (ኣፍሪኤግዚም) ተፀምቢራ። ፓርላማ እታ ሃገር ደቡብ ኣፍሪካ ኣባል ባንኪ ኣፍሪኤግዚም ንኽትከውን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ብዘሕለፎ ውሳነ መሰረት ናብ ዝዓበየ ትካል ፋይናንስ ኣፍሪካ…

ሕብረት ኣፍሪካን ዩናይትድ ኪንግደምን ስትራተጂካዊ ምሕዝነት ንምጥንኻር ተሰማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ሚኒስትር ኮመንዌልዝ፣ ልምዓትን ጉዳያት ወፃእን ዩናይትድ ኪንግደም ኩፐር ኢቬት ተዛትዮም። ኣብ ዘትኦም ክልቲኦም ወገናት ኣብ መንጎ ሕብረት ኣፍሪካን ዩናይትድ ኪንግደምን ዘሎ…

እናጠንከረ ዝመፅአ ርክብ ሃገራት ብሪክስ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሩሲያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኣብ ብሪክስ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ርክብ ኣባል ሃገራት እቲ ጉጅለ ነክጥንክር ኣኽኢሉ ኢዩ ኢላ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ፥ መራሒት ብሪክስ ዝኾነት ብራዚል ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብፍላይ ኣብ 2025 ዓ.ም.ፈ…

ኣልጄሪያ ዘካየደቶ ምሕምባብ ሳተላይት ዕቤት ህዋ ሳይንስ ኣፍሪካ ዘርኢ ኢዩ – መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣልጄሪያ ዘካየደቶ ምሕምባብ ሳተላይት ዕቤት ህዋ ሳይንስን ዓቕሚታት ጂኦስፓሻልን ኣፍሪካ ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ፡፡ ኣልጄሪያ “ኣልሳት-3 ኤ” ዝተሰመየ ሳተላይት ምልከታ መሬት ብዕዉት ኩነታት ናብ ህዋ…

በዓል ልደት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ሎሚ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ልደት 2025 ዓ.ም.ፈ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ሎሚ ይኽበር ኣሎ። ብዙሓት ህዝብታት ዓመት መፅአ 25 ታሕሳስ ዓ.ም.ፈ. ነቲ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ ፍሉጣት በዓላት ሓደ ዝዀነ በዓል ልደት እየሱስ ክርስቶስ ይፅንብሉ። ብመሰረት እዚ…

ጃፓን ኣብ ዓለም ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒክሌር ዳግማይ ስራሕ ክተጅምር እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ጃፓን ኣብ ዓለም ዝዓበየ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒክሌር ድሕሪ 15 ዓመታት ዳግማይ ስራሕ ክተጅምር እያ፡፡ ጃፓን ድሕሪ እቲ ኣብ 2011 ኣብ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬትን ሓደጋ ሱናሚን ኣብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒዩክለር ፉኩሽማ ምብፅሑ ስዒቡ ኣብታ…

ቻይና ንደቡብ ሃገራት ምትሕብባርን ምጥንኻርን ግደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና ዕብየትንምትሕብባርን ደቡብ ሃገራት ክቕፅል ዝግበር ኩለመዳይ ደገፍ ንምጥንኻር ቆራፅ እየ ኢላ። ሳልሳይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ ሃገራት ቲንክ ታንክ “ንሓድነትንጠንካራን ምትሕብባር ግደ ደቡብ ሃገራት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ቻይና ከተማ…

ድሕሪ ኣርባዕተ ዓማውቲ ኣብ ህንዲ ዑደት ዝገብሩ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓማውቲ ኣብ ህንዲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስላጥ ናብ ኒው ዴልሂ ኣምሪሖም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ፃንሒቶም መስ ቀደማይ ሚኒስትር ህንዲ ናሬንድራ ሞዲ ኣብ ነግዲን ምትሕብባር ኢኮኖሚን ክልቲአን ሃገራት…