Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ሃገራት ኣፍሪካ ብዛዕባ ዝርገሐ ኣሚክሮን ሓበሬታ ምቕራብ ብዘይምኽኣለን ብዛዕባ ኩነታት ዝርገሐ ንምግላፅ ኣፀጋሚ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣፍሪካ ብዛዕባ ዝርገሐ ኣሚክሮን ቫይረስ ኮሮና ሓበሬታ ከቕርባ ብዘይምኽኣለን ኩነታት ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ንምግላፅ ኣፀጋሚ ከምዝገበሮ ማእኸል ቁፅፅር ሕማማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ) ገሊፁ። ዳይሬክተር ሲዲሲ ዝኾና ዶክተር ጆን ንከንጋሶንግ ከምዝበለኦ፥…

ምሕዝነትን ምትሕብባርን ቻይና ኣፍሪካ ኣብ ድሌት እተን ሃገራት ዝተመርኮሰ ኢዩ – ዋንግ ዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነትን ምትሕብባርን ቻይና ኣፍሪካ ኣብ ድሌት እተን ሃገራት ዝተመርኮሰ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዩ ገሊፆም። ዋንግ ዩ ኣብ መፈለምታ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ዝገበሩዎ ዲፕሎማሲያዊ ዑደት ምስ ዛዘሙ ኣብ ዝሃቡዎም…

ሰሜን ኮሪያ ሚሳኤል ባላስቲክ ናብ ባሕሪ ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮሪያ ሚሳኤል ባላስቲክ ብዕዉት ኩነታት ናብ ባሕሪ ከምዘወንጨፈት ኣፍሊጣ። መራሒ ሰሜን ኮሪያ ኪም ጆንግ ኡን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኮንፈረንስ ገዛኢ ፓርቲ እታ ሃገር ወታደራዊ ዓቕሚ ዝበለፀ ንምዕባይ ቃል ምእታዎም ይዝከር፡፡ ነዚ ስዒቡ…

ቤት ዕዮ ሚኒስቴራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲታት ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ወረዳ ጉባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለን ቤት ዕዮ ሚኒስቴራት ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ 100 መዓልቲታት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዝርከበሉ ወረዳ ጉባ ይካየድ ኣሎ። ኣብዚ ዓመት ኢኮኖሚ ብዙሓት ፈተናታት ዘንፀላለዉዎ ይኹ እምበር፥ ኣብ ቀንዲ…

ሓሙሽቲአን ኒኩሌር ዝተዓጠቓ ሃገራት ውድድር ጦር መሳርሒ ንዘይምግባር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓሙሽቲአን ጦር መሳርሒ ኒኩሌር ዝተዓጠቓ ሃገራት ካብ ዝገብረኦ ውድድር ጦር መሳርሒ ኑክሌር ንኽዕቀባ ብሓባር ኣብ ዘውፀአኦ መግለፂ ኣፍሊጠን። ቻይና፣ ሩሲያ፣ ፈረንሳይ፣ ብሪታንያን ኣሜሪካ ኣባላት ቤት ምኽ ፀፅታ እንትኾና፥ ኲናት ኒውክሌር ንምትራፍ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃምዶክ ስልጣኖም ለቒቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሱዳን ዓብደላ ሃምዶክ ስልጣኖም ለቒቖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስት ንህዝቢ ሱዳን ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ስልጣን ምልቃቖም ዕላዊ ገይሮም። ሱዳን ኣብ ቀረባ እዋን ወታደራዊ ዕልዋ መንግስቲ ምግባራ ስዒቡ ኣብ ውሽጢ ፖለቲካዊ…

ብደረጃ ዓለም ብልዑል ምልባዕ ኦሚክሮን ሲዒቡ ሃገራት ገደብ ምንቅስቓሳት በዓል ሓዱሽ ዓመት ይገብራ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል ሓድሽ ዓመት ፈረንጂ ኣብ ዝኽበረሉ እዋን ብብርኪ ዓለም ብኮቪድ-19 ዝልከፉ ሰባት ቑፅሮም ብልዑል እናወሰኸ ይርከብ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልትታት ልዕሊ 7 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሰባት ብቲ ቫይረስ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ፡፡ ነዚ ሲዒቡ…

ማእኸለዊ ባንኪ ቻይና ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምንካይ 13 ነጥቢ 43 ቢሊየን ዶላር ሰሊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸለዊ ባንኪ ቻይና ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምንካይ 13 ነጥቢ 43 ቢሊየን ዶላር ሰሊዑ። ሓላፊ እቲ ማኸላዊ ባንኪ ሱን ጉፌንግ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ትካላት ገንዘብ ኣብታ ሃገር ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምንካይን ንምቁፅፃርን ንዝሰርሑ ትካላት ዘለቅሐኦ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ኣብ ሓዱሽ ዓመት ጉዕዞኦም ኣፍሪካ ክጉብንዩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዩ ኣብ መጀመርታ ሓዱሽ ዓመት ኣውሮፓውያን ጉዕዞኦም ኣፍሪካ ዑደት ከምዝገብሩ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 4 ክሳብ 7 ጥሪ ኣብ ዝገብሩዎ ዑደት፥ ኣብ ኤርትራ፣ ኬንያን ኮሞሮስን…

ፕሬዝዳንት ሰሶማሊያ ፋርማጆ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሮብሌ ካብ ስራሕ ኣጊዶምዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሰሶማሊያ ሞሓመድ ፋርማጆ ንቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ሞሓመድ ሑሴን ሮብሌ ካብ ስራሕ ኣጊዶምዎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መሬት ህዝቢ ንውልቀ ረብሓ ኣውዒሎም ብዝብል ክሲን ኣብ እዋን መረፃ ብዘርአዩዎ ድኹም ኣፈፃፅማን ኢዮም ካብ ስራሕ…