Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ብዝምልከት መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኔቶ ኣብ ብራስለስ ኣኼባ የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ብዝምልከት ግደ መሻርኽቲ ኣካላት ንምግምጋም ዝዓለመ ኣኼባ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኔቶ ኣብ ብራስለስ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ኔቶ ኣብ ምብራቕ ኣውሮፓ ዘለዋ ቅዋም እንታይ ከምዝኾነ ክግምገም ኢዩ። ብተወሳኺ ካልኣይ…

ፈላመይቲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማዲሊን ኦልብራይት ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላመይቲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማዲሊን ኦልብራይት ኣብ 48 ዕድሚአን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን። ማዲሊን ኦልብራይት ኣብ ዘበነ ስልጣን ቢል ክሊንተን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኮይነን ዘገልገላ ኣብ መላእ ዓለም ዝፍለጣ ዲፕሎማት…

ፕሬዚዳንት ዜለንስኪ ምስ ሩሲያ ዝግበሩ ዘለዉ ዘተታት ከምዝቐፀሉ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚዳንት ዩክሬን ቮሎዲሚር ዜለንስኪ ኣብ መንጎ ሃገሮምን ሩሲያን ዝግበሩ ዘለዉ ዘተታት ከምዝቐፀሉ ተዛሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቴሌግራም ሒሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ኲናት ብኣሽሓት ንዝቑፀሩ ዜጋታት ሞትን ምፍንቓልን ምኽኒያት…

ትማሊ ኣብ ቻይና ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን ብህይወት ዝተረፈ ሰብ ከምዘየለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ምብራቓዊ ሸነኽ ቻይና ደቡባዊ ጓንጊዢ ዝተሓምሸሸት ቦይንግ 737-800 ኣውሮፕላን ብህይወት ዝተረፈ ሰብ ከምዘየለ ሰራሕተኛታት ህይወት ኣድሕን ብምርቋሕ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እታ ኣውሮፕላን 132 ሰባት ኣሳፊራ እናበረረት እናላ…

133 ሰባት ሒዛ እናተጓዘት ዝነበረት ኣውሮፕላን ቻይና ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና 133 ሰባት ሒዛ እናተጓዘት ዝነበረት ኣውሮፕላን ኣብ ደቡባዊ ግዝኣት ጓንግዚ ተሓምሺሻ። ዋንነታ ናይ ምብራቓዊ መገዲ ኣየር ቻይና ዝኾነት እታ ኣውሮፕላን፥ ጉዋንግዚ ጉዋንግ ኣብ ዝተብሃለ ክልል ኢዩ ሓደጋ ምሕምሻሽ ኣጋጢሙዋ ዘሎ።…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ቀንዲ ዕላማ ወተሃደራዊ ወፍሪ ሩሲያ ንዶንባስ ካብ ገበን ዘርኢ ምፅናት ምድሓን ኢዩ ኢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ቀንዲ ዕላማ ወተሃደራዊ ወፍሪ ሩሲያ ንዶንባስ ካብ ገበን ዘርኢ ምፅናት ምድሓን ኢዩ ክብሉ ተዛሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት  ኣብ ስታዲየም ሉዚን ብምርካብ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ወፍሪ ግዝኣታት ዶንባስ ዝኾና…

ቻይና ምስ ሩሲያን ዩክሬንን ዘለዋ ስሩዕ ልውውጥ ንግዲ ከምትቕፅለሉ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ሩሲያን ዩክሬንን ዘለዋ ስሩዕ ልውውጥ ንግዲን ምትሕብባር ኢኮኖሚን ከምትቕፅለሉ ገሊፃ። ሚኒስቴር ንግዲ ቻይና ከምዝሓበሮ፥ ቻይና ምስ ሩሲያን ዩክሬንን ዘለዋ ኣብ ማዕርነት፣ ሓበራዊ ረብሓን ምክብባርን ዝተመርኮሰ ልውውጥ ንግዲን ምትሕብባርን…

ሃገራት ብምውራር ብዙሓት ብቡንባ ዝቐተለት ኣሜሪካ ንፑቲን “ገበነኛ ኲናት” ናይ ምባል ሞራል ክህልዋ ኣይኽእለን-ኣቐባሊ ቃል ሩሲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራቅ ሓዊሱ ሃገራት ወፃኢ ብምውራር ኣብ ዓለም ብ100 ኣሽሓት ዝቑፀሩ ሰባት ብቡንባ ዝቐተለት ኣሜሪካ ንፑቲን “ገበነኛ ኲናት” ናይ ምባል ሞራል ክህልዋ ኣይኽእለን ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ክሬምሊን ዲሜትሪ ፔስኮቭ ተዛሪቦም። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ…

ሩሲያ ንሃገራት ወፃኢ እተቕርቦ ፍሪያት ጥረ ምረ ንጊዚኡ ደው ኣቢላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ንሃገራት ምብራቕ ኣውሮፓ፣ ምዕራብን ማእኸላይን ኤሲያ እተቕርቦ ፍሪያት ጥረ ምረ ንጊዚኡ ደው ከምዘበለት ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ምስ ዩክሬን ብዝተዛመደ ዝንበሩላ ማዕቐባት ይውስኹ ብምህላዎም ስዒቡ ናይ ባዕላ ናይ ምግቢ ድልየን ንምሕላው ብምሕሳብ…

ፕሬዚዳንት ሩሲያን ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤልን ቅልውላው ዩክሬንን ሩሲያን ብዝምልከት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያን ቭላድሚር ፑቲን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤልን ናፍታሊ ቤኔት ቅልውላው ዩክሬንን ሩሲያን ናብ ሰለማዊ መገዲ ኣብ ዘምረሐሉ ኩነታት ብምድሃብ ብቴሌፎን ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣብ መንጎ ተወከልቲ ዩክሬንን ሩሲያን ብቪዲዮ…