Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ናይጄሪያ ዲጂታል ዕድጊት ብምጥቃም ፈላመይቲ ኣፍሪካዊት ሃገር ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ናይጄሪያ ዲጂታል ዕድጊት ብምጥቃም ፈላመይቲ ኣፍሪካዊት ሃገር ከምዝኾነት ተገሊፁ። ማእኸላይ ባንኪ ናይጄሪያ፥ ዕድጊት ወፃኢ ንምንካይን ስርዓት ፋይናንስ ንምዝማንን ከምኡ እውን ንምድንፋዕ ናብ ዕድጊት ዲጂታል ገንዘብ ከምዝተፀምበረ ኣፍሊጡ።…

እዋናዊ ቅልውላው ፖለቲካ ሱዳን ዘተሓሳስብ ኢዩ-ኢጋድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ ቅልውላው ፖለቲካ ሱዳን ዘተሓሳስብ ኢዩ ክብል ኢጋድ ኣፍሊጡ። ኣፈፃሚ ስራሕ ኢጋድ ኣብ እዋናዊ ኩነታት እታ ሃገር ብዝምልከት መግለፂ ሂቡ። ኣቦ መንበር ኢጋድ ዶክተር ወርቅነህ ገበየው፥ እዋናዊ ቅልውላው ፖለቲካ ሱዳን ዘተሓሳስብ ኢዩ…

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ከምዘተሓሳሰቦ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሱዳን ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣዝዩ ከምዘተሓሳሰቦ ኣፍሊጡ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ሙሳ ፋቂ ማሀመት፥ ኣብ ሱዳን ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኣብ ኣተሓሳሳቢ ብርኪ ከምዝበፅሐ ዘርእዮ ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃማዶክን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዓብደላ ሃምዶክ ናይ ገዛ እሱር ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዓብደላ ሃምዶክ መንነቶም ብዘይተፈለጡ ወታደራዊ ሓይሊታት ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ገዝኦም ብምኽባብ ናይ ገዛ እሱር ከምዝገበሩዎም ኣል ሃዳድ ዝተብሃለ ጣቢያ ቴሌቪዥን ፀብፂቡ። እቲ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ ሃምዶክ ቅድሚ ምውሳዱ ኣማኻሪ ሚዲያ…

ጉባኤ ሚኒስራት ኢጋድ ኣብ ጁብቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 11፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ሚኒስራት ኢጋድ ኣብ ጁብቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ስራሕ ንምእላሽ ኣብ ዝስደዱ ሰባት ብምኳር ኢዪ ዝዛተ ዘሎ። ሚኒስትራት ኢጋድ፣ ኣምባሳደራት፣ ኣባል ሃገራትን ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካለትን ይሳተፉ ከምዘለዉ ድማ ተገሊፁ። ቀጣናዊ…

ኣብ ቻይና ቁፅሪ ተረባሕቲ 5 ጂ ኢንተርኔት 450 ሚሊየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ቁፅሪ ተረባሕቲ 5 ጂ ኢንተርኔት 450 ሚሊየን ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ቴክኖሎጂን እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣገልግሎት ዓማዊል ብግቡእ ኩነታት ዘሳልጥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 16 ሚሊየን ማእኸላት 5 ጂ ኢንተርኔት ከምዘለዉ ሓቢሩ። ነዚ…

ናይ መዉሊድ በዓል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 1 ሺሕን 496 ናይ መዉሊድ በዓል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ዝኽበር ዘሎ እንትኸው፥ ናይ ነብዩ ሙሃመድ(ሰ.ዐ.ወ) ውልደት ብምሕሳብ  ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ። ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ሓዊሱ  ኣብ…

እንነብረሉ ይኹን መስዋእቲ ንኸፍሎ ንሃገርን ህዝብን ኢዩ-ኣባላት ሰራዊት

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ወታደር ዝነብር ይኹን መስዋእቲ ዝኸፍል ንሃገርን ህዝብን ኢዩ ክብሉ ኣባላት ሰራዊት መሰረታዊ ስልጠና ብርሸለቆ ተዛሪቦም። እቲ ሰራዊት ካብ ቤተሰቡን ናብርኡን ቀዳምነት ንሃገሩን ህዝቡን ብምባል ደኺሙንን ሰልቺዩንን እንተይበለ ዝተውሃቦ ሕገ…

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ንኣፍጋኒስታን ሓገዝ ንምግባር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ሰብኣዊ ቅልውላው ኣፍጋኒስታን ንምፍታሕ ሓገዝ ንምግባር ከምዝተስማዕማዓ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ጣሊያን ማሪዮ ድራጊ ኣበቲ እዋን ከምዝገለፁዎ፥ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምውጋድ ብሓባር ክንሰርሕ ይግባእ። ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ…

ኣብ ብራዚል ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 600 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብራዚል ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሮም ካብ 600 ሺሕ ከምዝዛየደ ተገሊፁ። ብምኽንያት እዚ ድማ ብራዚል ካብ ኣሜሪካ ቀፂላ ልዑል ቁፅ ዘለዎም ሰባት ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ዘተኣናገደት ካልአይቲ ሃገር ኮይና፡፡ እናወሰኸ…