Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ሰራዊት ንስሑት ሰልሒት ፀላኢ ምላሽ ንምሃብ ብተጠንቀቕ ተሰሊፉ ኣሎ- ኢራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ንስሑት ሰልሒት ፀላኢ ምላሽ ንምሃብ ብተጠንቀቕ ተሰሊፉ ኣሎ ኢላ ኢራን። ቴህራን ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ኣብዚ ሐዚ እዋን ሓያል፣ ድልውቲን ብቐሊሉ ዘይትድፈርን ኮይና ኣሉ ኢሉእቲ ሰራዊት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ። ኢራን…

ኢራን ወሽመጥ ሆርሙዝ ዳግማይ ምሉእ ብምሉእ ዓፅያቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ዘካየደቶ መጥቃዕቲ ስዒቡ ቴህራን መፃብቦ ሆርሙዝ መሊሳ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝዓፀወቶ ኣፍሊጣ። በዚ መሰረት ሰራዊት ኢራን መፃብቦ ሆርሙዝ ሙሉእ ብሙሉእ ክዕፆ ወሲኑ ምንቅስቓስ መራኽብ ነዳዲን ንግዳዊ መራኽብን ደው…

ደው ምባል ተዂሲ እስራኤልን ኢራንን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘላቒ መፍትሒ ዘይተረኸበሉ ኲናት እስራኤልን ኢራንን ሎሚ፥ “ደው ምባል ተዂሲ ዳግማይ እንተዘይተጣሒሱ ምንም ዓይነት መጥቃዕቲ ኣይንፍፅምን” ብምባል ኣፍሊጠን። ቀደማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብወገን ኢራን…

ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሰሜን ኮርያ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ድሕሪ 7 ዓመታት ንፈለማ እዋን ዕላዊ ዑደት ንምክያድ ሰሜን ኮርያ ፒዮንግያንግ ኣትዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ናብ ፒዮንግያንግ ዝገብርዎ ዘለው ዑደት ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕን ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሚር…

ፕሬዚዳንት ዘለንስኪ ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ፊት ንፊት ንምዝታይ ሕቶ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ምስ ሩሲያ መዘናኦም ፊት ንፊት ንምዝታይ ሓሳብ ኣቕሪቦም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ንፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝፀሓፉዎ ደብዳቤ ሰላም ክመፅእ ዝኽእል ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ቀጥተኛ ዘተ ምግባር…

እስራኤልን ሊባኖስን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንምክያድ ሰማዕሚዔን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) እስራኤልን ሊባኖስን ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ንምክያድ ተሰማዕሚዔን፡፡ ክልቲኤን ሃገራት ሄዝቦላህ ሓዊሱ ካልኦት ዕጡቓት ጉጅለታት ብምውፃእ ሰራዊት ሊባኖስ ጥራሕ ዝቆፃፀሮም ከባቢታት ንምምስራት ምስምዕምዖም እዩ ዝተገለፀ፡፡…

ኢራን ኣብ ልዕሊ ኩዌትን ባህሬንን መጥቃዕቲ ድሮን ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ኣሜሪካ ድርድር እናገበረት ትርከብ ኢራን ኣብ ልዕሊ መዕርፎ ነፈርቲ ኩዌትን ባህሬን ኣብ ዝርከብ ጦር ሰፈር ኣሜሪካን መጥቃዕቲ ድሮን ፈፂማ፡፡ ኢራን ኣብ ልዕሊ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኩዌት ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ድሮን ብዙሓት ሰባት…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ሓድሽ መጥቃዕቲ ፈፂማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ደቡባዊ ኢራን ኣብ ዝርከብ ቤዛት መዓስከራት ሚሳይላትን ጀላቡን ኢራን መጥቃዕቲ ኣየር ፈፂማ፡፡ ማእከላይ እዚ ኣሜሪካ (ሴንትኮም) ከምዘፍለጦ፤ እቲ መጥቃዕቲ ኣብቲ ከባቢ ንዝርከቡ ወታደራት ኣሜሪካ ንምክልኻልን…

ኣሜሪካ ንዩክሬን 108 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ወታደራዊ መሳርሒታት ክትሸይጥ እያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ንዩክሬን ስርዓተ ምክልኻል ኣየር ንምጥንኻርን ተዛመድቲ ደገፋት መሳርሒታትን ብ108 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር ንምሻጥ ኣፅዲቓ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ከምዘፍለጦ፤ መሸጣ ወታደራዊ ናውቲ ንናይ ኤችኤደብሊውኬ (HAWK)…

ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ ቻይና መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ኣብ ቤጅንግ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ÷ ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ቻይናን ዘሎ ኩለመዳይ ምሕነትን ስልታዊ ምትእስሳርን ኣብ ዘበናዊ ዓለም…