Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ብምንሃር ዋጋ ነዳዲ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝስእና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲታት ኣየር ኣፍሪካ ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ብምኽንያት ምንሃር ዋጋ ነዳዲ ክረኽበኦ ዝነበረን ኣታዊ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝስእና ማሕር መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ገሊፁ። ዋጋ ነዳዲ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ስዒቡ ድማ መገዲ ኣየር ኬንያ ክፍሊት በረርኡ…

ኣብዱል ፈታ ኣል ቡርሃን ሲቪል ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽ ሱዳን ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሰዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱል ፈታ ኣልቡርሃን ንሲቪል ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ካብ ስራሕ ከምዘሰናበቱ ተገሊፁ። እቲ ቤት መኽሪ ኣብ ቴሌግራም ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ኣብዱል ፈታ ኣል ቡርሃን ሲቪል ኣባላት…

ክልተ ሚኒስትራት እንግሊዝ ኣመራርሓ ቦሪስ ጆንሰን ብምቅዋም ስረሖም ለቒቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ብሪታኒያ ሳጂድ ጃቪድን ሚኒስትር ፋይናንስ ሪሺ ሱናክን ኣመራርሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ብምቅዋም ስረሖም ብፍቓዶም ለቒቖም። ሳጂድ ጃቪድ “ድሕሪ ሕዚ ኣብ ምሕደራ መንግስቲ ቦሪስ ጆምሰን ስረሐይ ብቕንዕና ንምስራሕ ሕልናይ…

ጣሊያን ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ሓደጋ ድርቂ ምግጣሙ ስዒቡ ኣዋጅ ህፂፅ እዋን ኣዊጃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ኣብ 70 ዓመት ታሪኻ ኣጋጢሙ ብዘይፈልጥ ሓደጋ ድርቂ ምግጣሙ ስዒቡ ኣዋጅ ህፂፅ እዋን ኣዊጃ። እቲ ድርቂ ኣጋጢሙ ዘሎ ቅድም ክብል ሲሶ ቀረብ ፍርያት ሕርሻ እታ ሃገር እናሸፈነ ኣብ ዝነበረ ከባቢ ሩባ “ፖ”…

ኣብ ኮፐንሃገን ዝተዓጠቐ ውልቀሰብ ብዝኸፈቶ ተኹሲ ሰባት ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴንማርክ ኮፐንሃገን ዝተዓጠቐ ውልቀሰብ ብዝኸፈቶ ተኹሲ ሰባት ከምዝተቐተሉ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ኣርባዕተ ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ኣካል ከምዝበፅሖም ተሓቢሩ፡፡ ፖሊስ እቲ ተግባር…

ግዝኣት ዶንባስ ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ወታደራዊ ሓይሊታት ሩሲያ ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014( ኤፍ ቢሲ)ግዝኣት ዶንባስ ሙሉእ ብሙሉእ ካብ ቁፅፅር ዩክሬን ወፂኣ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ወታደራዊ ሓይሊታት ሩሲያ ከምዝኣተወት ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ምክልኻል ሩሲያ ሰርጌይ ሾይጉ ሎሚ መዓልቲ ንፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዝገበሩሎም ገለፃ፥…

ኣብ ኳታር ዝተኻየደ ድርድር ኒውክሌር ኢራን ብዘይስምምዕነት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢራንን ሓያላት ሃገራት ዓለምን ዝተበፅሐ ስምምዕነት ኒውክሌር ስምምነት ንምሕዳስ ኣብ ኳታር ዝተኻየደ ዘተ ብዘይስምምዕነት ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2015 ዝተበፅሐ ስምምዕነት ኒውክሌር ንምሕዳስ ዝተኻየደ ናይ…

ኔቶ ፊንላንድን ስዊድንን ብኣባልነት ንምቕባል ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኔቶ ፊንላንድን ስዊድንን ብኣባልነት ንምቕባል ወሲኑ። ጉባኤኡ ኣብ ምስላጥ ዘሎ ኔቶ ክልቲአን ሃገራት ኣብቲ ስምምዕ ሰነድ ኣባልነት ክታመን ንከንብራ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ፊንላንድን ስዊድንን ናብ ኔቶ ብኣባልነት ንምሕዋስ ሕቶ ምቕራበን ይዝከር።…

ኣሜሪካ ክታበት ዓበቕ ህበይ ምሃብ ከምትጅምር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ዝኣኽሉ  ኣሜሪካውያን ብሕማም ዓበቕ ህበይ ምትሓዞም ስዒቡ እታ ሃገር ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታታ ክታበት ምሃብ ከምትጅምር ኣፍሊጣ። ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ እውን ዋይት ሃውስ 300 ሺሕ ክታበታት ንምክፍፋል ትልሚ ከምዘለዎ ተሓቢሩ። በሚቀጥለው…

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝላዘብ መዛተዪ ክበብ ንምጥያሽ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝላዘብ መዛተዪ ክበብ ንምጥያሽ ተስማዕሚዐን። እቲ ክበብ ወለታዊያን ዝኾና ሃገራት ብምትሕብባር ናህሪ ሙቐት ዓለም ምቁፅፅር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ከምዝሰርሕ ኣብ መግለፂአን ኣፍሊጠን። ብፍላይ ካብ ዓውዲ…