Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

እንግሊዝን ኣሜሪካን ድርድር ሰላም ሩስያን ዩክሬንን ንድሕሪት መሊሰን-ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሰርጌይ ላቭሮቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ፣ ኣሜሪካን ካልኦት ምዕራባውያን ተሓባበርተንን ኣብ ኢስታንቡል ዝተኻየደን ተስፋ ተገይሩሉ ዝነበረን ድርድር ሰላም ሩስያን ዩክሬንን ንድሕሪት መሊሰን ኢየን ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት…

ኣሜሪካ ተወሳኺ ኣፅዋራት ንዩክሬን ምልኣኻ ጠጠው ንኽተብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ተወሳኺ ኣፅዋራት ንዩክሬን ምልኣኻ ጠጠው ንኽተብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ። ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ዋሸንግተን ኣናቶሊ ኣንቶኖቭ፥ “ቅድም ክብል ኣሜሪካ ብዙሓት ኣፅዋራት ንዩክሬን እንትትለእኽ እዚ ተግባር ግቡእ ከምዘይኮነን ተቐባልነት ከምዘዘይብሉን…

ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ምስ መራሕቲ ሩሲያን ዩክሬንን ክዛተዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ምስ መራሕቲ ሩሲያን ዩክሬንን ክዛተዩ ኢዮም። ጉተሬዝ ፅባሕ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ክዛተዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ድሕሪ ክልተ መዓልቲታት ድማ ምስ ፕሬዚዳንት ዩክሬን…

ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ መዋይ ኪባኪ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኬንያ መዋይ ኪባኪ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ሳልሳይ ነበር ፕሬዚዳንትን ኬንያ ነታ ሃገር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2003 ክሳብ 2013 ዝመርሑን መዋይ ኪባኪ፥ ኣብ 90 ዓመቶም ሎሚ መዓልቲ ካብዛ ዓለም ብሞት…

ሓዱሽ ምሳኤል ሩሲያ ፀላእትና ደጋጊሞም ክሓስቡ ዝገብር ኢዩ-ፑቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሩሲያ ዕዉት ብዝኾነ ኩነታት ዝፈተነቶ ሓዱሽ ምሳኤል ፀላእትና ደጋጊሞም ክሓስቡ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳነት እታ ሃገር ቪላድሚር ፑቲን ተዛሪቦም። ሩሲያ ሳርማት ዝተብሃለ ኣህጉር ናይ ምቁራፅ ዓቕሚ ዘለዎ ፈተነ ባላስቲክ ሚሳኤል ምግባራ ኤጀንሲ…

ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ኣሪዞና ዝተወለዐ ሰደድ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 700 ኣባይቲ ኣዕኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ገፀር ከባቢታት ግዝኣት ኣሪዞና ብዝተለዓለ ንፋስ ምኽንያት ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 700 ኣባይቲ ከምዘዕነወ ተገሊፁ። ኣብ ሰሜናዊ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ኣሪዞና ከተማ ፍላግስታፍ ውፅእ ኢሉ ዝተወለዐ ቅልጡፍ ሰደድ ባርዕ ሓዊ፥ ልዑል…

ሩሲያ ዲፕሎማት ኔዘርላንድን ቤልጂዬምን ኣባሪራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ 15 ዲፕሎማት ኔዘርላንድን ካልኦት ቁፅሮም ብዕሊ ዘይተፈልጠ ዲፕሎማት ቤልጂዬምን ኣባሪራ። እቶም ዲፕሎማት ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት ሩሲያ ለቒቖም ንክወፅኡ ትእዛዝ ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ስጉምቲ…

ሩሲያ ትማሊ ለይቲ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ብዝፈፀመቶ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ልዑል ክሳራ ከምዘብፀሐት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሩሲያ ትማሊ ለይቲ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ብሓይሊ ኣየር፣ ሚሳኤል፣ መድፍዕን መቃወሚ ኣየርን ተሓጊዛ ብዝፈፀመቶ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ወታደራዊ ሓይሊ ዩክሬን ልዑል ክሳራ ከምዘብፀሐት ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም መጥቃዕቲታት ዒላማ…

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ቁፅሪ መወትቲ ልዕሊ 440 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቅድሚ ሒደት መዓልቲ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ቁፅሪ መወትቲ 443 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ግዝኣት ከዋዙሉ-ናታል ቅድሚ ሒደት መዓልቲ ብምኽንያት ዝወቕዐ ዝናብ ዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅን ምህንዳስ መሬትን ስዒቡ ክልተ…

ተርኪ ኣብ ሰሜናዊ ኢራቕ ወተሃደራዊ ወፍሪ ምክያድ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ተርኪ ኣብ ሰሜናዊ ኢራቕ ወተሃደራዊ ወፍሪ ምክያድ ምጅማራ ኣፍሊጣ። ሚኒስቴር መክልኻል እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሰራሕተኛታት ፓርቲ ኩርድ (ፒኬኬ) ዘነፃፀረ ዶብ ተሻጋሪ ወተሃደራዊ ወፍሪ ተጀሚሩ ኣሎ ኢሉ። እቲ ወፍሪ፥…