Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ማሊ ምስ ሙስና ብዝተዛመደ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣  21 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ማሊ ቡቤዬ ማይጋ ቅድሚ ሸውዓተ ዓመት መስ ዝተፈፀመ ሙስና ዕድጊት ኣውሮፕላን ብዝተዛመደ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዕድጊት ኣውሮፕላን ነበር ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኢብራሂም ኬታ ካብ ዝግባእ ንላዕሊ…

ሊግ ዓረብ ኣብ ኣልጄሪያን ሞሮኮን ዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ብዘተ ክፈትሓ ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል እስላማዊ ምትሕብባር ሊግ ዓረብን ስዑድ ዓረብ፤ ኣብ ኣልጄሪያን ሞሮኮን ዝተፈጠረ ዘይምስምዕማዕ ብዘተ ክፈትሓ ፀዊዖም። ኣልጄሪያ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ብሞሮኮ ኣቢሉ ምትንዃይ ከምዘሎ ብምፅራሕ ምስ ሞሮኮ ዘለዋ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ምቁራፃ ኣፍሊጣ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ሰብአዊ ድጋፍ ዝገብሩ ዘለዉ ዓለም ለኻዊ ትካላት ናይ ኢትዮጵያን ሉዓላዊነት ብዘኽበረ መልክዑ ንክንቀሳቐሱ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣  19 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ሰብአዊ ድጋፍ ዝገብሩ ዘለዉ ዓለም ለኻዊ ትካላት ናይ ኢትዮጵያን ሉዓላዊነት ብዘኽበረ መልክዑ ንክንቀሳቐሱ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣይተ ደመቀ፥ መንግስቲ ኣብ ሰሜላዊ ክፋል እዛ…

ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ህፃናት ብዴልታ ኮቪድ-19 ይጥቅዑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ ህፃናት ብዴልታ ኮቪድ-19 ይጥቅዑ ኣለዉ ተባሂሉ። ኣካዳሚ ፔዲያትሪክስ ኣሜሪካን ማሕበር ሆስፒታል ህፃናትን ብዘውፅኡዎ ፀብፃብ፥ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጥራሕ ኣብታ ሃገር ናብ 94 ሺሕ ዝፅግዑ ህፃናት በቲ ቫይረስ ተጠቒዖም፡፡…

ሩስያ ንመስመር ጋዝ ከም ፖሎቲካዊ ረብሓ እንተተጠቒማትሉ እግዳ ክስዕባ ከምዝኽእል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻንስለር ጀርመን ኣንገላ መርከል ሩስያ ነቲ ብዩክረይን ዝሓልፍ መስመር ጋዝ ክትዓፅዎ እንተፈቲና ኣብ ልዕሊኣ ተወሳኺ እገዳ ክግበር ከምዝኽእል ኣጠንቂቐን። ኣንገላ መርከል ናብ ርእሰ ከተማ ዩክረይን ከተማ ከይቭ ምብፃሕ ገይረን። ንፕረዚዳንት…

ዩጋንዳ ፍቓድ ልዕሊ 50 ሲቪክ ማሕበራት ኣጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩጋንዳ ፍቓድ ልዕሊ 50 መንግስታዊ ዘይኮኑ ሲቪክ ማሕበራት ከምዝኣገደት ተገሊፁ። እቶም ሲቪክ ማሕበራት መንግስቲ ዘውፀኦም ደምቢታትን ኣሰራርሓታትን ስለዝጠሓሱ ምዃኑ ተሓቢሩ፡፡ እቶም ትካላት እዋን ዝኣተዉዎ ውዕሊ ካብ ምዝዛሙ ብተወሳኺ ኣድላዪ…

ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ምልክት ቋንቋ ኣብ ስራሕ ቋንቋ ክተካትት ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ካብ ቋንቋታት ስዋሂሊ፣ ሊንጋላ፣ ኪቱባን ቹሉባን ብተወሳኺ ምልክት ቋንቋ ኣብ ስራሕ ቋንቋ ንምክተካትት ከምዝተለመት ኣፍሊጡ። እቲ ምልክት ቋንቋ ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ኣካቲታት ንመሃብ ከምዝሓሰበት እውን ተገሊፁ፡፡…

ኣብ ሃይቲ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት  ኣስታት 2 ሺሕ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ዛጊት ኣስታት  2 ሺሕ ሰባት ከምዝሞቱ ሰብ መዚ'ታ ሃገር ገሊፆም። ብሰንኪ እቲ 7 ነጥቢ 2 ሬክተር ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፥ ክሳብ ሕጂ ኣስታት 10 ሽሕ ሰባት ከቢድን ፎኵስን ኣካላዊ…

ኣዲስ ኣበባ ፣  10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዛምቢያ መራሒ ተቓዋሚ ፓለቲካዊ ፓርቲ ሃካይንደ ሂቺለማ…

ኣዲስ ኣበባ ፣  10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዛምቢያ መራሒ ተቓዋሚ ፓለቲካዊ ፓርቲ ሃካይንደ ሂቺለማ ምዕዋቱ ኮምሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊፁ። ሂቺለማ ነቲ ቀንዲ መቀናቕንቱ ዝኾነ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕሬዚዳንት ኤድጋር ሉንጉ ብልዕሊ 1…

ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ብውሑዱ ህይወት 304 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ብውሑዱ ህይወት 304 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 2 ዝተመዝገበ ራዕዲ መሬት ህይወቶም ካብ ሞንጎ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ሰባት ቆሲሎም ተባሂሉ። ትማሊ ቀዳም…