Browsing Category
ዓለም ለኻዊ ዜናታት
ሕብረት ኣፍሪካን ትካል ሰራሕተኛታት ዓለምን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን ትካል ሰራሕተኛታት ዓለምን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር ትካል ሰራሕተኛታት ዓለም ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ሲንቲያ ሳሙኤል ኦሎንጁን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ…
ሕብረት ኣፍሪካ ስዋሂሊ ቋንቋ ስራሕ ንክኸውን ዝቐረበ ሕቶ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፤ 3 ለካቲት 3፣2014 (ኤፍ ቢሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ፊሊፕ ምፓንጎ 55 ኣባል ሃገራት ንዘለውኡ ሕብረት ኣፍሪካ ስዋሂሊ ቋንቋ ስራሕ ንክኸውን ዘቕረብዎ ሕቶ ፀዲቑ።
ዉሳኔዉ የፀደቀዉ የታንዛኒያ ምክትል ፕሬዝዳንት ፊሊፕ ምፓንጎ ለአፍሪካ ህብረት ያቀረቡትን ጥያቄ ተከትሎ መሆኑ…
ኢራን ሓዱሽ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤል ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢራን ኬይባር ሼይካን ዝተብሃለ ሓዱሽ ናይ ነዊሕ ርሕቐት ሚሳኤል ዕላዊ ምግባራ ኣፍሊጣ።
እቲ ሚሳኤል፥ ዋና ኣዛዚ ሓይሊታት ጦር ኢራን ሜጀር ጀነራል መሓመድ ባገሪን ካልኦት ወታደራዊ መራሕቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ዕላዊ ኮይኑ፡፡
1 ሺሕን 500…
ኣብ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሚሊየን ዛይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 400 ሚሊየን ዛይዱ።
ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝውላዕ ጀሚሩ ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ጉዳያት ኩለመዳይ ፅዕንቶ እናሕደረ ይርከብ፡፡
ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ…
ፕሬዚዳንት ማእኸላይ ኣፍሪካ ሪፐብሊክ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ካብ ሓላፍነቶም ኣልዒለምዎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ማእኸላይ ኣፍሪካ ሪፐብሊክ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ካብ ሓላፍነቶም ኣልዒለምዎም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ሄንሪ-ማሪ ዶንድራን ካብ ሓላፍነቶም ዝተልዓልሉ ምኽኒያት ኣብ ውሽጢ መንግስቲ እታ ሃገር ኣብ መንጎ ደጋፊ ሩሲያን ፈረንሳይን ብዝብል…
ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዝተፈጠረ ወጥሪ ንምህዳእ ዲፕሎማሲያዊ መፍትሒ የድልዮ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዝተፈጠረ ወጥሪ ንምህዳእ ዲፕሎማሲያዊ መፍትሒ ከምዘድሊ ኣቐባሊ ቃል ፕሬዚዳንት ቱርኪ ኢብራሂም ካሊን ገሊፆም።
ኣባል ሃገር ኔቶ ዝኾት ቱርኪ ምስ ሩሲያን ዩክሬንን ፅቡቕ ርክብ ከምዘለዋ እቶም አኣቐባሊ ቃል ዝተዛረቡ…
ሕብረት ኣፍሪካ ንቡርኪናፋሶ ካብ ኣባልነት ኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ)ሕብረት ኣፍሪካ ንቡርኪናፋሶ ካብ ኣባልነት ከምዝኣገዳ ኣፍሊጡ።
እቲ ሕብረት፥ ኣብ ቡርኪናፋሶ ወታደራዊ ሓይሊ ዕልዋ መንግስቲ ምክያዱ ስዒቡ ኢዩ ነታ ሃገር ካብ ኣባልነተ ኣጊዱዋ ዘሎ፡፡
ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ቡርኪናፋሶ ብዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ…
ማሊ ዴንማርክ ወታደራታ ካብ ሃገራ ብቕልጡፍ ንኽተውፅእ ሓቲታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ማሊ ካብ ስምምዕነት ወፃእ ኣብ ሃገረይ ሰፊሮም ዝበለቶም ወታደራት ዴንማርክ ካብ ሃገራ ንኽወፅኡ ሓቲታ።
ወታደራዊ መንግስቲ ማሊ ከምዝበሎ፥ ዴንማርክ ብዘይ ስምምዕነት ኣብታ ሃገር ዘስፈረቶም 100 ዝኾኑ ወታደራት ንኽተውፅእ ሓቲቱ።
ጦር ዴንማርክ…
ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሰሜን ኮሪያ ማዕቐብ ንኽንበር ዘቕረበቶ ሕቶ ብቻይናን ሩሲያን ተኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሰሜን ኮሪያ ማዕቐብ ንኽንበር ናብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘቕረበቶ ሕቶ ብቻይናን ሩሲያን ከምዝተኣገደ ተገሊፁ።
ሰሜን ኮሪያ ባላስቲክ ሚሳኤላት ምውንጫፋ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ሰሜን ኮሪያውያን መሳዕቐብ ንኽንበር ኣሜሪካ ዘቕረበቶ…
ቻይና ዝኾነ ይኹን ዓይነት ቴክኖሎጂ ካብ ወፃኢ እንተየእተወት ዝሰርሐተን ኣውሮፕላን ኣብዚ ዓመት ንመሸጣ ክተቕርብ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ዝኾነ ይኹን ዓይነት ቴክኖሎጂ ካብ ወፃኢ እንተየእተወት ዝሰርሐተን ሲ 919 ዝተብሃላ ኣውሮፕላናት መገዲ ኣብዚ ዓመት ንመሸጣ ከምተቕርብ ኣፍሊጣ።
ምክትል ዋና መካየዲ ስራሕ መቐመጢኡ ሻንጋይ ናይ ዝገበረ ኮርፖሬሽን ንግዲ ኣውሮፕላን ቻይና ው…