Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ብምኽንያት ኲናት ካብ ዩክሬን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ንምስጋር ዝፍትኑ ኣፍሪካውያን ፅንቶ ዘርኣውነት ይበፅሐና ኣሎ ኢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ሩሲያ - ዩክሬን ፈሪሖም ካብ ዩክሬን ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ንምስጋር ዝፍትኑ ኣፍሪካውያን ብምሕብሪ ቆርበቶም ንቶ እናበፅሖም ከምዝኾነ ገሊፆም።
ካብ ኲናት ብምህዳም ካብ ዩክሬን ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንምውፃእ ኣብ ዝፈተኑ ሓደሓደ…
ቻይና ኣብ 2022 ልዑል ምምሕያሽ ሕርሻ ክትገብር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ 2022 ልዑል ምምሕያሽ ግብሪ ከምትገብር ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር 173 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ምንካይ ግብሪ ከምትገብር ኢያ ገሊፃ ዘላ፡፡
ሚኒስትር ገንዘብ ቻይና ሊዩ ኩን÷ ቻይና ምንካይ ትገብረሎም ዓውዲታት ቴክኖሎጂ፣ ሓለዋ ከካባቢ፣…
ሱዳናውያን ንወታደራዊ መንግስቶም ምቅዋሞም ቀፂሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ) ሱዳናውያን ንወታደራዊ መንግስቶም ብምቅዋም ሕዚ እውን ሰላማዊ ሰልፊ ምግባሮም ቀፂሎም፡፡
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ብምቅዋም ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ሱዳናውያን ኣብ ካርቱም ፊት ንፊት ፕሬዚዳንታዊ ቤተ መንግስቲ ብዝገበሩዎ ሰልፊ ሓደ…
ቻይና ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ብዝምልከት ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒ ሰላምን ፍትሕን ደው ክምእትብል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና እዋናዊ ኩነታት ሩሲያን ዩክሬንን ብዝምልከት ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒ ሰላምን ፍትሕን ደው ክምእትብል ገሊፃ።
ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዌንቢን፥ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ዘይምርድዳእ ንምዝሓል ኣብ ዝሕግዙ…
ድርድር ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤላሩስ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ድርድር ሰላም ሩሲያን ዩክሬንን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤላሩስ ተጀሚሩ።
ኣብ ቤላሩስ ዝግበር ድርድር ሰላም ክልቲአን ሃገራት ወታደራዊ ወፍሪ ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ጠጠው ንመባል ዝዓለመ ከምዝኾነ ተመልኪቱ፡፡
ብዙሓት ተዛረብቲ ቋንቋ ሩሲያ ዘለወን ግዝኣታት…
ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን እተካይዶ ዘላ ወተሃደራዊ ወፍሪ ንካልኣይ መዓልቲ ቀፂሉ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን ትማሊ ዝጀመረቶ ወተሃደራዊ ወፍሪ ንካልኣይ መዓልቲ ቀፂሉ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ርእሰ ከተማ ዩክሬን፣ ኪየቭ ልዑል ድምፂ ኣፅዋራት ኲናት ከምዝተሰምዑ ተሓቢሩ።
ሩሲያ ኣብታ ከተማ መጥቃዕቲ…
ቻይና፥ ሩሲያን ዩክሬንን ጎንፂ ካብ ዘበኣእስ ተግባር ተዓቂበን ወጥሪ ንኸኽድኣ ኣተሓሳሲባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና፥ ሩሲያን ዩክሬንን ጎንፂ ካብ ዘበኣእስ ተግባር ተዓቂበን ወጥሪ ንኸኽድኣ ኣተሓሳሲባ።
ቻይና ኣብ ዘውፀአቶ መግለፂ፥ ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ዝሳተፉ ኣካላት ኩሎም ካብ ዘበኣእሱ ተግባራት ንኽቀቡ ፃውዒት ኣቕሪባ።
ቅድም ክብል ቀዋሚ ተወካሊ…
ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ዶንባስ ፍሉይ ወተሃደራ ወፍሪ ከምዝተጀመረ ዕላዊ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ካብ ዩክሬን ብምግንፃል ንገዛእ ርእሳ ናፃ ሃገር ብምግባር ኣብ ልዕሊ ዝኣወጀት ዶንባስ ፍሉይ ወተሃደራ ወፍሪ ከምዘጀመሩ ዕላዊ ገይሮም።
ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ብቴሌቪዥን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቶም…
ፈረንሳይ ኣብ ማሊ ዘዋፈረቶም ወታደራታ ክተውፅእ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ማሊ ንወፍሪ ፀረ ግብረ ራዕዲ ዘዋፈረቶም ወታደራታ ከምተውፅእ ፈሊጣ።
እቲ ውሳነ ብፈረንሳይን መሓዙታን ዝተፈረመ እንትኸውን፥ ብፍላይ ንማሊ ዝተቖፃፀረ ወታደራዊ ሓይሊ ምስ ወታደራዊ ዘፈራት ፈረንሳይ ብሓባር ንምስራሕ ፍቓደኛ ብዘይምዃኑ…
ንሕብረት ኣፍሪካ ዝኸውን ደገፍ 11 ነጥቢ 48 ሚሊየን ዶላር ፀዲቒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕብረት ኣፍሪካ ዝኸውን ካብ ኮሚሽን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካ ደገፍ 11 ነጥቢ 48 ሚሊየን ዶላር ፀዲቒ።
እቲ ሓገዝ ሕብረት ኣፍሪካ ዘለዎ ምምሕዳር ንምጥንኻርን ትካላዊ ዕብየት ነክህልዎን ንምግባር ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ዓቕሚ ኣጀንዳ 2063 ኮሚሽን…