Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ናዕቢ ኣቐዲሙ ዝተሃቀነ ኢዩ-ሲሪል ራማፎሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ናዕቢ ኣቐዲሙ ዝተሃቀነን ኣንፃር ዲሞክራሲ ዝተገበረ መጥቃዕቲን ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ገሊፆም።
ማእሰርቲ ነበር ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ጃኮብ ዙማ፥ ጠንቂ እቲ ኣብታ ሃገር ተወሊዑ ዘሎ ናዕቢ እዩ።…
ኣብ ምዕራብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ዘጋጠመ ዕልቕልቕ ውሑጅ ብውሕዱ 120 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ ኣውሮፓ ብሰንኪ ዘጋጠመ ዕልቕልቕ ውሑጅ ብውሕዱ 120 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ።
ብኣማኢት ዝቑፀሩ ካልኦት ሰባት እውን ሃለዋቶም ከምዘይተፈለጠ ተሓቢሩ።
እቲ ዕልቕልቕ ብሰንኪ'ቲ ኣብቲ ዞባ ክዘንብ ዝቐነየ ዝናብ ዘስዓቦ ምዃኑ…
ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ቁፅሮም ከምዝወሰኸ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብቫይረስኮሮና ህይወቶም ዝሓልፉ ሰባት ቁፅሮም ከምዝወሰኸ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
ከም ገለፃ እቲ ትካል ኣብ ኣፍሪካ በቲ ቫይረስ ንሕልፈት ዝተቓልዑ ሰባት ቁፅሮም ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ብ43 ሚኢታዊ ክብ ክብል ክኢሉ፡፡
ናሚቢያ፣…
ሳልሳይ ዓሌት ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ-19 ምርኣይ ከምዝጀመረ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴልታ ዝተብሃለ ዓሌት ለበዳ ኮቪድ19 ቫይረስ ብልዑል ቅልጣፈ እናተስፋሕፈሐምምፅኡ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ፡፡
ከም ገለፃ እቲ ትካል ጅምር ሳልሳይ ዓሌት ኮቪድ19 እናተርኣየ ይርከብ፡፡
ንዘሓለፉ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ ሰሙናት ድማ ኣብ ዓለም ዝርገሐ…
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ደቡብ ኣፍሪካ ብዝተወለዐ ናዕቢ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት 72 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንማእሰርቲ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ነበር ጃኮብ ዙማ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት እታ ሃገር ብዝተወለዐ ናዕቢ ዝሞቱ ቁፅሪ ሰባት 72 ከምዝበፅሐ ይግለፅ ኣሎ።
ብዝሒ ናይቶም ዝሞቱ ሰባት ድማ ነቶም ብሰኑይ ኣብ ሶዌቶ ዝርከብ ማእኸል ዕዳጋ ውራ …
ኣብ ማእኸል ሕክምና ኮቪድ 19 ዒራቕ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ልዕሊ 50 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዒራቕ ሕሙማት ቫይረስኮሮና ኣብ ዝሕከሙሉ ክፍሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ልዕሊ 50 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ።
እቲ ሓደጋ ባርዕ ኣብ ደቡባዊት ከተማ ናሲርያ ኣብ ዝርከብ ኣል ሁሴን ኣብ ዝተባህለ ሆስፒታል'ዩ ኣጋጢሙ።
ጠንቂ እቲ ባርዕ ክሳብ ሐዚ…
ኩባኒያ ቦይንግ ንተጎዳእቲ ንምኽፋል ቃል ዝኣተዎ 500 ሚሊዮን ዶላር ካሕሳ ምኽፋል ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያ ኩባኒያ ቦይንግ ዝኾና ክልተ ኣውሮፕላናት ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2018 ኣብ ኢንዶነዢያ ከምኡ እውን 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ሓደጋ ንዘጋጠሞም ስድራቤት ተጎዳእቲ ካሕሳ ንምኽፋል ቃል ዝኣተዎ ክፍሊት 500 ሚሊየን ዶላር ምሃብ ከምዝጀመረ ተገሊፁ፡፡…
ደልታ ዝተባሃለ ዓይነት ቫይረስኮሮና ኣብ ኣፍሪካ ይላባዕ ብምህላዉ ዜጋታት ክጥንቀቑ ኣለዎም-ውድብ ጥዕና ዓለም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ደልታ ዝተባሃለ ዓይነት ኮሮናቫይረስ ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ይላባዕ ብምህላዉ ዜጋታት ክጥንቀቑ ኣተሓሳሲቡ።
ናይ መወዳእታ ሰሙን ወርሒ ሰነ ብኹነታት ለብዒ ቫይረስኮሮና እቲ ኣዝዩ ዝኸፍአ ጊዜ ከምዝነበረ ፀብፃባት እቲ ትካል ይሕብሩ።…
ጆቨነል ሞይስ ብናይ ደገ ሓይልታት ከምዝተቐንፀሉ ፖሊስ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሄይቲ ጆቨነል ሞይስ ዝበዝሑ ኣባላቱ ኮሎምብያውያን ወተሃደራት ብዝኾኑ ሓደ ጉጅለ ዕጡቕ ወፃኢከምዝተቐትሉ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ጆቨነል ሞይስ ኣብ ፈለማ እዚ ሰሙን እዮም ኣብ መንበሪ ገዝኦም ተቐቲሎም።
እቲ ጉጅለ 26…
ጃኮብ ዙማ ኢዶም ንፖሊስ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ደቡብ አፍሪካ ጃኮብ ዙማ ንፍርድ ቤት ብምድፋር ዝተመሓላለፈሎም ማእሰርቲ 15 ኣዋርሕ ንምፍፃም ኢዶም ንፖሊስ ሂቦም፡፡
እቶም ነበር ፕሬዚዳንት ዝተመሓላለፈሎም ቅፅዓት ማእሰርቲ ኣብ ከባቢ መንበሪ ገዝኦም ዝርከብ ቤት ህንፀት ናታል…