Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ኔቶ ኣብ ጎንፂ ዩክሬን ኣትዩ ማለት 3ይ ኲናት ዓለም ተጀሚሩ ማለት ኢዩ – ቻርለስ ሚሼል

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ትካል ቃል ኪዳን ሰሜን ጦር ኣትላንቲክ  (ኔቶ) ኣብ ጎንፂ ዩክሬን ኣትዩ ማለት 3ይ ኲናት ዓለም ተጀሚሩ ማለት ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ቻርለስ ሚሼል ተዛሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ንንባብ ዝበቕዐ ፍሉጥ ጋዜጣ ስፔን…

ኣሜሪካ ምስ ቅልውላው ዩክሬን ብዝተዛመደ ስኑዕ ሓበሬታ ትውዝዕ ኣላ ክትበል ቻይና ኮኒና

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስ ቅልውላው ዩክሬን ብዝተዛመደ ስኑዕ ሓበሬታ ትውዝዕ ኣላ ክትበል ቻይና ኮኒና። ሩሲያ ሕቶ ሓገዝ ኣፅዋራት ኲናት ንቻይና ኣቕሪባ ክትብል ዋሽንግተን ምዝራባ ይዝከር። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዣኦ ሊጂያን እቲ ጉዳይ…

ሩሲያን ዩክሬንን ዘተኦም ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ክቕፅሉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወከልቲ ሩሲያን ዩክሬንን ዘተኦም ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ከምዝቕፀሉዎ ኣቐባሊ ቃል ዲሚትሪ ፔስኮቭ ተዛሪቦም። ከም ገለፃ እቶም ኣቐባሊ ቃል፥ ኣብቲ ዘተ ኣማኻሪ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ዝኾኑ ቭላድሚር ሜዲንስኪ ንልኡኽ ሩሲያ ክመርሑ ኢዮም ዝብል ትፅቢት…

ኣሜሪካን ጃፓንን ኣብ ወርሒ ጥሪ ልዑል ጉድለት ንግዲ ኣጋጢሙወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ጃፓንን ኣብ ወርሒ ጥሪ ልዑል ጉድለት ንግዲ ከምዘጋጠመን ተገሊፁ። ኣሜሪካ ልዑል ዝተብሃለ ጉድት ዋጋ ንግዲ ዘመዝገበት፤ ኣታዊ ንግዳ ምውሳኺን ወፃኢ ንግዳ ብምንካዩን ከምዝኾነ ሚኒስቴር ንግዲ እታ ሃገር ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ…

መበል ሳልሳይ ደርድር ሰላም ሩሲያ-ዩክሬን ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘየምፀአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ደርድር ሰላም ሩሲያ-ዩክሬን ጭቡጥ ውፅኢት ከየምፀአ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። መራሒ ጉጅለ ልኡኽ ሩሲያ ቭላድሚር ሜዲንስኪ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊን ጉዳያት ትኹረት ብምግባር ዝተኻየደ እቲ ዘተ ዝረብሕ ለውጢ ከየምፀአ…

ኢራን ንሩሲያ ሓዊሱ ምስ ዝኾነት ትኹን ሃገር ኣብ ዝህልዋ ምትሕብባር ዝኾነ ይኹን ማዕቐብ ፅዕንቶ ከምዘይፈጥረላ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝንበር ዝኾነ ይኹን ማዕቐብ ንሩሲያ ሓዊሱ ምስ ዝኾነት ትኹን ሃገር ኣብ ዝህልዋ ምትሕብባር ፅዕንቶ ከምዘይፈጥረላ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ሆሴን ኣሚር ኣብዱላሂን ተዛሪቦም። እቶ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ሚኒስትር…

ጦር ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዚያዊ ምቁራፅ ተኹሲ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ዚያዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምግባሩ ተሓቢሩ። ጊዜያዊ የተኩስ አቁሙ በበርካታ የዩክሬን ከተሞች ከዛሬ ጀምሮ እንደሚተገበር ሲ ጂ ቲ ኤን ዘግቧል እቲ ግዚያዊ ምቁራፅ ተኹሲ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ብዙሓት ከተማታት…

ቻይና ሓደሓደ ፖለቲከኛታት እንግሊዝ ኣብ ጉዳይ ሕቶ ታይዋን “ብሓዊ ካብ ምፅዋት” ንኽዕቀቡ ኣተሓሳሲባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ዝርከብ ኤምባሲ ቻይና ሓደሓደ ፖለቲከኛታት እንግሊዝ ኣብ ጉዳይ ሕቶ ታይዋን “ብሓዊ ካብ ምፅዋት”ን ካብ ፀረ ቻይና ሽርሖምን ንኽዕቀቡ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 3 መጋቢት “ዴሞክራሲ…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ሃገሮም ምስ ዩክሬንን ናይ ወፃኢ መሓዙትን ንምዝርራብ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ሞስኮ ምስ ዩክሬንን ናይ ወፃኢ መሓዙትን ንምዝርራብ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይፕ ኤርዶሃን ናይ ስልኪ ዘተ ገይሮም። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ሃገሮም ምስ…

ጦር ሩሲያ ኣብ ኪየቭ ዝርከብ ካብ ኣውሮፓ ዝዓበየ መብላዕልዒ ኒውክሌር ሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ዩክሬን ትርክብ ዝፖሮዢያ ሙሉእ ለይቲ ውግእ ምስገበረ ካብ ኣውሮፓ ዝዓበየ ከምዝኾነ ዝዝረበሉ መብላዕልዒ ኒውክሌር ከምዝተቖፃፀረ ሰብ መዚ ዩክሬን ኣፍሊጦም። “ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝፖሮዢያ ብጦር ሩሲያ ተታሒዛ” ክብል…